ሃብቶም ቲዕቲዕ ( ኣብ ስቓዩ ዘይውዳእ ህዝቢ ዘሎ ሓቂ)

 ኣብ ስቓዩ ዘይውዳእ ህዝቢ ዘሎ ሓቂ

ተወሊደ ዝዓበኹላ ከተማ መንደፈራ ኣብዚ ሰሙንዚ ኣይግድን ። ቲ’ዝነበራ መልኣኻ ሃዲሙ፡መልኣከሞታ ዓትዒቱ ብምሓዝ ደም የንብዓ፡ ከቢድ ደበና ሓዘን ድማ ኣንጸላሊዋ ይርከብ ።ኣብ ውሽጣ ዝርከብ ህዝቢ’ውን ወሪድዎ ዘሎ ምዓት ካብ ምሒር ምስድማም ኣውያቱን ጸሎቱን የስምዕ። ኣውያትን ጸሎትን ነቶም ኣብ ምድሪ ሊብያ ብክርስትያናዊ እምነቶም ጥራሕ ክሳዶምን ሂወቶምን በጃ ዝኾኑ ደቁን ኣሕዋቱን። ነዚ ሓዘን ፡ ነዚ ክትቕበሎ ዘሸግር ህሞት ብኣረሜናውያን እስላማይ ጥሩፋት ( ንሓቀኛ እምነት ምስልምና ዘይውክል) ዝተፈጸመ ኣነዋሪ ተግባር ሓዘኑ ንምግላጽ’ውን ህዝቢ መንደፈራ ብውልቅን ብእኩቡን ናብታ ግዳይ ዝኾነት ኣብ ደቡባዊ ምብራቕ ከተማ መንደፈራ እትርከብ ስፍራ፡ “ጽንዓት ይሃብኩም” ክብሉ ይውሕዙ – ናብ ዓዲ ባሪ ። ንልብን ኣ…

Continue Reading

ሃብቶም ቲዕቲዕ's photo.
ሃብቶም ቲዕቲዕ's photo.
ሃብቶም ቲዕቲዕ's photo.
ሃብቶም ቲዕቲዕ's photo.
ሃብቶም ቲዕቲዕ's photo.

Leave a Reply

Your email address will not be published. Required fields are marked *