http://http://hidri.net/
Letter on Berhanu Nega’s Decision Letter to the Editor July 23, 2015
It is with the utmost delight and pride that I read and heard Dr. Birhanu Nega’s decisive decision to go back to neighboring Eritrea and join Th Patriotic Ginbot7 forces to face the enemy of his country head on. Even though it is a long over due decision, I commend and congratulate Dr. Birhanu […]
ዕድመ ንኹሉ ደላዪ ለውጢ ሰለማዊ ሰልፊ ኣንጻር ፈስቲቫል ህግደፍ ኣብ ስቶክሆልም ቀዳም 1-ነሓሰ።
http://www.jeberti.com/index.php?option=com_content&view=article&id=9810:sleamwi-selfi&catid=58:tigrina&Itemid=103
ኣብዚ ከቢድ እዋን ምስ ህዝብኻ ምውጋን ሓላል’ዩ፤
http://www.gereger.com/data/media/35ioGn4l2.pdf
ንኤርትራዉያን ተቐማጦ ኮሎምቦስ ኦሃዮ ምሕማስ ዝከኣል ኣይኮነን ።
http://www.togoruba.org/togoruba1964/mainTogorubamap/mainMap/headingMap/2015/2707CSO5-06AT.pdf
ንዝቃለሱ እናቐንጸሉ 27. 07. 2015 ብበላይ መስፍን
http://www.togoruba.org/togoruba1964/mainTogorubamap/mainMap/headingMap/2015/2707BM5-02PT.pdf
Eritrean Democratic Alliance
http://www.togoruba.org/togoruba1964/mainTogorubamap/mainMap/headingMap/2015/2707EDA5-07CA.pdf
ዝብሉኺ እንተትሰምዕስ ዕዳጋ ኣይምተቐልቀልክን
መንነት ከም መጣልዒ– ኬነት ካውንዳ ኣብ 1924 ኣብ ኩብዋ ሰሜን ሮደዥያ ተወሊዱ:: ኣብ 1949 ጸረ-መግዛእቲ እንግሊዝ ኣብ ዝተገብረ ቃልሲ መሪሕ ተራ ነበሮ:: ኬነት ካውንዳ ኣብ 1950 ዋና ጸሓፊ ናይ’ቲ ንናጽነት ዝተቃለሰ ኣፍሪቃዊ ሃገራዊ ባይቶ ኮይኑ ንዛምቢያ ናብ ናጽነት ዘብቅዐ’ዩ:: ንሱ ዛምብያ ኣብ 1964 ናጽነታ ምስ ረኸበት ነቲ ኣብ ደቡብ ኣፍሪቃ ዝካየድ ዝነበረ ጸረዓሌታዊ ቃልሲን ኣብ […]
ቀንዲ ዋኒን ወተሃደራዊ መዓስከር ሳዋ ኣብ’ዚ ወቕቲ፡ ዜጋታት ከይሃድሙ ብጅሆ ሒዝካ ምሕላው ምዃኑ ተገሊጹ….ድምጺ ሰላምን ደሞክራስን ኤርትራ 27-07-2015..
ቀንዲ ዋኒን ወተሃደራዊ መዓስከር ሳዋ ኣብ’ዚ ወቕቲ፡ ዜጋታት ከይሃድሙ ብጅሆ ሒዝካ ምሕላው ምዃኑ ተገሊጹ። ካብ መፈለምታኡ፡ ሕጋውን ህዝባውን ደገፈይታ ዘይነበሮ፡ ኣብ ልዕሊ ዜጋታት ኣካላውን ስነ- ኣእምሮኣውን ገበናት ዝፍጸመሉ ወተሃደራዊ መዓስከር ሳዋ፡ ካብ’ቲ ዝሓለፈ ብዝኸፈአ ኣብ’ዚ ወቕቲ’ዚ፡ እቶም ብስመ ትምህርቲ ካብ ሕቚፊ ወለዶም ብኣስገዳድ ናብ’ቲ መዓስከር ተጓሪቶም ብጅሆ ተታሒዞም ዘለው፡ ህጻናት ዝርከብዎም መንእሰያት፡ ናብ ሱዳን ከይሃድሙ […]
Party official Hkdv subjected to attack between Oogaro and Dnci 2015 07:10 | Last updated: Tuesday, 21
According to reports received from the Gash Barka region that a senior official of the party “Alhkdv” and called Hussein Paul Paul was attacked by Unidentified gunmen while returning from a meeting attended by the Oogaro will be held on Thursday 16/07/2015 AD while he was heading to Dnci return to it after the end […]