ማዕከን ዜና ቢቢሲ ናብ ኤርትራን ኢትዮጵያን ዝቐንዐ ናይ ሬድዮ ፈነወ ንምኽፋት መደብ ከምዘለዎ ኣፍሊጡ። ሓደ ካብ ዓበይቲ ማዕከናት ዜና ዓለም ዝኾነ ቢቢሲ ብናይ ክልትኤን ሃገራት ቋንቋ ቋንቋ ዝፍኖ መደባት ብ ሓጺርን ማእከላይ ማዕበልን ከመሓላልፍ ምዃኑ’ዩ ዝጠቕስ። ብዘይካ’ዚ’ውን ናብ ሰሜን ኮርያን ሩስያን ዝቐነዐ ሰፊሕ ናይ ሬድዮ መደባት ከተኣታቱ ምዃኑ ቢቢሲ ገሊጹ ኣሎ። ኣብ ብሪጣንያ ዝመደበሩ […]
ተወሊዱ ሕድሪ ዝቕበል ብታሪኹ ዝፍክር – ሓርነተይ ኢሉ ኣብ ጎቦታት ዝሰፍር – ብከዋኒ Posted: 12:47 pm, September 9, 2015 by ENSF-HIDRI
ኣናጹ ምስተቐየሩ ወዮም ኣናብር – ተወሊዱ ሕድሪ ዝቕበል ብታሪኹ ዝፍክር – ሓርነተይ ኢሉ ኣብ ጎቦታት ዝሰፍር – ኣፍ የብሉን ተዛረብ ዘርእሰናይ ዝወዓለ ዩ ዝነግር………..
Escaped from Eritrea, refugee route leads to Europe By Karim Lebhour6 hours ago
. Hitsats (Ethiopia) (AFP) – Eritrea is a day’s trek through dusty hills from the refugee camp in Ethiopia, a way station for tens of thousands of Eritreans who have fled their oppressive homeland. But while life is tough in the town-like camp of thousands — living in baking heat in simple canvas […]
ስራሕኩም ዕንኪላሎ፡ ክፍኣትኩም ኣድጊ ይትኽእሎ ሃብተማርያም ኣብራሃ ለንዯን-ዒዱ እንግሊዜ 8 መስከረም 2015
http://www.jeberti.com/a15/Ato%20H.Mariam.pdf
The Cursed Earth: Eritrea Isayas Afewerki and his kingdom;
http://www.jeberti.com/a15/OROMAI%20%20X.pdf
Location; Demonstrations, Mai Aini Refugee Camp
Location; Demonstrations, Mai Aini Refugee Camp, Ethiopia, Barahle & Aisa’ta Refugee Camps/Afar Region, Ethiopia, Geneva, and Israel 06/26/2015.
Eritrea Warns of Ethiopia War ‘Sabre-Rattling’ Sept 7, 2015
Eritrea has accused arch-rival Ethiopia of “sabre-rattling” and of threatening to invade, with the neighbours still in a tense standoff following a 1998-2000 border war. Asmara’s Ministry of Information said in a statement that war-like rhetoric from Ethiopia’s main party in the ruling coalition — the Tigrayan People’s Liberation Front (TPLF) — had increased. […]
posted by Philmon G/egzabiher
ዝኸበርኩምን /ዝኸበርክንን ኣሕዋትን ኣሓትን ግዱሳት ኤርትራውያን ዜጋ
ብምቕዳም ናይ ክብሪ ሰላምታና ነቕርብ። ኣስዒብና ከምቲ ወርትግ እንገብሮ ድራር ነቶም ምእንቲ ህዝቦምን ሃገሮምን ልዕሊ 36 ዓመታት ኣብ ጸሓይን ዶሮናን ሃገር ሱዳን ምስ ኵሉ መውጋእቲ ስቓይን ተወሳኺ ጸቕጢ ደምን ሽኰርን ካልእ ሕማማትን ወዘተ….. ተሳቒዮም ዝነብሩ ዘለዉ ጀጋኑ ውጉኣት ሓርነት ኤርትራውያን ኣሕዋትና ሓደ ምሸት ድራር ኣዳሊና ክንዝክሮም ናይ ኵላትና ኤርትራውያን ሓላፍነትን፤ ሓልዮትን ምዃኑ ንዓኺ/ […]
መስፍን ሓጎስ ዝበሎ ኣብትምርጫ ኣነ አየ ተመሪጸ ኔረ ኢሳያስ ግደፈለይ ኢሉኒ ገዲፈሉ አንዃዕ ሰበይትካ ፈቲየያ ግደፈለይ ዘይበሎ
http://http://www.gereger.com/data/media/7YOvJvIUG.pdf