ኣብ ፖሎቲካ ፈታውን ጸላእን ዝፍለየሉ መዐቀኒ፡ ዕላማ ደኣምበር፡ ብቅርበተ-ስጋ ወይ ብዜግነት ኣይኮነን። እዚ “ንዲሞክራስያዊ ለውጢ ይቃለስ ኣለኹ” ዝብል ዘሎ ሓይልታትና፡ ፈታውን ጸላእን ክፈላሊ ዘይክእል ምዃኑ ብመስርሕ ክንሪኦ ጸኒሕና ኢና። ሓደ ዓይነት ዕላማ ሒዞም ነንፋንጥኦም ዝተበተኑ ውድባት ናይዚ ህያው ምስክር ኢዮም። ዝገደደ ከኣ ሕጂ ደምሒት ሰራዊቱን ኣጽዋሩን ጠርኒፉ ናብ ዓዱ ምኻዱ ወዮም ብትምክሕቲ ዝተባዕጡ “ደለይቲ ለውጢ […]
ህዝቢ ኤርትራ፣ ኣብ ኣብያተ ማእሰርቲ ናይ ዝጠፍኡ ደቁ ሃለዋት ብዓውታ ክሓትት ጻውዒት ቀሪቡ Radio Erena: 16 September 2015
ህዝቢ ኤርትራ፣ ኣብ ፈቐዶ ኣብያተ ማእሰርቲ ናይ ዝጠፍኡ ደቁ ሃለዋት ብዓውታ ክሓትት ጻውዒት ቀሪቡ። እዚ ብምኽኝያት 14 ዓመት ዝኽሪ ጸሊም ታሪኽ ኣብ ኤርትራ ብዝተፈላለዩ ደለይቲ ፍትሒ ዝቐርብ ዘሎ ጻውዒት፣ ስቕታ ይኣክል! ህዝቢ ኤርትራ ብፍላይ ኣዴታትን ኣቦታትን ደቕና ኣበይ ኣለዉ ክብሉን ድምጾም ብዓውታ ከስምዑን ዝጠልብ’ዩ። ደቀን ምእንቲ ናጽነት ኤርትራ መስዋእቲ ክኸፍሉ፣ ፍናን ኣስኒቐን ዘፋነዋን፣ ኣብ እዋን […]
ክልል ዓፈር ናይ ኢትዮጵያ ፖለቲካዊ ፍሕፍሐ ከምዘጋጠሞ ተገሊጹ Radio Erena: 16 September 2015
ኣብ ኢትዮጵያ፣ ኣባል እቲ ኣብ ስልጣን ዘሎ ሰልፊ ኢህወደግ ዝኾነ ዴሞክራስያዊ ሰልፊ ዓፈር ፣ ኣብ መንጎ መራሕቱ ብዝተፈጥረ ዘይምቅዳው ናይቲ ክልል ምምሕዳር ክምስረት ከምዘይክኣለ ጋዜጣ ዘ ሪፖርተር ካብ ኣዲስ ኣበባ ሓቢራ። ብመሰረት እታ ጋዜጣ ኣቕሪባቶ ዘላ ጸብጻብ፣ እቲ ዘይምርድዳእ ኣብ መንጎ’ቲ ንክልል ዓፈር ን20 ዓመታት ዘመሓደረ እስማዒል ዓሌ ሴሮን ኣቦ መንበር ናይቲ ናይ ዓፈር ሰልፊ […]
ተቓወምቲ ምብራቕ ሱዳን፣ ስምምዕ ኣስመራ ዝፈሸለሉ ምኽንያት ምስ ፍሉይ ልኡኽ ኣመሪካ ዘትዮም Radio Erena: 15 September 2015
ተቓወምቲ ምብራቕ ሱዳን፣ ኣብ 2006 ምስ መንግስቲ ሱዳን ዝተኸተመ ስምምዕ ኣስመራ ኣብ ግብሪ ዘይወዓለሉ ምኽንያት ብዝምልከት ምስ ፍሉይ ልኡኽ ኣመሪካ ዶናልድ ቡዝ ዘትዮም። እቶም ኣብ ትሕቲ ጽላል ሰውራዊ ግንባር ሱዳን ዝተጠርነፉ ተቓወምቲ ምብራቕ ሱዳን ብ9 መስከረም ኣብ ፓሪስ ኣብ ዝተኻየደ ርክብ ፍሉያት ወከልቲ ናይ ዝተፈላለያ ሃገራት’ዮም ነቲ ኣብ 14 ጥቕሚ 2006 ብመንጎኝነት መንግስቲ ኤርትራ ኣብ […]
ዜና ውሽጢ ሃገር Posted: 8:11 pm, September 16, 2015 by ENSF-HIDRI
ሰላማዊ ሰልፊ ንዝኽሪ መዓልቲ እሱራት ኤርትራ ኣብ ከተማ ስቶክሆልም
ብምኽንያት 18 መስከረም መዓልቲ እሱራት ኤርትራ ሰላማዊ ሰልፊ ክንገብር ስለዝኾና ንኩሎም ደለይቲ ፍትሒ ኣብዚ ሰልፊዚ ክትሳተፉ ብኽብሪ ንዕድም። ዕለት፣ ዓርቢ 18 መስከረም 2015 ግዜ፣ ካብ ሰዓት 11.00 ክሳብ 14.00 ቦታ፣ ኣብ ቅድሚ ኤምባሲ ኤርትራ ሊዲንጎ ብድሓን ምጹ ኣዳለውቲ ሰልፊ ሰሳዱ ምስ ብጾቶም Rally commemorating Eritrean Prisoners Day in Stockholm Sweden We kindly invite all democracy […]
Ethiopia says hundreds of ‘Eritrea-backed’ rebels lay down arms By Aaron Maasho10 hours ago
NAIROBI (Reuters) – Hundreds of Ethiopian rebels have fled their base in Eritrea and surrendered to authorities, handing over their weapons, the foreign ministry said on Tuesday. The little-known Tigray People’s Democratic Movement (TPDM) says it launched an insurgency 14 years ago seeking to “establish a popular democratic government” in Addis Ababa. Ethiopia has previously […]
የደምህት ከኤርትራ መውጣት የፀረ ሰላም ኃይሎች ህልውና እንዲያከትም ያደርጋል: አቶ ሞላ አስገዶም
የደምህት የታጠቀና የተደራጀ ኃይል ከኤርትራ መውጣት በሀገሪቱ የሚንቀሳቀሱ የፀረ ሰላም ኃይሎች ህልውናን እንዲያከትም የሚያደርግ መሆኑ ሊቀመንበሩ አቶ ሞላ አስገዶም ገለፁ። ኃይሉን ይዘው ወደ ኢትዮጵያ የገቡት አቶ ሞላ አስገዶም በሰጡት ይፋዊ መግለጫ ሁኔታው ለሻዕቢያ መንግስት ይሁን ለግንቦት ሰባትና መሰሎቹ ተስፋ አስቆራጭ ኪሳራ ነው ብለዋል። የትግራይ ህዝቦች ዲሞክራሲያዊ ንቅናቄ /ደምህት/ መስራች እንደሆኑ የተናገሩት አቶ ሞላ አስገዶም በሀገሪቱ የነበሩ የፍትህና […]
Eritrea – ለነፃነት ታግሎ ነፃነት ያጣ ህዝብ – EBC Documentary – Part 1
Ethiopia praises Sudan for repatriating Ethiopian rebels Published: Sep 14, 2015
by Admin (EBC, 14 September 2015) – The Tigray People’s Democratic Movement (TPDM) has returned to its homeland on September 12 as a result of a series of secret contacts made with Ethiopian security service for a year. The over 800-member Movement, led by Mola Asgedom, returned to its country snubbing a plot by the […]