The European Union today has announced €200 million in new long term support to promote poverty reduction and socio-economic development in Eritrea through the 11th European Development Fund (EDF). The European Union today has announced €200 million of new long term support to promote poverty reduction and socio-economic development in Eritrea through the 11th […]
San Bernardino DEC 10 2015 NAT BERHE STRONG SAFETY / GIANTS
NAT BERHE STRONG SAFETY / GIANTS This message flashed across my iPhone screen at 3:05 p.m. on December 2. The sender was my brother, Tam. The street was Waterman Avenue. As anyone from San Bernardino knows, everything in the “Dino” runs either through or off of Waterman Avenue. As a child, my mom would take […]
IN MEMORY OF PRISONERS EXECUTED BY THE EPLF ( 1970s & 1980s) EPLF is the Same as the PFDJ/Government
www.ehrea.org/whoaret.php
Human Rights Day, Eritrea cannot celebrate rights and freedom 10 December 2015
“Whereas disregard and contempt for human rights have resulted in barbarous acts which have outraged the conscience of mankind, and the advent of a world in which human beings shall enjoy freedom of speech and belief and freedom from fear and want has been proclaimed as the highest aspiration of the common people, …”. […]
ሕብረት ኤውሮጳ፣ ንመንግስቲ ኤርትራ ዝተመባጽዖ 200 ሚልዮን ዶላር ልምዓታዊ ሓገዝ፣ ብሰንኪ ኩነታት ሰብኣዊ መሰላት ተሰናኺሉ ምህላዉ ተገሊጹ Radio Erena: 07 December 2015
ሕብረት ኤውሮጳ ንመንግስቲ ኤርትራ ዝሰልዖ 200 ሚልዮን ዶላር ልምዓታዊ ሓገዝ ንኸይክትም ኣብታ ሃገር ብዘንኪ ዘሎ ኩነታት ሰብኣዊ መሰላት መሰናኽል ኮይኑ ምህላዉ ዲፕሎማስያውያን ምንጭታት ካብቲ ሕብረት ሓቢሮም። እቲ ሕብረት፣ እዚ ንኤርትራ ዝሰልዖ ብዝሒ ገንዘብ፣ ኣካል ናይቲ ንኩለን’ተን ዜጋታተን ብብዝሒ ናብ ስደት ዝውሕዙ ዘለዉ ሃገራት ኣፍሪቃ፣ “ዋሕዚ ስደት ንምግታእ ልምዓታዊ ሓገዝ ምብርካት” ብዝብል ፖሊሲ ዘዳዎ […]
ደሃይ ተቓውሞ ኤርትራ’ኸ ናበይ ገጹ? 2ይ ጽሑፍ፣ ብገብረእግዚኣብሀር ባሻይ፡ 06 ታሕሳስ 2015።
ሓቂ ካብ ሰባት ዘይኮነስ ካብ ነብስኻ ክትደልያ ኣሎካ!! ብመሰረቱ ኣብ ፖለቲካ ነባሪ ጸላእን ፈታውን ኣሎ ኢልካ ምድምዳም ኣይከኣልን። ምስ ምቅይያር ስርዓታት ወይ ውድድር ንግድታት ረብሓታት ብምቕዳም ካብ ሕሱም ጽልኢ ናብ ፍቕሪ ክልወጥ ባህርያዊ እዩ። ካብ ፍቕሪ ናብ ጽልኢ’ውን ከምኡ። ኣብዚ ንጽልኢ ይኹን ፍቕሪ ግደ ናይ ኣመራረሓ ሰልፍታት ወሳኒ እዩ። ነዊሕ ከይከድና እቲ ብጥበብ […]
The father-of-three NFL player’s cousin, 60, who was killed during the terror attack in San Bernardino
The 60-year-old cousin of New York Giants’ safety Nat Berhe has been pictured for the first time since being killed in the San Bernardino massacre four days ago. Isaac Amanios, who was born in Eritrea in 1955 and lived through the country’s brutal war of independence, fled his home country to escape violence and came to […]
መድረኻዊ ስሕበት ቃልሲ!!! ህዝብን ሃገርን ንምድሓን ኣብ ትሕቲ ዝጸንከረ እዋን ንጥለብ ኣለና᎓
ህዝብን ሃገርን ንምድሓን ኣብ ትሕቲ ዝጸንከረ እዋን ንጥለብ ኣለና᎓ ስለምንታይሲ ብሰንኪ ኣዚዩ ጨቛኒ ምሕደራ ስርዓተ ህግደፍ᎓ ህዝቢ ንሰደራቤታዊ መሓዉራቱ በቲኹ ናብ እግሩ ዝመረሖ ይስደድ ብኡ መለክዒ ከኣ ኣሎ ዝበሃል ሕሰም ብትህበ’ዶ ትቅበል ይሳቐ ብምህላዉ፡ ሃገር ድማ ብሰንኪ ገባቲ ምሕደራ ስርዓተ ህግደፍ ኣብ ትሕቲ ሙሉእ ምልክን ምዝመዛን ወዲቓ ኣብዘላትሉ እዋን᎓ ከመይ ስሕበት ቃልሲ ብዘተኣማምን መገዲ ዛጊት […]
ብሪጣንያ ካብ ኤርትራን ካልኦት ዞባ ቀርኒ ኣፍሪቃን ንዝውሕዙ ስደተኛታት ንምግታእ ምስ ሱዳን ትዝቲ Radio Erena: 04 December 2015
ብሪጣንያ ካብ ኤርትራን ካልኦት ዞባ ቀርኒ ኣፍሪቃን ንዝርአ ዘሎ ዋሕዚ ስደተኛታት ንምግታእ ዝዓለም ርክብ ምስ ሱዳን ኣካይዳ። ሓላፊ ጉዳይ ስደተኛታት ዝመርሖ ልኡኽ መንግስቲ ብሪጣንያ ምስ ምክትል ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ሱዳን ዓብደል ቓኒ ኣል ናዕም ብሮቡዕ 2 ታሕሳስ ኣብ ካርቱም ኣብ ዝገበርዎ ርክብ፣ ብሪጣንያ ነቲ ብዶብ ሱዳን ዝግበር ዘሎ ዋሕዚ ንምግታእ ምስ ሱዳን ክትተሓባበር ድልውቲ […]
Rule by fear The absence of law has extinguished all justice in this east African country by Richard Poplak Dec 01, 2015
http://gga.org/stories/editions/aif-35-balancing-justice/rule-by-fear