እስላማዊ ምንቅስቃስ እስላሚክ እስተት ህጂ እውን ኤርትራውያን ቀቲሉ ኣሎ፡ኣዝዩ ዘሕዝን ፍጻመ ኢዩ፡ዘሕዝን ድማ
ሞት ናቶም ጥራሕ ዘይኮነስ ነዞም ግዳያት እዚኦም ዋላ ሓደ መንግስቲ ዘይምህላዉ ኢዩ።ንሶም ናብ ኣቦኦምን ናብ
ኣቦናን ከይዶም ኣለዉ፡ሞይቶም ኣይኮኑን ኣዕሪፎም ኢዮም፡ብኹቡር ሞት፡፡ ዘሕዝን ግን ናይቲ ደሃይ ግዳያቱ ከይገብር
ኣጽቂጡ ዘሎ ህዝብን ዓለምን እቲ ምስ ቀተልቶም ምሕዝነት ዝገብር ዘሎ መንግስቲ ኤርትራን ግን ናይ ታሪኽ ተሓተቲ
ኢዮም!!!።
እቶም ቁጽሮም ዛጊት ዘይተፈለጠ ኤርትራውያን ብ እስላማዊ ምንቅስቃስ ከም ዝተቀተሉ ሓበሬታ ተረኺቡ ኣሎ፡ነዚ
ሓበሬታ እዚ ዘረጋገጸት ክብርቲ ሓፍትና ወይዘሮ መሮን እስቲፋኑስ ኢያ።ገለ ካብ ግዳያት እውን ንስድረኦም ኣብ
ኤርትራ ይርድኡ ኣለዉ።ህጂ እውን ኣስታት 200 ኤርትራውያን ክርስቲያናት ሒዙ ኣሎ እስላማዊ ምንቅስቃስ፡፡
ሚማቶምን ምህላዎምን ብዙሕ ጭቡጥ ሓበሬታ የሎን ግን ።ኣብ ኢዱ ኣለዉ፡ነዚኦም ጸኒዕና ክንጽልን፡ህጹጽ ድሕነት
ዝረኽብሉ ከናናድን ናይ ኩሉ በዓል ሕልና ጉዳይ ኢዩ።
በዚ ኣጋጣሚ ኩላትና ኤርትራውያን ዘለና ፍልልይ ኣወጊድና ኣብዚ ጉዳይ እዚ እዞም ኣሕዋትና ህይወቶም ከይጠፍአት
ንምድሓኖም ክንጽዕት ይግባእ።
ኣምላኽ ንስድራቤቶምን ንመላእ ህዝቢ ኤርትራን ጽንዓት ይሃብ ፡ንዓና ነዞም ተሪፍና ዘለና ኸኣ ኣብ እምነትና ጸኒዕና
ንኹሎም ሓይልታት መናፍስቲ እከይ ክንቃወሞን ክንስዕሮምን ኣምላኽ ጸጋኡ የብዝሓልና።
ጸላእትና ንኸንቱ ይጽዕሩ ኣለዉ፡ይደኽሙ ኣለዉ፡በቲ ሓደ ወገን ናይ ኣሕዋትና ሞት ዘይኮነስ እንኮላይ ናይቶም ከንቱ
ሃልኪ ዝሃልኩ ዘለዉ እስላማውያን ኢዩ ዘሕዝነና፡ስለምንታይሲ ንሕና ክርስቲያናት ክንከውን፡ንሞት ከም ኣማራጺ
ወሲድና ኢና፡ንሶም ግን ነቲ ዘይሰዓር ክንደይ ስርዓታትን እንኮላይ ንመምህራኖም ፈጠርቲ ራዕዲ ዝሰዓረ ክርስቲና
ከጥፍኡ ህይወት ህጻናት የጥፍኡ ምህላዎም ክንደይ ዝደንግጹ ምዃኖም ኢዩ ዘርኢ።
ፈጠርቲ ራዕዲ ፈረሓትን ጃጀውትን ኢዮም፡ስለዝኾኑ ከኣ ኢዮም፡ንተራ ሲቪላውያንን ንተራ ኣመንትን ቆልዓ ሰበይትን
ኩሉ ግዜ ዕላማ ዝገብሩ ፡እምነቶም ሓሶት ስለዝኾነ ሓቂ ስለዘይብሉ ኸኣ ብስብከት ከረድኡ ኣይፍትኑን፡ጥራሕ
ብሓይሊ ኣብዚ” እመን ዋላ ትንፈር ጠል ኢያ” ይብሉ፡ከምኦም ሓዊ ዝሓዙ ኣብ ፊቶም ከለዉ፡ናብ ሰላማውያን ዕላማ
ይገብሩ፡ፈራሕ ኩሉ ግዜ ምስ ከምኡ ዕጡቅ ኣይገጥምን ንብረት ዘይብሉ ሰብ ኢዩ ግዳይ ዝገብር፡እዞም ኣሕዋትና
ወተሃደራት ኣይኮኑን፡ሰብ ብረት ወይ ከምኦም ነታጊ ዝተጻዕኑ ወይ እዉን ክፋእ ክፍጽሙ ዝተዋፈሩ ኣይኮኑን እንታይ
2
ደኣ ካብቲ ኣብ ኤርትራ ዘሎ ባርባራዊ ዓለም ግን ዘይተረደአቶ ዘላ ብግቡእ ስርዓት ኣስመራ ካብኡ ንምህዳም ኢዮም፡
ነፍሶም ከድሕኑ ኣብ መገዲ ዝረኽብዎም ዘለዉ፡ብሃንደበት ድማ ብጥይት ብምኽባብ ይሕዝዎም።ኣነ ከምዚ ንሶም
ዝኽትልዎ ሃይማኖት ኣይብሎን፡ኢዋእ ንዕኡ ዝስዕቡ።ሰብ ቅተል ዝብል ሃይማኖይ ብዘይካ ናይ ሰይጣን ናይ ሰብ
ክኸውን ኣይኽእል መስዋእቲ ደም ሰብ ዝቅበል ሰይጣን ጥራሕ ኢዩ።
ዘሕዝን ድማ እቲ ብዛዕባ እዞም ግዳያት ክሓትትን ንምድሓኖም ክጽዕርን ክሳዕ ምስ መንግስቲ ልብያ ብምትሕቢባር
ወተሃደራቱ ብምልኣኽ ንምንጋፎም ክጽዕርን ዝግበኦ መንግስቲ ኤርትራ፡ልዕሊ 200 ኤርትራውያን ተታሒዞም ከለዉ፡
ዕጅብ ከይበሎ፡ብዛዕባ ዜጋታቱ ዋላ ሓደ ነገር ከይገበረ፡ነተን ነዚ ግብረሽበራዊ ጉጅለ እስላሚክ ስተት ዝሕግዛን
ዝመስረታን፡ሃገራት ስዑዲ ዓረብን ቀጠርን፡ንምሕጋዝ ላዕልን ታሕትን ይብል ምህላዉ ኢዩ፡፡ሑቱ ኣሕዋትና
ኣይቀተሉን፡ኣብ ክፋእና ኣይወዓሉን፡ስለምንታይ ሓድሽ ደም ይግዝኣልና ኣሎ፡ብኹሉ ክንጽላእ እንድዒ፡እንታይ ቀልዱ
ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ኤርትራ ኢና ንሰምዕን ንርእን ዘለና እንድዒ ንኽትኣኣምኖ ዘጸግም ነገር ኢዩ።ንዓና ውልቀ ሰባት ወይ
ድማ ጉጅለታት ኣይኮኑን ኣሕዋትና ዝቀዝፉ ዘለዉ፡እንታይ ደኣ ሃገራትን ነገስታትን ኢዮም፡ብዕላማ እምነትና ከጥፍኡ
ብገንዘቦምን ንዋቶምን ዝቃለሱና ዘለዉ።እሶም ክሳዕ ዘለዉ ኸኣ ስቃይና ኣየቋርጽን ኢዩ።ኣሚር ቀጠር ኣንኳንዶ ኣስመራ
ክረግጽሲ በቲ ከባቢና ክሓልፍ እኳ ኣይምተገበአን፡ግን በቲ ክሳድ ኤርትራውያን ይቆርጽ በቲ ከኣ፡ከምዚ ንርእዮ ዘለና።
ስለምንታይ ኢዩ፡ቁሩብ ህይወት ኣሕዋትና ዘይሕመና፡ሰብዶ ኣይኮንናን ኢና፡ህጂ እውን እዞም ፈጠርቲ ራዕዲ ኣብ
ኤርትራ እውን ከም ናይ ዳዕሽ ዝመስል ምንቅስቃሳት ከም ዘለዎምን ከም ዝገብሩን ብኣፎም ይዛረቡና ኣለዉ፡ስዑዳዊ
ፈጣሪ ራዒዲ ኻልድ ኣብዚ ንርእዮ ቪዶ ባዕሉ ይዛረብ ኣሎ።ስምዕዎ ኣብ 0:52 ሰከንድ the saudi terrorist
khalid says in the second 0:52 he cut many heads of Eritreans in Eritrea with the
eritrean mujahideen that is means is the same way like Daash !!! ፡
https://www.youtube.com/watch?v=BdIOazReAWI&sns=fb እዚ መንግስቲ ዝኾነ ምስ
ዓረብ ዘለዎ ዝምድና ተራ ዝምድና ጥራሕ ክኸውን፡ ኩሉ ኤርትራዊ ክጽዕርን ብጸሎት ክተግህን ኣለዎ፡ኣይፋሉን ግን
እዚ ኣብ ስርያ ንርእዮ ዘለና ኣብ ኤርትራ ክንርእዮ ኢና።ኣምላኽ ኣሎ ኣይሰርሕን ኢዩ፡ኣምላኽ ኣሎ ኣምላኽ ኣሎ
ብድቁስካ ዋጋ የብሉን ኣፍካ ዓቢስካ፡ኣምላኽ ስለዘሎ ብግዝይኡ መለበሚ ይህበና ኣሎ፡ነዚ ኣምላኽ ሂቡና ዘሎ ግዜ
ክንጥቀመሉ ይግባእ።
ደጊመ ደጋጊመ ዝጽዉዖ ኤርትራውያን ዘለና ፍልልይ ኣወጊድና ፖሎቲካውያን ዉዱባት ይኹኑ ሃይማኖታውያን ዋላ
ሲቪካውያን ብሓደ ኮይና ገለ ነገር ክንገብር ኣሎና።ብጸሎት ንንቃዕ ጸሎት ሓይልና ኢዩ፡ብጸሎት ኢና ንኹሉ ንስዕሮ፡
እንተ ደኣ ጸሊና ናብ ክርስቶስ ሓጥያትና ብዘየገድስ ክሰምዓና ይኽእል ኢዩ።ኣብዚ ዝኾነ ረዳት ዘይብልና ግዜ ናብ
ኣምላኽ ክንጽጋዕ ኣሎና።
ኣምላኽ ንዝሞቱ ዕረፍቲ ይሃብ ንስድራኦም የጸናንዕ ኣሜን
ቀሺ ሙሴ ሺሻይ
ኣምላኽ ን ኤርትራን ህዝባን ቤተ ክርስቲያናን ይባርኽ፡ባዕሉ ምስ ጸላእትና ይወጋኣልና