ከብሪ አብ ዑና ብ 1-12-1970 ዝተረሸኑ ብጾትና

ከብሪ አብ ዑና ብ 1-12-1970 ዝተረሸኑ ንጹሀት በዚ አጋጠአሚ ዘላለማዊ ክብሪ ሰውአት ተጋድሎ ሐርነት ኤርትራ ከምኡውን አብ ዝተፈላለያ ውድባት፣ማሕበረት ማኢንቲ ሃገራዊ ናጽነት ዘተሰውኡ ጀጋኑን ገና አብ ቀጻሊ ንመሰል ህዘብና ሐርነቱ እነተቃለሱ ዝሐለፉ ዘለዉ . ብጾትና… gereger.com

ቃል ሓዘን ግንባር ሃገራዊ ድሕነት ኤርትራ-ሕድሪ

      ቃል ሓዘን ግንባር ሃገራዊ ድሕነት ኤርትራ-ሕድሪ     ታሪኽን ኣበርክቶ ሕርነታዊ ተጋድሎን ስድራ ዶ/ር በየነ ኪዳነ ርእሱ ዝኸኣለ ድርሰት የድልዮ ነይሩ። እንተኾነ ቦታን ወቕትን ስለ ዘይፈቐደ ንግዜ ዝወሃብ ይኸውን። ብዕለት 27.11.2015 ብጸይትናን ሓብትናን ኣለምጸሃይ መድሃኔ ናብታ ናይ ኩላትና ናይ መወዳእታ ጉዕዞ ከነፋንዋ ከለና ተደራራቢ መሪር ሓዘን እንዳተሰማዓና ኢና ኣፋኒናያ:: ፍሉይ ምኽንያት ድማ […]

Situation of children in South Sudan is deteriorating, UN agency warns 27 November 2015

Children surrender their weapons during a ceremony formalizing their release from the SSDA Cobra Faction armed group, in Pibor, South Sudan (February 2015). Photo: UNICEF/NYHQ2015-0201/Rich   – The situation of children in war-torn South Sudan has worsened since the beginning of the year, with sustained recruitment, primarily of boys but also girls, by armed forces and […]

U.N. says Chinese-style rural reforms can cut African migration By Tom MilesNovember 26, 2015 3:06 AM By Tom Miles

 GENEVA (Reuters) – The world’s poorest countries can stem migration by emulating China’s rural reforms, and should ditch any get-rich-quick ideas about exposing their farmers to the glare of the global market, the U.N. economic agency UNCTAD said on Wednesday. Taffere Tesfachew, head of the Least Developed Countries division at UNCTAD, said China’s rural reforms […]

BBC to provide North Korea and Eritrea with radio services as part of £85m boost to World Service By Ewan Palmer

North Korea, Ethiopia and Eritrea will benefit from the additional funding to BBC’s World ServiceGetty The BBC has announced it will launch new radio services in North Korea and Eritrea as part of the government’s promise to invest £85m ($128m) a year in the World Service by 2017/18. The government announced the “single biggest increase […]

ኣብ ኤርትራ ኣጋጢሙ ዘሎ ዋሕዲ ናይ ሞባይል ካርድታት መሊሱ ይብእስ Radio Erena: 27 November 2015

ኣብ ኤርትራ ኣጋጣሚ ዝቀነየ ዋሕዲ ናይ ሞባይል ካርድታት መሊሱ ብኢሱ። ካርድ ናይ ሞባይል ኣብዚ እዋን’ዚ ዝተሳእነሉ ምክንያት ንጹር ሓበሬታ እኳ እንተዘየለ፣ ምስ ምቕያር ባጤራ ናቕፋ ተተሓሒዙ ዝተኸስተ ጸገም ምዃኑ’ዩ ዝግለጽ።   ኣቐዲሙ ኣብ ዱኳናት ዝሽየጥ ዝነበረ ሞባል ካርድ፣ ካብ ዝሓለፈ ቅንያት ኣትሒዙ፣ ኣብ ትካላት ኤሪቴል ጥራይ ይርከብ ብምህላዉ፣ ህዝቢ ካርድ ንምዕዳግ ኣብ መሳርዕ ክውዕል፣ ምጽንሑ […]

“ኣብ ካርቱም ኣስታት 200 ሽሕ ኤርትራውያን ብዘይሕጋዊ ፍቓድ ይነብሩ፣” ኣማሓዳሪ ዞባ ካርቱም Radio Erena: 27 November 2015

ኣብ ሱዳን፣ ከተማ ካርቱም ጥራይ ኣስታት 200 ሽሕ ኤርትራውያን ብዘይሕጋዊ ፍቓድ ይነብሩ ከምዘለዉ ንኣምሓዳሪ ዞባ ካርቱም ሌተናንት ጀነራል ዓብዱራሒም መሓመድ ሑሰን ብምጥቃስ ማዕከን ዜና ሱዳን ቪዥን ሓቢሩ። ኣብ ካርቱም ብድምር ኣስታት 3 ሚልዮን ዜጋታት ዝተፈላለያ ሃገራት ብዘይሕጋዊ መንበሪ ፍቓድ ከምዘለዉ ዝሓበረ ሰነደ ፖሊስ ከኣ፣ እቶም 2 ሚልዮን ካብዚኣቶም ኢትዮጵያውያን ክኾኑ እንከለዉ፣ ኣስታት 200 ሽሕ ከኣ […]