ስጊንጢር ባህሪያት ህግደፍ፡ ልኡላውነትካ ንረብሓ ሸይጥካ ልኡላውያን ሃገራት ምጽራፍ

ንቡር መንግስታዊ መዕቀኒታት ኣማሊኦም ዝኸዱ ሓላፍነታውያን መራሕቲ ሃገራት፡ ምስ መዘናታቶም ተራኺቦም ክልተኣዊ፣ ዞባዊ፣ ኣህጉራዊ ድዩ ዓለም ለኻዊ ጉዳያት ኣልዒሎም ክዛተዩ፡ ረብሓን ክብርን ህዝቦም ኣሕሊፉ ዘይብ፡ ኣብ ካልኦት ጉዳያት ጠልቃ ክትኣቱ ዘየፍቅድ ውዑላትን ስምምዓትን ክገብሩ ንቡር’ዩ። ብሕጊ ኣብ ስልጣን ዘይደየቡ፡ ኣብ ውሽጦም ብሕጊ ዘየመሓድሩ፡ ብኣድኪኻን ኣርዒድካን ግዛእ ፖሊሲ ዝምርሑ፣ ንገዘባውን ነገራውን ረብሓታት ክብሉ ልኡላዊ መሬቶም ብምሻጥን […]

መስፉን ሓጎስ !!!!! ተጋዳላይዶ ! ወይስ መጽናታይ ? እስከ ክሓተካ፡ ኣንታ ሓወይ ተጋዳላይ ኣብ በርኻ ምእርግካ ከም ህበይ ዘላላይ ዓላማ ዘይብልካ ኣጽነትካዮም ህዝበይ …ሃይለ ገብረትንሳኤ፡ \ ኢንድያናፖሊስ ኢንድያና 26 ሕዳር 2016

http://gereger.com/data/media/fgN8ARtNM.pdf

ኣገዳሲ ጻውዒት ንኹሎም ግዱሳት ኤርትራውያን ኣብ ርእሰ ከተማ ሃገር ስዊዘርላን ( Bern ) ንዕለት 5/12/2016

ካብ ስዓት 06:00 ( Berlin Time ) ኣብ ርእሰ ከተማ ሃገር ስዊዘርላን ( Bern ) ዓቀብቲ ሕግን ማዕከናትን ዝሳተፍዎ ክፉት ኣኼባ ንምዕጋት ሓገዛት ዲክታተርያዊ ስርዓት ህ .ግ.ድ.ፍ ክኸይድ እዩ :: ኣብዚ ኣጋጣሚ ኣቦና ኣቶ ግርማይ ኪዳነ ( ወዲ ፍሊፖ ) መርትዖ ዝሓዘ መግለጺ ክህብ ምዃኑ ንሕብር :: 1. ምሕያር ( ናይ ገዛ እሱር ) ፓትሪያረክ […]