መስፉን ሓጎስ !!!!! ተጋዳላይዶ ! ወይስ መጽናታይ ? እስከ ክሓተካ፡ ኣንታ ሓወይ ተጋዳላይ ኣብ በርኻ ምእርግካ ከም ህበይ ዘላላይ ዓላማ ዘይብልካ ኣጽነትካዮም ህዝበይ …ሃይለ ገብረትንሳኤ፡ \ ኢንድያናፖሊስ ኢንድያና 26 ሕዳር 2016

http://gereger.com/data/media/fgN8ARtNM.pdf

ኣገዳሲ ጻውዒት ንኹሎም ግዱሳት ኤርትራውያን ኣብ ርእሰ ከተማ ሃገር ስዊዘርላን ( Bern ) ንዕለት 5/12/2016

ካብ ስዓት 06:00 ( Berlin Time ) ኣብ ርእሰ ከተማ ሃገር ስዊዘርላን ( Bern ) ዓቀብቲ ሕግን ማዕከናትን ዝሳተፍዎ ክፉት ኣኼባ ንምዕጋት ሓገዛት ዲክታተርያዊ ስርዓት ህ .ግ.ድ.ፍ ክኸይድ እዩ :: ኣብዚ ኣጋጣሚ ኣቦና ኣቶ ግርማይ ኪዳነ ( ወዲ ፍሊፖ ) መርትዖ ዝሓዘ መግለጺ ክህብ ምዃኑ ንሕብር :: 1. ምሕያር ( ናይ ገዛ እሱር ) ፓትሪያረክ […]