ሞት ብዘይ ቀልዓለም ካልኣልይ የብሉን ከቢድ’ዩ። እንተኾነ ሞት ውን ይፈላለይ እየ። ከምቲ ሕዳር 26 ቀዳም ምሸት 2016 ዘጋጠመ ሓደጋን ሞት ክልቲኦም ከዋኽብቲ ኣርቲስት መርሃዊ ቀሺ ስባህትልኣብን ኮኾበይ ኣርቲስት ዮናስ ዮውሃንስ ውዲ ኪኮን ዘሰንብድን ዝመርርን ግን እንድዒ!! ነቲ ኣብ ናይ ቀብሪ ስነ ስርዓቶም ዝነበረ ኣዝዩ ከቢድ ልባዊ ሓዘን ምግላጹ ይኸብደኒ። ኣውያት ዓበይቲ መናእሰያት እንድዒ እቲ ከባቢ […]
Breaking news Eritrean bright future movement Sweden branch.
Dessale Berekhet
ቅሉዕ ዝምታ ባህሪያዊ ጸጋታት ሃገር
http://http://www.sacttism.com
Gereger Eritrean Latest Breaking News, Unity: Eritrea’s Elusive Endeavor Written : Ogbai Mesfin on 30/ 11/ 2016
http://gereger.com/data/media/c7jNfOPAW.pdf
ERITREAN NATIONAL SALVATION FRONT – HIDRI መግለጺ ሓዘን
መግለጺ ሓዘን (Gone too soon) ግንባር ሃገራዊ ድሕነት ኤርትራ-ሕድሪ ኣብ ልዕሊ እቶም ብዕድሜኦም ውልዶ መንእሰያት፡ ብስነጥባበዊ ፍርያቶም ከኣ ዓበይትን ፍሉጣትን ዝኾኑ፡ ደራሲ-ተዋሳኣይን ዳይረክተር ፊልምታትን ዝነበረ፡ ዮናስ ዮውሃንስን ድምጻዊ መርሃዊ ስብሃትላኣብን ብምኽንያት ሓደጋ ንዘጋጠሞም ዘስካሕክሕ ብዓቢኡ ንሂወቶም ይኹን ንከበርክትዎ ዝነበሮም ሓያል ናይ ስነጥበባዊ ዓቕሞም መኹልፍትን መቑጸይትን፡ ዝኾነ ዕረፍቶም ዝተሰመዖ መሪር ሓዘን ይገልጽ፡፡ በዚ ኣጋጣሚ ግንባር […]
ERITREAN NATIONAL SALVATION FRONT – HIDRI መግለጺ ሓዘን
መግለጺ ሓዘን (Gone to soon) http://file:///C:/Users/Peter/Downloads/c.pdf
ትዝ ኢልካኒ ሕዳር 27/2016 ረድኢ ክፍለ (ባሻይ)
http://togoruba.org/togoruba1964/mainTogorubamap/mainMap/headingMap/2016/2811RB6-01PT.pdf
ስጊንጢር ባህሪያት ህግደፍ፡ ልኡላውነትካ ንረብሓ ሸይጥካ ልኡላውያን ሃገራት ምጽራፍ
ንቡር መንግስታዊ መዕቀኒታት ኣማሊኦም ዝኸዱ ሓላፍነታውያን መራሕቲ ሃገራት፡ ምስ መዘናታቶም ተራኺቦም ክልተኣዊ፣ ዞባዊ፣ ኣህጉራዊ ድዩ ዓለም ለኻዊ ጉዳያት ኣልዒሎም ክዛተዩ፡ ረብሓን ክብርን ህዝቦም ኣሕሊፉ ዘይብ፡ ኣብ ካልኦት ጉዳያት ጠልቃ ክትኣቱ ዘየፍቅድ ውዑላትን ስምምዓትን ክገብሩ ንቡር’ዩ። ብሕጊ ኣብ ስልጣን ዘይደየቡ፡ ኣብ ውሽጦም ብሕጊ ዘየመሓድሩ፡ ብኣድኪኻን ኣርዒድካን ግዛእ ፖሊሲ ዝምርሑ፣ ንገዘባውን ነገራውን ረብሓታት ክብሉ ልኡላዊ መሬቶም ብምሻጥን […]
ተጋዳላይ መስፍን ሓጎስ ካብ ሰልፊ ደሞክራሲ ህዝቢ ኤርትራ ተሰጒጎም። ኖቨምበር 23፡ 2016 ግንባርቶሮንቶ.ኮም
http://togoruba.org/togoruba1964/mainTogorubamap/mainMap/headingMap/2016/2511GT6-04AT.pdf
መስፉን ሓጎስ !!!!! ተጋዳላይዶ ! ወይስ መጽናታይ ? እስከ ክሓተካ፡ ኣንታ ሓወይ ተጋዳላይ ኣብ በርኻ ምእርግካ ከም ህበይ ዘላላይ ዓላማ ዘይብልካ ኣጽነትካዮም ህዝበይ …ሃይለ ገብረትንሳኤ፡ \ ኢንድያናፖሊስ ኢንድያና 26 ሕዳር 2016
http://gereger.com/data/media/fgN8ARtNM.pdf