ቃልስና ብቐጻሊ ሓደሽቲ ተረኽቦታት ዝፈጥር ደኣምበር፡ እሱር ናይ ዝተፈጥሩ ተረኽቦታት ክኸውን የብሉን
ብስነ-መጎታዊ ሓቂ፡ ውጹዓትን ምዝሙዛትን ዘልዕልዎ ናይ መሰል፡ ክብረትን ረብሓን ፍትሓውን ደሞክራስያውን ሕቶ፡ ነዊሕ ግዜ ይወስድን ብዙሕ መስዋእቲ የኽፍልን’ምበር ምዕዋቱ ኣየጠራጥርን። ይኹን’ምበር ነዊሕ ግዜ ወሲዱ ብዙሕ ሰብኣውን ነገራውን ሃብቲ ከይሓትት ዝሓጽረሉ ኣገባብ ሃሰስ ምባል፡ ስለዚ ከኣ ኣብ ሓጺር ግዜ ምልኣት ዘለዎ ዓወት ብምጉንጻፍ፡ ካብ ምልክን መለኽትን ንምግልጋል፡ ኣረኣእያኻ ናብኡ የብጽሕ ኣየብጽሕን ፈትሽካ ምስትኽኻል፡ ስጉሚኻ ዘግምታዊ […]
ጋዜጣዊ መግለጺ ኣቦመንበር ኤርትራዊ ሃገራዊ ባይቶ ንዲሞክራስያዊ ለውጢ …27/12/2016
http://gereger.com/data/media/YcMOO8DyH.pdf
ፖለቲካ ብልሓተ-ምሕደራ ምዃኑ ተሪፉ እምነተ-ሃይማኖት ክሳብ ዝኾነ .ባይረ ሰረቐ 2.12.2016.
http://gereger.com/data/media/JhkeLy66N.pdf
Eritreans are as endangered as wild animals hounted by PFDJ & its Leader PIA.
http://togoruba.org/togoruba1964/mainTogorubamap/mainMap/headingMap/2016/2712TY6-01AE.pdf
ዓለምለኻዊ ተበግሶ ን ምድንፋዕ ኤርትራዊ ህዝባዊ ምንቅስቓስ መልስታት ዓለምለኻዊ ተበግሶ ናይ ተደጋጊሞም ዝተሓተቱ ሕቶታት! ታሕሳስ 25, 2016
www.gereger.com/data/media/ZDf6WhyZ4.pdf
Meron Estefanos, who runs a one-woman refugee hotline
“2016 has been one of the worst years for Eritrean refugees, which means it’s also been one of the worst years for me,” says Meron Estefanos, who runs a refugee hotline from her house in Sweden. Advertisement The Eritrean, who readily gives her mobile number to anyone who needs it, says she has taken more […]
Uganda: Eritrean Businessman Robbed of Shs8 Billion, Killed
Kampala — A UPDF soldier at the rank of captain has been arrested in connection with the kidnap and murder of an Eritrean businessman with the intention of stealing 2 millon euros (Shs8 billion) from him. Capt Hakim Mangeni and his alleged accomplices; Mr Ben Lumu and Rucy Katuramu were arrested by the police Flying […]
ክልተ ባንክታት ኣብ ካምፓላ፣ ብቕትለት ኤርትራዊ ነጋዳይ መርመራ ይካየደለን:
Radio Erena: 23 December 2016 ኣብ ከተማ ካምፓላ ዝርከባ ክልተ ባንክታት፣ ኣብ ቅትለት ኤርትራዊ ነጋዳይ ዳኒኤል ወልዱ ምትሕብባር ኔሩወን ብዝብል ክሲ መርመራ ይካየደለን ምህላዉ ማዕከናት ዜና ካብ ኡጋንዳ ሓቢረን። ኣፈኛ ፖሊስ ኡጋንዳ፣ ኣንድሪው ፈሊክስ ካወሲ፣ ስም እተን ባንክታት እኳ እንተዘይጠቐሰ፣ ክልተ ባንክታት ግና ብጉዳይ ቅትለት እቲ ኤርትራዊ ምጽራይ ይካየደለን ከምዘሎ ኣረጋጊጹ ኣሎ። ናይ ካፕቴን ማዕረግ […]
ቅልውሊው ሰራዊት ኤርትራ ይዓቢ ምህሊዉ ረጋግጹ መርትዖታት።
www.togoruba.org/togoruba1964/mainTogorubamap/mainMap/headingMap/2016/1612SW6-01AT.pdf