Announcement Important Demonstration Information

Demonstration by Pro-Justice Eritreans in Support of Commission Of Enquiry on Eritrea at the United Nations in New York City October 27, 2016 JUSTICE FOR ERITREAN PEOPLE NOW Important Demonstration Information Demonstration Location or Address: 405 E 42Nd St (46th St. & 1st Ave) New York, NY 10017 Parking for the demonstration Parking information that […]

ኣብ ትሕቲ ዳዒሽ ዝጸንሓ ሸሞንተ ኤርትራውያን ደቂንስትዮ ናጻ ወጺኤን Radio Erena: 19 October 2016

  ዳዒሽ ናይ ሊብያ ጨውዩወን ዝጸንሐ ሸሞንተ ኤርትራውያን ደቂንስትዮ፣ ብሓይልታት ሚስራታ ናጻ ከምዝወጻ ማዕከን ዜና ሊብያ ኦብዘርቨር ሓቢሩ። እተን ኣብ ሲርተ ተጨውየን፣ ዝነበራ ኤርትራውያን፣ ገላዩ ሓለፍቲ እቲ ኣረሜናዊ ጉጅለ ኮይነን ምጽንሐን እቲ ማዕከን ዜና ብተወሳኺ ገሊጹ። ብመሰረት ጸብጻብ ሊብያ ኦብዘርቨር፣ ዝተፈላለዩ ሚሊሻታት ሚስራታ ሓይ ብናይ ደገ ሓይልታት እናተደገፉ ኣብ ሲረት ዓስኪሩ ኣብ ልዕሊ ዝነበረ ጉጅለ […]

ኣባላት ሰራዊት ኤርትራ፣ ሒዞሞ ዘለው ሞባይል ቴሌፎናት ከረክቡ ይሕተቱ Radio Erena: 19 October 2016

   ኣባላት ኣሃዱታት ሰራዊት ኤርትራ፣ ሒዞም ዘለዉ ተንቀሳቓሲ ቴሌፎናት ከረክቡ ብተደጋጋሚ ይሕተቱ ምህላዎም ምንጭታት ሬድዮ ኤረና ሓቢሮም። ብመሰረት መንግስቲ ዘውጽኦ ኣዋጅ፣ ኣባላት ሰራዊት ሞባይል ቴልፎን ክውንኑ ካብ ፈለምኡ ዘይፍቀድ እኳ እንተኾነ፣ ብስም ስድራቤታቶምን ካልእ ምኽንያታትን ሞባይል ዝወነኑ ግና ብዙሓት’ዮም። እቲ መንግስቲ፣ ኣባላት ሰራዊት ሒዞሞ ዘለዉ ተንቀሳቕሲ ቴሌፎናት ከረክቡ በብእዋኑ ክሓቶም እኳ እንተጸንሐ፣ ክሳብ እዚ እዋን’ዚ […]

ERITREAN NATIONAL SALVATION FRONT(HIDRI)

ኣብ ክፍለ-ሰራዊት 49 ዝጀመረ ሕቶ ደሞወዝ ብናህርን ወጥርን ናብ ካልኦት ኣሃዱታት ይልሕም፡ ህግደፍ ንልዕሊ 17 ዓመት ዝዕድሜኦም መንእሰያት ካብ ማኣዲ ትምህርቲ ናብ ማኣዲ ባርነት የሰልፍ።   ቅጥዒ ዘለዎ ምዕሩይ ምሕደራ ክኽተል ዓቕምን ብቕዓትን ዘይብሉ ስርዓት ህግደፍ፡ ብሰንኪ ዝኽተሎ ተሓታትነት ዘይብሉን ሓላፍ-ዘላፍ ኣካይዳን፡ ብኹሉ መሓውራቱ ተዳኺሙ’ኳ እንተሃለወ፡ ነቲ ዘለዎ ዓቕሚ ሚዛናዊ ኣሰራርሓ ኣይኽተልን፡ በዚ መሰረት ኣብ’ዘን […]

16 year old Eritrean overwhelmed, “a victim of the borders”

ዘሕዝን ዘና ጽንዐት ንሙላኣት ስድራቤት ወዲ 16 ዓመት ኤርትራዊ ኣብ ፍራንስ ጽርግያ ክሰግር ከሎ ብሓደጋ መኪና ሞይቱ አቲ ናይ ቀብሪ ስነስርዓ ውን ብወግዒ ተክቢሩ ውዒሉ ሓምሳ ዝኮኑ ኤርትራውያን ውን ተሳቲፎሞ። “Milet is also a victim of our borders, so much legal as unjust when they are beaten in the face to the people and especially […]

Canadian firm faces new forced labour claims over Eritrean mine

ኪዳነን  ኣማንን  ከልቲኦም  ንመጃመርታ  ጊዝየ  ናይ  ቢሻ ግፍዒ ብጠበቓ ኣቢሎም ዘሕለፍዎ ባርነት ገሊጾም።   www.theguardian.com/global-development/2016/oct/14/canadian-firm-nevsun-resources-new-forced-labour-claims-eritrea-bisha-mine