www.washingtonpost.com/world/middle_east/qatar-pulls-all-its-troops-from-djibouti-eritrea-border/2017/06/14/1d34cbf6-50d0-11e7-b74e-0d2785d3083d_story.html?utm_term=.cbae7a7d38db
ፈረንሳ፣ ኩነታት ፓትርያርክ ኤርትራ ኣቡነ እንጦንዮስ ከምዘተሓሳሰባ ገሊጻ
መንግስቲ ፈረንሳ፣ ኩነታት ናይቶም ንኣስታት 10 ዓመታት ኣብ ቤት ማእሰርቲ ዝርከቡ ፓትርያርክ ኦርቶዶክሳዊት ቤተክርስትያን ኤርትራ፣ ብጹእ ዎ ቅዱስ ኣቡነ እንጠንዮስ ከምዘተሓሳሰቦ ገሊጹ። እቲ መንግስቲ ሎሚ 13 ሰነ ኣብ ዘውጽኦ ጋዜጣዊ፣ 89 ዓመት መሊኦም ዘለዎ ብጹእ ዎ ቅዱስ ኣቡነ እንጠንዮስ፣ ኣብ ሕማቕ ኩነታት ከምዝርከቡ ብምዝኽኽር፣ ግቡእ ሕኪምናዊ ክንክን ከምዘይረኽቡ ኣስሚርሉ። ኣቡነ እንጠንዮስ ዘለዉዎ ኩነታት፣ ሰበ ስልጣን […]
Eritrea – Situation of the patriarch of the Orthodox Church (13 June 2017)
France is deeply concerned by the continued house arrest – which has now lasted 10 years – of His Holiness Abune Antonios, Patriarch of the Eritrean Orthodox Church. We deplore the fact that in addition the 89-year-old does not have access to the medical care he needs. We call for his release. This situation […]
ERITREAN NATIONAL SALVATION FRONT – HIDRI ( ኣሰቃቂተግባርህግደፍኣብከተማካስል)
ኩሉ ኤርትራዊ ከም ዝፈልጦ ህግደፍን ደገፍቱን ንኸድዎ ዘለዎ መገዲ እንተተዓዘብካ ኣዝዩ ዝገርም እዩ። ሓደ ብሓቂ ንህዝቢ ደው ዝበለን ዝሓስብን ስርዓት ህዝቢ ክመሓደረሉ ዝግባኣ ፖሊሲታት በብግዜኡ ምስ ኲነታት እንዳኣዛመደ የመዓራሪ ንቡር እዩ። ህግደፍ ግን ቀንዲ ዕላምኡ ንህዝቢ ምብትታትን ስለ ዝዀነ መንእሰያትና ሃገሮም ገዲፎም እግሮም ናብ ዝመርሖም ይነፍጹ ኣለዉ። ንሱ ጥራሕ’ውን ከይኣክል ደድሕሪ ህዝብና እንዳ […]
Egypt: Parliament committee approves Saudi islands deal
www.aljazeera.com/news/2017/06/egypt-parliament-committee-approves-saudi-islands-deal-170613165320546.html
Eritrea sides with Gulf nations against Qatar Associated Press | Published — Tuesday 13 June 2017 MIDDLE-EAST
www.arabnews.com/node/1113951/middle-east
AFRICA’S NORTH KOREA: REPORTING FROM ERITREA, THE LAND OF NO JOURNALISTS
www.newsweek.com/eritrea-north-korea-press-freedom-isaias-afwerki-623641
ጭካኔ ድዩ ዕንደራ፡ ወይስ ኣጉል ትምክሕቲ?
ጭካኔ ድዩ ዕንደራ፡ ወይስ ኣጉል ትምክሕቲ? ኣብ ውሽጢ ሃገር ዝርከብ ህዝቢ ኤርትራ፡ ብፍላይ ከኣ፡ መንእሰያታ፡ ኣዝዩ ዘስካሕኽሕ ሽግራት ብቐጻሊ የጋጥሞም ስለ ዘሎ ፡ ኣእጋሮም ናብ ዝመርሖም ይውሕዙ ኣሎዉ። ገለ ካብኣቶም ከኣ ኣሽሓት ዶላራት ንዝለዓሉ መራሕቲ ወተሃደራት ህግደፍ እናኸፈሉ ፡ብናይ መንግስቲ መኻይን ተጻዒኖም፡ ንዶባት ኤርትራ ክሰግሩ ከሎዉ፡ እቶም ዕድሎም ዘይፈቐደሎም ከኣ ዝርሸኑሉ ግዜ እዩ ዘሎ ። […]
ሰንዓ ፎርም…. “ሕቡእ ህያብ” ንህግደፍ አብ ውራይና መበል 37 ሕታም ዝወጸት ጽሕፍቲ 2ይ. ክፋል
www.togoruba.org/togoruba1964/mainTogorubamap/mainMap/headingMap/2017/1106CT7-03AT.pdf
ሰንዓ ፎርም (ኢትዮጵያ) …. “ሕቡእ ህያብ ንህግደፍ” አብ ውራይና መበል 37 ሕታም ዝወጸት ጽሕፍቲ፡ 1ይ. ክፋል, ……. !! ብቸርነት ተስፋዝጊ ኣዲስ ኣበባ ኢትዮጵያ.06.11.2017
http://gereger.com/data/media/DBcPN6e1J.pdf