https://barnabasfund.org/appeals/Desperate-plight-of-Eritrean-Christian-refugees-gets-even-worse-but-you-can-help-them
Ethiopia Eyes Role in DP World-Managed Port in Somaliland
www.bloomberg.com/news/articles/2017-06-08/landlocked-ethiopia-eyes-role-in-dp-world-managed-somali-port
ማሕበር ምጥርናፍ ኤርትራውያን ኣብ ኣምስተርዳምን ከባቢኣን
እቲ ዋና ተልእኾ ፥ ማሕበር ምጥርናፍ ኣምስተርዳምን ከባቢኣን ፡ “ ሓድነት ህዝቢ ኤርትራን ልዕላውነትን ብምርግጋጽ ፥ እዋናዊ መድረኻዊ ቃልስና፥ ሃገርን ህዝብን ካብዚ ወሪድዎ ዘሎ ስቓይ ንምድሓን ኣብ ዝሰፍሐ ንህዝብና ዝእክብን ዝጥርንፍን ዓውደ መቃለሲ ኣብ ትሕቲ ንጹርን ግሉጽን ሓባራዊ ባይታ ኣንጻር እቲ ጸረ – ፍትሒ ዝዀነ ስርዓት ህግደፍ ከምዝለዓል ምግባር እዩ ። “ ነዚ ንምዕዋት […]
TORONTO FESTIVAL 2017 Reporter Haile Menegesha Okbe June 6, 2017
www.togoruba.org/togoruba1964/mainTogorubamap/mainMap/headingMap/2017/0606HM7-04AE.pdf
RE: Renewing the mandate of the UN Special Rapporteur on the situation of human rights in Eritrea
To Permanent Representatives of Members and Observer States of the UN Human Rights Council Your Excellencies, We, the undersigned civil society organisations, write to urge your delegation to co-sponsor a resolution renewing the mandate of the UN Special Rapporteur on the situation of human rights in Eritrea at the forthcoming 35th Session of the UN […]
ንህዝቡ ኣብ ሓሳረ መከራ ዘእተወ ካብታ መዓልቲ ነጻነት (ባርነት)ስርዓት ህግድፍ
እንታይ ንግበር ንምድሓን ህዝብና? ህዝቢ ኤርትራ እዚ ኣይኮነን ኔሩ ትጽቢቱ ድሕሪ እቶም ርእዩ ዘይጸገቦም ዕምባባ ደቑ ፡ትምኒቱ ዝነበረ ኣብ ዓዲ ዝጸነሔ ኣብ ማሕረሱ ኣብ ትምርቱ ነዛ ሂወቱ ብሰላም ክመርሕ እቲ ካብ ዓዱ ዝተሰደ ኻኣ ብሰላም ተመሊሱ ኣብታ ዝፈትዋ ሀገሩ ክነብር ዳኣ እምበር ክልተ ጽፍዒት ክጽፋዕ ኣይምተገበኦን። 1.መን ምስ ነውንዎ ኢዩ ህዝቢ ኤርትር ካብ ኢትዮጵያ ዝተኸላበተ?ኢብታ […]
Remembering Eritrean Heroes .
1966 Two Great Fighters Said Beshir & Said Saleh. Said Beshir has been captured alive and executed in public at the Edaga Hamus (Asmara) in the late of 60’s. He is the first Elf freedom fighter POW hanged in Asmara. Said Saleh was shot to death by a Eplf firing squad in Kassala – Sudan […]
Denver-U.S.A…5ይ ዳግማይ ርክብ ሓርበኛታት ተጋደልቲ ናይ ተጋድሎ ሓርነት ኤርትራ Event center: Eritrean Community Center.June 30 – July 2, 201 7
ERITREAN NATIONAL SALVATION FRONT – HIDRI
ብሓፈሻዊ ኣበሃህላ ኣብ ታሪኽ ሓደ ሕብረተ-ሰብ ተራ ውልቀሰባት ወሳኒ ኣይኰነን ዝብል ተረድኦ ኣሎ። ብዛዕባ እዚ ብዙሓት ይዛረቡን ይኣምኑን እዮም። ነዚ ብዝያዳ ዝደፍኡሉን ንህዝቢ ከረድኡ ብዝያዳ ዝጽዕሩን እቶም ናይ ምልኪ ስነ-ሓሳብ ኣረጋጊጾም ክኸዱ ዝደልዩ ሰባት እዮም። እንተዀነ ግን እቲ ሓቂ ብፍላይ ኣብ ከም ኤርትራ ዝኣመሰለ ሕብረተሰባ ውልቀ-ሰባት ዓብን ወሳንን ተራ ኣለዎም። ኣብ ኤርትራ ኣህገርና በቶም ንሱ […]
Desperate Migrants Risk Everything in Deadly Mediterranean Crossings
www.theatlantic.com/photo/2017/06/desperate-migrants-risk-everything-in-deadly-mediterranean-crossings/528870/