ስርዓት ህግደፍ ሎሚ ዓመትውን ኣብታ ናይ መጀመርያ መዕቆቢት ስደተኛታት ኣብ ጀርመን ዝኾነትን፣ ንህግደፍ ብናይ ከተማ ፓርላመንት ደርጃ መጀምርያ ዝኾነነትን ከተማ ጊሰን ፣ ፍሹል ፈስቲቫሉ ካብ ዕለት 7-9/07/2017 ክገብር ኣብ መሽብሻብ ይረከብ። እዚ በቶም ውሑዳት ንቑጻት ሰዓብቱ ጥራይ ዝሳተፉዎ ፈስቲቫል ኮይኑ ኣብ ናይ ብሕቲ ክራይ ኣዳራሽ ናይ ዓሰርተታት ኣሽሓት ክስራ ካብ ቆንስል እናተሸፈነ ኣለኹ ገና ኣይመትኩን […]
Ethiopia asks for extension of Saudi amnesty deadline 2 hours ago From the section Africa
http://www.bbc.com/news/world-africa-40430274
Inside Israel’s Secret Program to Get Rid of African Refugees
They were promised asylum somewhere closer to home. Then they were discarded — often in a war zone. https://foreignpolicy.com/2017/06/27/inside-israels-secret-program-to-get-rid-of-african_refugees_uganda_rwanda/
ERITREAN NATIONAL SALVATION FRONT – HIDRI
መልክዕ ህግደፍ ብተግባር ኣብ ውሽጢ ሃገር ጉጅለ ህግደፍ ኣብ ኩሉ ናይ ህዝቢ መነባብሮ ኢድ ብምእታው ገቢቱ ሒዝዎ ከም ዘሎ ርጉጽ እዩ። ሓደ ካብ’ቶም መሰረታውያን ረቛሕቲ ባእታታት ቊጠባ መሬት ምዃኑ ይፍለጥ። ይኹን እምበር እቲ ታሪኻዊ ዝዀነ መሬት ትሕዝቶ ሓገርና ክርአ ከሎ፣ መሬት ናይ ደቀባት ዝዀኑ ዋናታቱ እዩ ነይሩ። ኣብ ዓዲ ህግደፍ ግን ኩሉ መሬት ካብ ዋናታቱ […]
ናይ ኣቶ ግርማይ ኪዳና ወዲ ፊሊፖ ሕቶ ብውድባትና ክምለስ ዝግብኦ ማእኸል ሕቶ’ዩ።
http://togoruba.org/togoruba1964/mainTogorubamap/mainMap/headingMap/2017/2606GK7-04AT.pdf
World EU effort to halt migrants founders in Libya’s chaos (ሊቢያ ዘሎ ሕንፍሽፍሽ ውሽጢ ስደተኛታት)
www.yahoo.com/news/eu-effort-halt-migrants-founders-libyas-chaos-073234932.html
ERITREAN NATIONAL SALVATION FRONT – HIDRI
ሓጺር ሓበረታ ብዛዕባ ሓለፍቲ ሰራዊት ህግደፍ እዚ ኣብ መንጎ ኤርትራን ጅቡትን ተፈጢሩ ዘሎ ኲነታት ብሓፈሽኡ ኣብ ውሽጢ ህዝብና ዓቢ ሻቕሎት ፈጢሩ ከም ዘሎ ተፈሊጡ ኣሎ። እቲ ሓበረታ ብኣብነታት ክገልጾ ከሎ ኣብ ውሽጢ ሚኒስትሪ ምክልኻል ህግደፍ ከበቲ ወጥርታት ኣለዉ። ገለ ካብ’ቲ ዝያዳ ዘዋጥሮም ዘሎ እንታይ እዩ? እንተተባህለ ኣብ ውሽጢ ገለ ሓለፍቲ ሰራዊት ኲናት ኣየድልን ኢሎም ምኽንያት […]
ERITREAN NATIONAL SALVATION FRONT – HIDRI ርሑስ ዒድ ኣልፈጥር
المسلمين يحتفلون بعيد الفطر في جميع أنحاء العالم ርሑስ ዒድ ኣልፈጥር ሎሚ ጾም ወርሒ ሮሞዳን ተዛዚሙ። ንኹሎም ኤርትራውያን ኣብ ውሽጢ ኤርትራ ይኹኑ ኣብ ወጻኢ ዘለዉ ብሓፈሻ፣ ኤርትራውያን ኣመንቲ ሃይማኖት ምስልምና ድማ ብፍላይ እንቛዕ ናብ’ዚ ርሑስ ዒድ ኣልፈጥር ኣብጽሓና ብምባል ግሃድኤ-ሕድሪ ልዑል ባህትኡ ክገልጽ ከሎ ክብሪ ይስምዖ። ድሕሪ እቲ ክቡር ጾም ወርሒ ሮሞዳን ምውድኡ ኣብ […]
ኣብ ዞባ ገዳርፍ፣ መዓስከር ስደተኛታት ኡም ገርጉር፣ ኣርባዕተ ኤርትራውያን ብሕማም ሸሮኽ ሞይቶም
ኣብ ምብራቕ ሱዳን፣ ዞባ ገዳርፍ፣ ኡም ገርጉር ኣብ ዝተባህለ ናይ ቀደም መዓስከር ስደተኛታት ኤርትራ፣ ብሕማም ውጽኣት ኣርባዕተ ኤርትራውያን ከምዝሞቱ ተሓቢሩ። ጃዕፈር ኢብራሂም ወሳካ ዝተባህለ ኣብቲ መዓስከር ኣብ ሰብኣዊ ጉዳያት ካብ ዝነጥፉ ኤርትራውያን ምስ ሬድዮ ኤረና ፈነወ ቋንቋ ዓረብ ኣብ ዘካየዶ ቃለ መጠይቕ፣ ድሕሪ ዝተኻየደ ሓያሎ ጻዕርታትን ኣብ ወጻኢ ካብ ዝርከቡ ኤርትራውያን ዝተረኽበ ሓገዛትን፣ መድሃኒታት ሳላ […]
ዝፋን ኣፈወርቅን በዓልቤታን፡ 22.06.17፡ ካብ መጽሓፈ-መጻሕፍቲ፡
www.togoruba.org/togoruba1964/mainTogorubamap/mainMap/headingMap/2017/2406G7-11AT.pdf