http://assabnaturalport.org/TORONTO%20FESTIVAL%202017/NADEW%202017%202JULY2017%202017201720172017.html
Feeling unwanted and unwelcome, African migrants hit by new tax in Israel by Reuters Monday, 3 July 2017 13:41 GMT
http://news.trust.org/item/20170703134340-exvi8/
Djibouti asks AU to deploy observers along its disputed border with Eritrea
ADDIS ABABA (Reuters) – Djibouti has asked the African Union to deploy observers along its disputed border with Eritrea after Qatar withdrew its peace-keeping troops two weeks ago, the Djibouti foreign minister said on Monday. The Qataris were sent to the region after clashes broke out between Eritrea and Djibouti in 2008, but they were […]
ካብ ሃይማኖታዊ ፍልልያት ክትርባሕ ምፍታን፡ ጸረ-ህዝብን ጸረ-ደሞክራስን ካብ ምዃን ኣየድሕንን’ዩ፣
http://www.togoruba.org/togoruba1964/mainTogorubamap/mainMap/headingMap/2017/2806SAG7-02AT.pdf
ገለ ካብ ድብኦታት ዓታሩ ቀይሲ፡ 30.06.17፡
www.togoruba.org/togoruba1964/mainTogorubamap/mainMap/headingMap/2017/3006G7-03AT.pdf
አመል ክሳብ መግነዝ
እንሆ ድማ ሎሚ ቅነ ፖለቲካ ጎላጉል ኤርትራ፡ ክልተ ሓደስቲ ኣጋይሽ ክቕበል ይሸባሽብ ከምዘሎ ተፈሊጡ። ንሱ ከኣ ከምቲ ልሙድ ዕለተ ዑደቱ ኣኺሉዎ፡ ምስ ግዜ ኣብ ምቅድዳም ይርከብ ኣሎ። ክቡራት ኣጋዪሹ ከኣ ኣባላት ኣቶ መንግስተኣብ ኣስመሮም ዝመርሑዎ ሰልፊ ደሞክራሲ ህዝብ ኤርትራ ኢዮም። ኣቶ ጋህዲን ኣቶ ሽፍንፍንን ተባሂሎም ድማ ይፍለጡ። እቲ ጋህዲ ብዝብል ስያሜ ጸውዐዮ ዘለኹ ሸነኽ፡ […]
መበል 90 ዓመት ዝኽሪ ዕለተ-ልደት ቅዱስ እንጦንዮስ
ቅዱስ እንጦንዮስ 3ይ ፓትርያርክ ሃገረ ኤርትራ ኣብ ኦርቶዶክሳዊት ቤተ ክርስቲያን ቅዱስሚካኤል ሻርሎት ሰሜን ካሮላይና፡ ብፍሉይ ክብርን ዝኽርን ክበዓል ምዃኑ ንሕብር። እዚ ፍሉይ ኣጋጣሚ ዝኽሪ 90 ዓመት፥ ኣብ መበል 19ተ ዓመታዊ ጉባኤ መንበረ-ጵጵስና ሃገረ ስብከት ሰሜን ኣሜሪካ (19 ሓምለ – 23 ሓምለ)፥ ብመሪሕነት ጳጳስ ዲበ-ኩሉ (ዓቃቤ-መንበር) ብፁዕ ኣቡነ መቃርዮስ ብጸሎተ-ምህለላን ሽምዓ ብምውላዕንክካየድ መደብ ተታሒዙ ኣሎ። ከምቲ ኣብ ወንጌል ማቴዎስ 25፡36 “ሓሚመ በጻሕኩምኒ፥ ተኣሲረ ኣጸናናዕኩምኒ…” ዝብሎ ዘኪርና፡ ነዞም ብመሣርሕቶምን ብዝሾሙዎምን ጳጳሳትዝተጠልሙ፥ ነዞም ኣብ ገዛእ ዓዶም ብመንግሥቶም ብፍሉይ ጭካነ ኣብ ማሕዩር ገዛ ዝተዳጎኑ፥ ነዞም ካብ ቅዱስ ቍርባንን ቀጽሪ ቤተ ክርስቲያንንከይረግጹ ዝተኾነኑ፥ ነዞም ምስ ስድራ ቤትን ፈተውትን ከይራኸቡ መሰሎም ዝተነፍጉ፥ ነዞም ካብ ንትእዛዝ ሰብ፡ ንትእዛዝ ኣምላኽ ዘቐደሙ፥ ቅዱስ ኣቦናእንጦንዮስ ብምኽንያት ዝኽሪ መበል 90 ዓመቶም ኣብ ዝግበር ጸሎተ-ምህለላን ዝኽሪ ኣስተንትኖን ተሳተፍቲ ክትኮኑ ንኩልኹም ኣመንቲ ብኽብሪንዕድም። ከም ዝፍለጥ፥ ፓትርያርክ ቅዱስ እንጦንዮስ ብጽንዓት እምነቶም፥ ብለውሃቶም፥ ብትዕግሥቶምን ብመንፈሳዊ ትሕትንኦምን ዝልለዩ፥ ትጉህን ውፉይንኣገልጋሊ ቤተ ክርስቲያን፥ ብጾምን ጸሎት ዝልለዩ ኣብነታዊ ኣቦ-እምነት ምዃኖም ብዙሓት ሰባት ዝፈልጥዎ ሓቂ እዩ። ቅዱስ ፓትርያርክ እንጦንዮስ ስለ እምነቶም ብዘይ ሓደ በደልን ገበንን ንልዕሊ 11 ዓመት ኣብ ማሕዩር ይሳቐዩ ኣለዉ። ክሳብ ሕጂ ዝኾነ ፍትሕን መፍትሕን ዘይምርካቡ ድማ ኣዝዩ ዘሕዝንንኩሉ ሰብ ዓገብ ክብልን ይግባእ። ፓትርያርክ ቅዱስ እንጦንዮስ ብ1927 ዓመተ ምሕረት ፈረንጂ ኣብ ሕምብርቲ ኤርትራ ዝተወልዱ፥ ኤርትራዊ ኣቦን ዝለዓሉ መንፈሳዊ መራሒ ተዋሕዶ ቤተክርስቲያንን ብሕይወት ዘለዉ ውፍይ ሰማዕትን እዮም። ኣብ ዝኽሪ ዕለተ ልደቶም ድማ ካብ 1927 ክሳብ 2017 ዓመተ ምሕረት ፈረንጂ ኣብ ውሽጢ 90ዓመት ዕድመ ጉዕዞ ሕይወቶም ዘሕለፍዎን ዝሓለፍዎን ኩነታት ብኽብሪ ክዝከርን ክንገርን እዩ። ጸሎትን ቡራኬን ቅዱስ ፓትርያርክ ኣቡነ እንጦንዮስ ምስኩላትና ይኹን። ደቂቀ እንጦንዮስ፥ ዘክርስቶስ
Asmara ‘very torn’ on Gulf Crisis: analysts
https://messengerafrica.com/2017/06/29/asmara-very-torn-on-gulf-crisis-analysts/
ንሕሉፍ ታሪኽ ምኽባር ናብ መጻኢ ወሎዶ ምስግጋር Announcement Honoring the past Inspiring the Future!
gereger.com
Israel Hires Anti-refugee Group to Research Situation in Eritrea read more
www.haaretz.com/israel-news/.premium-1.798172