ህዝባዊ ጻዊዕት ንጽንብል መዓልቲ ሓርበኛታት 2017

ህዝባዊ ጻዊዕት ንጽንብል መዓልቲ ሓርበኛታት 2017 ንኹልኹም ግዱሳት ኤርትራውያን ተቐማጦ በይ ኣርያ ኩሉ ኤርትራዊ መዓልቲ ሓርበኛታት ኤርትራ ክህልወና ይግባእ እንዳበለ ብውልቀ ኮነ ብእኩብ ክዘራረብ ዓመታት ሓሊፉ። እሞ ሓንቲ መዓልቲ ፈሊና ዘይነብዕል ምስተባህለ ወርሒ ነሓሰ ብታሪኻ ብቕዕቲ ክትከውን ትኽእልያ ዝብል ርእይቶ ምስቀረበ ኣብ መጀመርታ ሰሙን ናይ ወርሒ ነሓሰ ነብዕላ ብድሕሪኡ ካብኡ ዝሓሸ ዕለት እንተተደለየ ክቕየር ይከኣል። […]

ኣገዳሲ ሓቤረታ ንኤርትራውያን ከተማ ሲያትልን ከባቢኣን።

ጸብጻብ ናይ ዕለት 11 ነሓስሴ ናይ’ቲ ብጉልባብ ፈስቲቫል ኤርትራ ዝብል፡ ብህግደፋውያን  ዘተኻየደ ናይ ሙዚቃ መደብ፡ ህዝቢ ሲያትል ነጺጉዎ፡ እዩ። ኣብ ቅድም’ቲ ቀጽሪ  ኣደራሽ  መደብ ሙዚቃ ሂግደፋውያን፡ ውዕዉዕ ዝኾነ ናይ ደለይቲ ፍትሒ ተቓውሞ ምስ ዝኽተል ጭርሖታት  ከም፡ “ ህግደፍ ሃገርና ግደፍ፡ ኤርትራ ናይ ኤርትራውያን እያ፡ ኢሳያስ ኣፈዎርቂ  ሕጂ ክወርድ ኣሎዎ፡ እብ ኤርትራ ደሞክራስያዊ ስርዓት ክትኸል ኣሎዎ […]

ዕርክነታዊ ቃል ሓዘን ካብ ንጉሰሃይለ(መንስዓይ) ..ነሓሰ 11, 2017

  መም. ኣልኣሚን ዓብደልለጢፍ ፣ እቲ ካብ ክቡራትን ውሩያትን ናይ ስነ ጥበብ ኤርትራውያን ከዋኽብቲ ሓደ ፣ ንገለ እዋን ክሓምም ድሕሪ ምጽናሕ ፣ ብሰኑይ ዕለት 07.08 2017 ዓ.ም.ፈ. ኣብታ እተወልደላን ዝዓበየላን ንዝበዝሕ ጊዚ ዕድሜኡ ዝነበረላን ከተማ ኣስመራ ዓሪፉ ። ብሰሉስ ዕለት 08. 08.2017 ዓ.ም.ፈ. ከኣ ኣብ መቃብር ሓርበኛታት (ጸጸራት) ብክብሪ ተቐቢሩ ። ብዙሓት ደቂ ኣስመራ ፣ […]

Italy police probe priest once hailed for Nobel Peace Prize

An Eritrean priest once in the running for the Nobel Peace Prize for helping migrants is now under investigation in Italy on suspicion of abetting illegal immigration. “I received a letter from the Trapani public prosecutor’s office on Monday informing me of the investigation,” Mussie Zerai told AFP in Rome, insisting that he was innocent. […]

ፖሊስ ኢጣልያ፣ ስደተኛታት ብምሕጋዝ ንዝተፈልጠ ኤርትራዊ ኣባ ሙሴ ዘርኣይ ብዘይሕጋዊ ምስግጋር ስደተኛታት ይምርምር

ፖሊስ ኢጣልያ፣ ስደተኛታት ብምሕጋዝ ንዝተፈልጠ ኤርትራዊ ቀሺ ሙሴ ዘርኣይ ብዘይሕጋዊ ምስግጋር ስደተኛታት ይምርምሮ ከምዘሎ ማዕከናት ዜና ካብታ ሃገር ሓቢረን። ኣብ ባሕሪ ሓደጋ ንዘጋጠሞም ይኹን ኣብ ካልእ ከበድቲ ጸገማት ንዝወደቑ ስደተኛታት ብምሕጋዝ ግኑን ስም ዘለዎ ኣባ ሙሴ ዘርኣይ፣ ህይወት ኣማኢት ስደተኛታት ንምድሓን ብዝገበሮ ጻዕሪ ኣብ 2015 ንስልማት ኖቤል ተሓጽዩ ምንባሩ ኣይርሳዕን። ኣኽባር ሕጊ ትራፓኒ ናይ ኢጣልያ፣ ብዘይሕጋዊ […]