ጸላም መዓልቲ 18 መስከረም ማሕላና ነሔድሰላ ነዞም ኣብ ጎዳጉዲ ክነብሩ ዝተፈርዱ ኣሕዋትና ካኣ ብኽብሪ ንዝክረላ ዕለት ኢያ። ህዝቢ ኤርትርራ ብዕሊ ኣፉ ክዕጾን ንመሰሉ ከይሐትትን ዝተፈርደላ ጸላም መዓልቲ ኢያ፡ሙኩራት ጋዜጠኛታትና ሕቶኦም ኣክንዲ ህዝቦም ንዲሞክራሲ ንፍትሒ ዝበሉ ኣብ ጎዳጉዲ ክሕየሩን ክሞቱን ዝተፈርዱላ ዕለት ኢያ።ከምኡውን ኣብ 2001 ዓመት ንላዕለዎት ሐለፍቲ መንግስቲ ኣብ ሕቶ ምልክት የእትዩዎም ዝነበረ ዜጋታት ኣብ […]
31 ዓመት ዝገበረት ግጥሚ
Around 80 Eritreans revealed for asylum cheating – only one has been returned to Eritrea :By NRK NEWS.
On stage, several men wore T-shirts in military camouflage colors, during a mark for the introduction of national service in Eritrea, which took place in Oslo. It is virtually impossible to forcibly return Eritreans who are being cheated in Norway, says UDI. The UDI will now investigate asylum cases from Eritrea, to see if refugees […]
ኣብ ህዩስተን ባይቶ ይኣክል ጨንፈር ህዩስተን ዝጸወዖ ህዝባዊ ኣኬባ: ኣብ ባሕቲ መስከረም: ምጅማር ብረታዊ ቃልሲ ኤርትራ
Eritrea tops CPJ list of worst countries for press censorship
https://www.aljazeera.com/news/2019/09/eritrea-tops-cpj-list-worst-countries-press-censorship-190910052356285.html
ስዊዘርላንድ፣ ናብ ዓዶም ንዝምለሱ ኤርትራውያን ከተባብዕ’የ ትብል
ስዊዘርላንድ፣ ናብ ሃገሮም ንዝምለሱ ኤርትራውያን ናይ መተባብዒ ሓገዛት ክትገብር ምዃና ገሊጻ። ብፍቓዶም ናብ ሃገሮም ንዝመለሱ ወጻእተኛታት፣ ናይ ትምህርቲ ይኹን ካልእ መደባት እንተለዎም፣ መንግስቲ ስውዘርላንድ ክሳብ 5 ሽሕ ዶላር ክውምሎም መዲቡ ከምዘሎ ንክፍሊ ኢምግሬሽን እት ኣሃገር ብምጥቃስ መርበባት ሓበሬታ ገሊጸን። እቲ መደብ፣ ንኤርትራውያን ኣብ ቅድሚት ዘቀመጠ ምዃኑ ዝሓበረ ክፍሊ ኢምግሬሽን ስዊዘርላንድ፣ ብወገን መንግስቲ ኤርትራ ነዚ መደባት […]
The fallacy of the theory of Agazianism & Its alleged historical connections with the state of Eritrea
Some Eritreans and Tigreans, who call themselves “Agazians,” have lately been dominating the Tigrinia-speaking Paltalk chat rooms, claiming that the Tigrinia speaking Christian Eritreans have ancient historical connections with the Agazians of Northern Ethiopia’s province of Tigrai, and, because of this ancient connection the present sovereign, “Christian” nation of Eritrea must be annexed with “Christian” […]
ኖርወይ፣ ካብ ግዱድ ዕስክርና ሃዲሞም ዑቕባ ዝሓተቱ ኤርትራውያን፣ ብምኽንያት መበል 25 ዓመት ምምስራት ሳዋ፣ ጽምብል ምክያዶም ኣዛራቢ ኮይኑ
ኣብ ኤርትራ ካብ ዘሎ ግዱድ ዕስክርና ሃዲሞም፣ ኣብ ኖርወይ ዑቕባ ዝሓተቱ፣ ኤርትራውያን ብምኽንያት መበል 25 ዓመት ምምስራት ሳዋ፣ ጽምብል ዘካየየዱ ኤርትራውያን ኣዛራቢ ኮይኑ። ማዕከናይ ዜና ኖርወይ ብዘቕርብኦ ዘለዋ ሓበሬታ፣ እቶም ኤርትራውያን፣ ወትሃደራዊ ልብሲ ወድዮም ባንዴራ ኤርትራ እናምበልበሉ፣ ምስቲ ናብታ ሃገር ዑደት ዘካይድ ዝነበረ ኣማኻሪ ፕረዚደንት ኣቶ የማነ ገብርኣብ ክስኣሉን ወዛሕዛሕ ክብሉን፣ ምስቲ ዑቕባ ንምሕታት ዘቕረብዎ […]
ኤርትራ፡ ሓደ ብእምነቱ ዝተኣሰረ ውልቀ ሰብ ኣብ ቤት ማእሰርቲ ህይወቱ ሓሊፉ
https://www.bbc.com/tigrinya/49575838
Eritrea reportedly training secret Somali force
By Somali Affairs August 20, 2019 The Federal Government of Somalia transported 200 young men from the Aden Ade International Airport in Mogadishu to Eritrea yesterday morning. The information received by Somaliaffairs says that the youth were part of 600 young men the government had been gathering in Shirbow in the past few days. The plan is […]