ይኣክል ዲሲ፤ ንትጽቢታት ህዝቢ ክበቕዖ ድዩ?

ዲሲ ተጠማቲት ናይ ቀልሲ ግንባር..ግን ነዚ ትጽቢት ዝበቅዕ ምንቅሳቓስን ምልዕዓልን ምድላውን ይርኤ ኣሎ ድዩ? ኤርትራውያን ዲሲን ከባበኣን ናይ ይኣክል ባይቶ ኣብ ምምስራት እብ ዝነጥፍሉ ዘሎዉ ግዜ፡ ንመንፈስን ዕላማን ይኣካል ማእከል ዝገበረ፡ ሰፊሕ፡ ስጡም፡ ኣሳታፊ፣ ብዙሕነት ዝመለለይኡ ውደባ ክገብሩ ትጽቢት ይግበረሉ እዩ ዘሎ። ብብግዚኡ፡ ኣብ ዝተፈላለየ ከተማታት ዝርኤ ዘሎ ሰፊሕን ሕኑንን ተሳተፎ ህዝቢ ንተቓለስቲ ዲሲን ከባቢኣን […]

Five Eritrean football players disappear in Uganda – official

KAMPALA, Oct 3 (Reuters) – Ugandan security forces are hunting for five Eritreans who disappeared from a hotel in Uganda where their team was playing in a soccer tournament, a Ugandan official said on Thursday. The missing players could be planning to seek asylum, which some Eritrean sports players have done in the past while […]

Humans of Eritrea

  The project “Humans of Eritrea” aims to reopen Eritrean society and to make you navigate through this community arrived in several waves. The first wave was generally fleeing the liberation war between 1961 and 1991. Then the following, from the years 2000 until today, generally flee the political repression. Since the 2000s, self-censorship has […]

The Fight for Truth: John Peter Zenger and the American freedom of the press (#FreePress)

ኣብ (1735) ናይ መጀመርታ ነጻ ፕረስ ናይ ህዝቢ ድምጺ ንምስማዕ ተቃሊሱ ዝተዓወተ ጃን ፒተር ዘንገር ዝተባህለ ኣመሪካዊ 1697 ተወሊዱ  07/28/1746,ዓሪፉ ኣብ ነውዮርክ ፡ስርሑ ድማ ስጋብ ሞቱ ኣብ ጆርናሊስት ኣብ ሐቀኛ መንገዲ ተቃሊሱ እዚ ንርእዮ ዘለና ነጻ ፕረስ ኣውሪሱዎም ሐሊፉ።ኣብ ኤርትራ ውን ከምዚኦም ዛኣመሰሉ ጀጋነ ጋዜጠኛታት ኔሮምና ኢዮም። በዚ ኣጋጣሚ ናይ ኣሕዋትና መስከረም 18 ጸላም መዓልቲ […]

ተዘክሮ ጸላም ዕለት 18 መስከረም

ጸላም መዓልቲ 18 መስከረም ማሕላና ነሔድሰላ ነዞም ኣብ ጎዳጉዲ ክነብሩ ዝተፈርዱ ኣሕዋትና ካኣ ብኽብሪ ንዝክረላ ዕለት ኢያ። ህዝቢ  ኤርትርራ ብዕሊ ኣፉ ክዕጾን ንመሰሉ ከይሐትትን ዝተፈርደላ ጸላም መዓልቲ ኢያ፡ሙኩራት ጋዜጠኛታትና ሕቶኦም ኣክንዲ  ህዝቦም ንዲሞክራሲ ንፍትሒ ዝበሉ ኣብ ጎዳጉዲ ክሕየሩን ክሞቱን ዝተፈርዱላ ዕለት ኢያ።ከምኡውን ኣብ 2001 ዓመት ንላዕለዎት ሐለፍቲ መንግስቲ ኣብ ሕቶ ምልክት የእትዩዎም ዝነበረ ዜጋታት ኣብ […]