London: Hundreds in day of witness for Eritrean people + update and video

Eritrean Catholics in London and those standing in solidarity with them, engaged in a ‘day of witness and vigil for the Eritrea people and Catholic Church’ on Saturday 2 November, in the Piazza of Westminster Cathedral. Opening the rally with prayer and blessing, Fr Mark White CP of the Passionist Community and Parish Priest of […]

መግለጺ ሐዘን ካብ ገብረሂወት ኣቡ ዓሸርራ በይ ኤርያ ካሊፎርንያ

ዘሕዝን ኣሰንባድን ሃደበታዊ ሞት መንእሰይ ሳሚኤል ግርማይ ወዱ ንግርማይ ቀድሺ ኣዚና ሰንቢድናን ደንግጽናን ንመንእሰይ ሳሚኤል ግርማይ ቀሺ መንግስተ ሰማይ የዋርሶ ንብጻይናን መቓልስትናን ግርማይ ቀሺ ካኣም ብዓልቲቢቱን ስድራቤቱን ኩሎም መቕርቡን ጽንዓት ይሃብኩም እናበልና ብሽም ተጋድሎ ሓርነት ኤርትራ ናይ ሓዘንኩም ተኻፈልቲ ምኹዋና ንገልጽ።  

The Urgent Need for Participation in the Eritrean North American Bayto Activism

The North American Mass (Yeakle) Movement is a Task Force for identifying, motivating, mobilizing and organizing the more than 90% of Eritreans in the Diaspora, who are not yet organized, and bringing them to join the opposition camps.  In other words, this noble action is not to oppose or compete with, but rather, to energize […]

ውድብ ሓድነ ት ንዲሞክራስያዊ ለዊጢ(ሓዲለ) ግዝያዊ መሰጋገ ሪ መሪሕነ ት ዞ ባ ሰሪዑ፡ 29 ጥቅምቲ 2019

ብመሰ ረ ት ውሳ ነ ፈጻ ሚት ኣ ካ ል ሓዲለ ፡ ን ቤት ጽሕፈት ውደ ባ ፡ ግዝያ ዊ መሰ ጋ ገ ሪ መሪ ሕነ ት ዞ ባ ከቀውም ብዝተዋህ ቦ ሓላ ፍነ ት፡ እ ዘ ን ዝስ ዕ ባ መሰ ጋ ገ ሪ መር ሕነ ት ዞ ባ ቆይመን ኣ ለ ዋ። ውድብና […]

ሰፊሕ ሰላማዊ ሰልፊ ኣብ Washington,DC ንዕለት 8 ኅዳር, 2019

ኣብ ኸባቢ ዋሺንግቶን ዲስን ከባቢኣን ትቅመጡ ኤርትራውያን ፡ነዚ ጻውዒት ንገብሮ ዘለና ሰላማዊ ሰልፊ ንብጹእ ኣቦና ፓትርያክ ኣቡነ ኣንተንዮስ ዝግበር ዘሎ ብደልን መሰሎም ምግሃስን ደው ክብል ነቲ ኣብ ኤርትራ ዘሎ ፍትሒ ኣልቦ መንግስቲ ንምቅዋም ኩልና ብሐበራ ድምጽና ነስምዕ።