ዘሕዝን ዜና ሐርበኛ ገዲም ተጋዳላይ ገብረመድህን ሹም ሐላል ብመስዋእቲ ተፈልዩና።

መርድእ ገዲም ተጋዳላይ ናይ ተጋድሎ ሓርነት ኤርትራ ሐርበኛ ገብረመድህን ሹም ሓላል ሎሚ መዓልቲ ካብዛ ዓለም ተፈልዩና ,ንገብረመድህን መንግስተ ሰማይ የዋርሶ ንኹሎም ስድራቤትን ንህዝቢ ኤርትራ ጽንዓት ይሃብኪም።R.I.P. Veteran Fighter Gebremedhin Zegergish 😢😭💐🌹🌺

ናይ ክልተ መዓልታት ብጉዳይ ምስዋር ቆልዑት ኣብ ኤውሮጳን ፡ ጉዳይ ስደት ትሕቲ ዕድመ ፡ ግዱድ ዕስክርና ፡ ጉዳይ ዘይሕዊ ነጋዶ ኣሳጋገርቲ ንግዲ መሸጣ ህዋሳት ደቂ ሰባት ዝድህስስ ሰሚናር ኣብ ከተማ ዮተቦርግ ሸወደን ተኻይዱ።

https://www.togoruba.org/togoruba1964/mainTogorubamap/mainMap/headingMap/2019/0312TK9-06AT.pdf

ገበነኛ ኢሰያስ ዘዋፈሮም ዘሎ ብሃሱሳት ሰዓብቱ ግብረሽበራ ኣትሪርና ንኹንን።

ዕለት 26,2019 ኣብ ከተማ ለንደን ዝተፈጸመ ፍጻሜ ናይ ግብረሽበራ መጥቃዕቲ ኣብ ልዕሊ ጋዜጠኛ ኣማንኤል ኢያሱ ብደገፍቲ ህግደፍ ንሕና ከም ጋዜጠኛታት ነዚ ዝፈተኑዎ እሞ ዝፈሽሉ ኣትሪርና ንኹንን።ኢሰያስ ኣብ ውሽጢ ዝገብሮ ዘሎ ገበን ግህሰት መሰልን ኣብ ልዕሊ ህዝብና ከይኣክል ኣብ ደገ ንዝቃወም ኤርትራዊ ኣብ ዘካይዶ ናይ ምፍርራሕ  ጎስጓስ፡ ንሕና ውን ነዚ ኩፉእ ተግባራቶም ኣብ ዘዘለናዮ ከተማ ንመንግስቲ […]