ዕድመ ንኽብሪ በዓል 8 መጋቢት ማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ኤርትራ ኣብ ጀርመን
‘ስዑዲ እስላማዊ ተራኣ ንምጽዋት ንኤርትራን ኢትዮጵያን ዓሪቓ’ – ስዑዳዊ ሚኒስተር ሐድሽ ዜና
ስዑዳዊ ሚኒስተር ጉዳያት ሃገራት ኣፍሪቃ ኣሕመድ ካታን፡ ኣሽራቕ ኣል ኣውሳጥ ምስ ዝተባህለት፡ ብቋንቋ ዓረብ ኣብ ለንደን እትሕተም ጋዜጣ ኣብ ዝገበሮ ቃለመሕትት፡ ብዛዕባ ሰላም ኢትዮ-ኤርትራ ንዝሃቦ መግለጺ ሚኒስትሪ ዜና ኤርትራ ነጺጉዎ። ሚኒስትሪ ዜና ኤርትራ ኣብ ዘውጽኦ ጋዜጣዊ መግለጺ፡ “ጽቡቕ ድልየት ዓለምለኻዊ መሻርኽትና ኣፍልጦ ዝወሃቦ እኳ እንተኾነ፡ ንኣፍሪቃን ዓወታታን ዘነኣእስ ሕሱር ጸብጻብ ግን ዘይግቡእን ንምስሊ እታ ንግስነት […]
ጻውዒት ንኹሉኹም ግዱሳት ተቃለስቲ ኤርትራውያን
ካብ ኤርትራውያን ደቂ ኣንስትዮ ተቀማጦ ኣብ ካናዳ ኦታዋ።
ገዳይም ተጋደልቲ ንወታሃደራዊ ኣገልግሎት ይጽዊዑ ኣሎዉ
https://togoruba.org/togoruba1964/mainTogorubamap/mainMap/headingMap/2020/0601SF20-03AT.pdf
ዕድመ ንኹልኽን ደቂ ኣንስትዮ ኤርትራውያን ኣብ ዞባ ኣውሮፓ ጨንፈር ደንማርክ
ሓምሻይ ጉባኤ ናጻ ማሕበር ኤርትራውያን ደቂ-ኣንስትዮ ንሰላምን ዲሞክራስን ዞባ ኣውሮፓ ናጻ ምሕበር ኤርትራውያን ደቂ-ኣንስትዮ ንሰላምን ዲሞክራስን ዞባ ኣውረፓ፡ ሓሙሻይ ጉባኤኡ ኣብ ሃገረ ደንማርክ ክካየድ ወሲኑ። ናጻ ማሕበር ኤርትራውያን ደቂ ኣንስትዮ ንሰላምን ዲሞክራስን ጨንፈር ደንማርክ፡ ሓምሻይ ጉባኤ ናጻ ማሕበር ንኽሰላሰል ምድላው ኣብ ርእሲ ምግባሩ፣ ጽባሕ ጉባኤ ድማ ኣህጉራዊ ማዓልቲ ደቂ-ኣንስትዮ 8 መጋቢት ንምኽባር ኣብ ምቕርራብ ይርከብ […]
ንሰማዒ ዝገረሞ መስደመም ሕልሚ ደርሆ ጋዜጠኛ ኢትዮጵያዊ ገብረ ተኽለ ኣቡ ዓሸራ፡
ታኣምራት ዝባሃል ተዛረቦ ንዓና ንኤርትራውያን ልቢ ክንገብር ዝዕድም ፈኸራን ንዕቐትን ሰሚዕና ብዝኽነ ቅድሚ ክንገብሮ ዘለና ቕድሚ ዛኣገረ ን ኢትዮጵያዊ ታኣምራት ከዛኻኽሮ ዝደሊ ማንም ኤርትራዊ ሎሚ ቢኢትዮጵያ ንመግጻእቲ ክቑረን ኤርትራ ክትኣዉ ኢልካ ምሕላምካ ገሊጽካልና ኤርትራ ዓቕምን መሳርያን ከምዘይ ብላ ኣብ ተንተናኻ ተብርህ ብረት ሳላ ስንፈትክምን ሳላ ዱኹም ቦጅባጅ ፈራሕ ማዓንጣኹምን ካባኹም ተመንዝዔ ብረትን ታንክታትን መዳፍዓትን ኣኺሉ […]
መልእኽቲ ናብ ህዝቢ ኤርትራ፡ 01 ጥሪ 2020 ዶር. ገብረ ገብረማሪያም
https://togoruba.org/togoruba1964/mainTogorubamap/mainMap/headingMap/2020/0301GG20-02AT.pdf
ሥነ -ጥበብኤርትራውያን ከይዝምብዕ፡ `ይኣ ክል!` ምብላል ባህሊ
https://togoruba.org/togoruba1964/mainTogorubamap/mainMap/headingMap/2020/0301HG20-01AT.pdf
2020 ጉድ ኢሰያስ ኣፈወርቂ ይቀላዕ ካብ ሃይለ መንገሻ ዑቅበን ግርማይ ኪዳነ (ወዲ ፍሊፓ)
https://togoruba.org/togoruba1964/mainTogorubamap/mainMap/headingMap/2020/0501HM20-02AE.pdf