https://www.theguardian.com/world/2020/feb/28/canada-nevsun-eritrea-lawsuit-human-rights-slavery
ምጥርናፍ ፖለቲካዊ ውድባትን ሰልፍታትን ኣብ ጀርመን ሓባራዊ መግለጺ
https://togoruba.org/togoruba1964/mainTogorubamap/mainMap/headingMap/2020/2902TT20-02AT.pdf
ዓንቃሪባ ስለያን ጸረ-ስለያን
https://togoruba.org/togoruba1964/mainTogorubamap/mainMap/headingMap/2020/2402HM20-01AT.pdf
ጻውዒት ንክቡራት የሕዋት ተቓወምትን ክቡራት የሕዋት ህግደፍን ብሃይለ መንገሻ ዑቕበ ዝቐረበ ህዝባዊ መዘክር ቁ.
https://togoruba.org/togoruba1964/mainTogorubamap/mainMap/headingMap/2020/2202HM20-02AT.pdf
Is Ethiopia sliding backwards under Abiy Ahmed? | UpFront
መጸዋዕታ ንኹሉኹም ኤርትራውያን ነበርቲ ኣብ ህዩስተንን ከባቢኣን (International women’s day)
መጸዋዕታ ኤርትራውያን ደቂ ኣንስትዮ ኣብ ህዩስተን ተክሳስ ዓለም ለኻዊ ደቂ ኣንስትዮ መዓልቲ ንምኽባር ፡ኩለን ደቂ ኣንስትዮ ብሐባር ነቲ ጽንብል ኩውን ንምግባር ይሸባሸባ ከምዘለዋ ገሊጸን። ፍትሒ ነታ እብ ጎዳጉዲ ተኣሲራ ዘላን ተኾርምያ ንውሉዳ ሲኢና ትነብዕ ዘላን።
Saudi Arabia’s King Salman discusses Red Sea, Gulf of Aden security with Eritrean president
https://www.arabnews.com/node/1629286/saudi-arabia
Trump travel ban extension leaves Africans angry and disappointed
https://www.theguardian.com/us-news/2020/feb/06/trump-travel-ban-africa-eritrea-nigeria-sudan-tanzania
ክፋል ዕደና ወርቂ ቢሻ ኣብ ልዕሊ ሰራሕተኛታት ሃሚሙ Eritrean National Salvation Front
ቅድሚ ሰለስተ መዓልታት ኣቢሉ ዕደና ቢሻ ብከፍል ኣብ ልዕሊ ሰራሕተኛታት ኣስገዳድ ኣገልግሎት ከምዝሃመመን፡ ልዕሊ ዓሰርተው ሓሙሽተ ሰራሕተኛታት ሽዑ ንሽዕኡ ሂወቶም ከሓልፍ እንከሎ፡ ብርክት ዝበሉ ስራሕተኛታት ድማ ከቢድ ጉድኣት ከምዚወረዶም፡ እሙን ምንጪ ግንባር ሃገራዊ ድሕነት ኤርትራ ካብ’ቲ ከባቢ ሓብሩ። መንግስቲ ኢሳያስ ብዛዕባ’ዚ ፍጻመ’ዚ ዛጊት ንህዝቢ ኤርትራ ዝሃቦ ሓበሬታ ኣብ ርእሲ ዘይምህላዉ፡ ጉዱኣት ኣበየናይ ሆስፒታል ይሕከሙ ምህላዎምን፡ […]
ተዘይ ትንውንወኒ መን መጽደፈኒ ኢዩ ነገራቱ
ሕቡራት መንግታት ኣመሪካ ብ 1/31/2020 ኣብ ልዕሊ ኤርትራ ዘውጸኦ ሕጊ እገዳ ንይ መገሻ እማመ እቲ ዲክታቶር ስርዓት ብትሪ ተቃዊሙዎ ።ንህዝቢ ኤርትራ ካብ ሃገሩ ሃጽ ኢሉ ክጠፍእ ዝገበሮ እንተሎ እዞም ናይ ወጻኢ ሐይልታት ብገንዘብ ብንዋት ስለ ዝተሐባበሩዎም ነዞም መንእሰያት ኣብ ሽግር ንኽሳጥሑ ዝገበሩዎም ሙኻኖም ኣይንስሕቶን ክብል መግለጺ ሂቡ ነቲ ናታ ንሐማታ ኮይኑ ረኺብናዮ፡እምበኣር ህዝቢ ኤርትራስ ሃገሩን […]