Celebrating March 8.2020 Eritrean women in Houston Texas 03/07/2020

ኤርትራውያን ደቂ ኣንስትዮ ተቐማጦ ኣብ ሂዩስተን፡ጽምብል በዓል ናይ ዓለም ለኻዊ በዓል ደቂ ኣንስትዮ ብድምቀት ኣብዒለን። ኤርትራውያን ደቂ ኣንስትዮ ታሪኽ ሰሪሔን፡ ኣብ ሂዩስተን ተክሳስ ዝነብራ ደቂ ኣንስትዮ ኤርትራውያን ብሕጽር ዝበለ ብኸመይ መዓስ ተጀሚሩ ንዝብል ሕቶ ፡ልክዕ ኣብ ዝሐለትፈ ዓመት ድሕሪ ፈላሚ ኣኼባ ያኣክል ቀጺሉ  ኣብ ዝኽሪ ናይ ደቂ ኣንስትዮ በዓል ዝነበረ ምትእኽብ ብቁሩባት 7 ደቂ ኣንስትዮ […]