እቶም ክልተ ጎርሓ

መኖም ከም ዝጎርሕ ክሳዕ ዝንጸር ክልተጎርሓት ምባልና ይቕጽል። ብዝኾነ ካብኦም ዘለና ስግኣት ኣብ ቦታኡ ኮይኑ ንኸደናግሩና ዝሰርሕዎ ሾው ድማ መስጢርናዮ በሃልቲ እዮም፡ኣብ ኢሰያስ ዘሎ ተንኰልን፡ኣብ ዶክተር ኣቢይ ዝረአ ሽሕጣን ተደምረናልን ጥሙሕ ወደባት ኤርትራን ክሳዕ ቅርቅርትና በጺሑናስ ከበራብረና እውን ኪኢሉ እዩ። ሀ- ኣብ ውሽጢ’ዚ ዓመት መንገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ሚልዮናት ዶላራት ንስርዓት ኤርትራ ስለ ትእውዶ፡ሓደ ምስ ዶክተር […]

ኣገዳሲ ሐበሬታ ንኹሉ ብሃገሩ ዝግደስ ዜጋ

ኣብዚ ቀረባ እዋን ናይ ህግደፍ ላዕለዋይ ሓላፉ ዝፍለጥ ሚንስትሪ ዑስማን ሳልሕ ናብ ስዊዘርላንድ ይመጽእ ስለዝሎ ኣብዚ ዝግበር ናይ ህዝቢ ሰሚናር ኩልና ተቃወምቲ ብትሪ ተቃውሞና ከንስምዕ በዚ ኣጋጣሚ ጻዊዕትና ንሰድድ ኣለና።እዞም መራሕቲ ህግደፍ ኣብ ኤርትራ ንህዝብና ኣብ ፈቀዶ ጎዳጉዲ ኣሲሮም ኣብ ሐደጋ ኣሳጢሖሞ ክነሶም ሬሳታት ኣሕዋትና ኣብ ሐደ ጋህሲ ዝቀበረ ዲክታቶር ስርዓት ምስ በዐል ዑማን ሳልሕን […]