ኣገዳሲ ሐበሬታ ንኩልኹም ተቃለሰቲ ኤርትራውያን

ኤርትራውያን ፓለቲከኛታት እተን ሐሙሽተ ዝሰመራ ውድባት በዚ ኣብ ኣብ መንጎ ኢትዮጵያን ትግራይን ኤርትራን ዘሎ ቅልውላው ቀዳምነት ብምሃብ ፡ሃገር ልዕሊ ኹሉ ብምባል ዝለዓለ ስጉምቲ ብምትሕብባር ዝግበር ዝርርብ ኣብ ኣንፈት ናይ ዓወት ይኸይድ ኣሎ።እቲ መስፍን ሐጎስ ዝሃቦ ሪኤቶ ኣብናይ ህልዉ ኩነታት ሃገርና እሞ ንኢሰያስ ካብ ሱሩ ምድምሳስ ኣገዳስን እዋናውን ኢዩ ስለዚ ንኽሕና ትግራይ ክሕግዙና ወላሐንቲ ተቃውሞ ክህልወና […]

እዞም ዝስዕቡ ጀጋኑ ስዉኣት 4 ካብ ሓደ ገዛ ንናጽነትን ሓርነት ዝተሰውኡ ጀጋኑ እዮም።Micheal Beyene

ኤርትራ ሃገርና ኣብ ትሕቲ ስርዓት ሃይለ ስላሰ ብዓመጽ፡ ሕጊ ፈደረሽንን ሕጋዊ ፓርላማን ሰማያዊት ምድራ ምስ ሓምላይ ጨናፍራ ምስ ኣፍረሱ፡ ኣብ ነፍሲ ወከፍ ኤርትራዊ ቁጠዐ ኣርእዩ፡ ብኡ መሰረት፡እቶም ቀልጢፉ ዝተረደኦም ተባዓት ኣቦታትና ተወላዶ፡ ሳሕል፡ ባርካ ፡ሰምሃር፡ ብረታዊ ቃልሲ ምስ ጀመሩ ፡ ኩሉ ኤርትራዊ ስዒቡ ካብ ነፍሲ ወከፍ ገዛ ጀጋኑ ኣሰዊኡ ሃገራዊ ነጻነት ክረጋገጽ ዝኸኣለ። ብፍላ ገለ […]

ብረታዊ ቃልሲ 1961 ብመሪሕ ጅግና ስዉእ ሓምድ ኢድሪስ ዓወተ ሽግ ቃልሲ ኣብ ምሉእ ኤርትራ ተወሊዓ፡ Michael Beyene

ህዝቢ ኤርትራ፡ ሃገር ብዓመጽ ተጎቢጣ፡ ኣብ ኢድ መንግስቲ ኣምሓራ፡ ኣትያ ምስ ተባህ፡ ፓርላማ ምስፈረሰ፡ ሃገራዊ ሕጊ ካብ ስራሕ ደው ምስ በለ፡፡ ባንዴራ ብዓመጽ ወሪዳ ናይ ኢትዮጵያ ባንዴራ፡ ምስ ተሰቕለት፡ ትምህርቲ ትግርኛን ዓረብን ደው ኢሉ በምሓረኛ ምስ ተተከአ፡ ኤርትራዊ ዓቢ ይኹን ንእሽቶ፡ ብጭንቀት ተዋሒጡ እንታይ ምግባር ይሓይሽ፡ ዝብል ሓሳብ ኣብ ኩሉ ኤርትራዊ ሸንኮለል ክብል ድሕሪ፣ምጽናሕ፡ ብረታዊ […]