ዕድመ ንፖለቲካዊ ሰሚናር ናይ ህዝቢ ምስ ዶር. አኽሊሉ ግርማይ
ዝኸበርኩምን ዝኸበርክንን አሕዋትን ኣሓትን ደቂ ሃገር!! ሰላምታ ብምቅዳም: ኣብዚ ፈታን ናይ ለበዳ ኮሮና እዋን ብጥዕናን ሰላምን ክትህልዉ ተስፋናን ትምኒትናን ገደብ የብሉን። እምባአርከስ ካብዚ ቀጺልና፡ ብመገዲ ቴሌኮንፈረንስ ሓደ ፖለቲካዊ ሰሚናር ናይ ህዝቢ አዳሊና ከም ዘሎና ክንሕብር ንደሊ። ነዚ ፖለቲካዊ ሰሚናር ምስ ህዝቢ ከካይድ ታዓዲሙ ዘሎ ጋሻ ከኣ፡ ክቡር ሓውና ዶር. አኽሊሉ ግርማይ እዩ። ዶር. አኽሊሉ ግርማይ […]
መሰረታዊ መባእታ እምነ ኵርናዕ ግብራዊ ሓድነት ዜና ሓበሬታን ውሓደለ 15 ሓምለ 2020
https://togoruba.org/togoruba1964/mainTogorubamap/mainMap/headingMap/2020/1707UO20-02AT.pdf
ኩሉ ይፍለጦ 570,000,00 ሽሕ መስዋእትና ከም`ተዘሚትና።ኢሳያስ ኣስፍሃ ሎንዶን።
https://togoruba.org/togoruba1964/mainTogorubamap/mainMap/headingMap/2020/1607IA20-01AT.pdf
ኣገዳሲ ሐበሬታ ንኩልኹም ተቃለሰቲ ኤርትራውያን
ኤርትራውያን ፓለቲከኛታት እተን ሐሙሽተ ዝሰመራ ውድባት በዚ ኣብ ኣብ መንጎ ኢትዮጵያን ትግራይን ኤርትራን ዘሎ ቅልውላው ቀዳምነት ብምሃብ ፡ሃገር ልዕሊ ኹሉ ብምባል ዝለዓለ ስጉምቲ ብምትሕብባር ዝግበር ዝርርብ ኣብ ኣንፈት ናይ ዓወት ይኸይድ ኣሎ።እቲ መስፍን ሐጎስ ዝሃቦ ሪኤቶ ኣብናይ ህልዉ ኩነታት ሃገርና እሞ ንኢሰያስ ካብ ሱሩ ምድምሳስ ኣገዳስን እዋናውን ኢዩ ስለዚ ንኽሕና ትግራይ ክሕግዙና ወላሐንቲ ተቃውሞ ክህልወና […]
ቁጠባ፡ ስለምንታይ’ዩ ኣብ ኤርትራ ስርዓተ-ባጀት ዘየሎ? 16 ሓምለ 2020, 08:09 EAT
https://www.bbc.com/tigrinya/news-53426234
እዞም ዝስዕቡ ጀጋኑ ስዉኣት 4 ካብ ሓደ ገዛ ንናጽነትን ሓርነት ዝተሰውኡ ጀጋኑ እዮም።Micheal Beyene
ኤርትራ ሃገርና ኣብ ትሕቲ ስርዓት ሃይለ ስላሰ ብዓመጽ፡ ሕጊ ፈደረሽንን ሕጋዊ ፓርላማን ሰማያዊት ምድራ ምስ ሓምላይ ጨናፍራ ምስ ኣፍረሱ፡ ኣብ ነፍሲ ወከፍ ኤርትራዊ ቁጠዐ ኣርእዩ፡ ብኡ መሰረት፡እቶም ቀልጢፉ ዝተረደኦም ተባዓት ኣቦታትና ተወላዶ፡ ሳሕል፡ ባርካ ፡ሰምሃር፡ ብረታዊ ቃልሲ ምስ ጀመሩ ፡ ኩሉ ኤርትራዊ ስዒቡ ካብ ነፍሲ ወከፍ ገዛ ጀጋኑ ኣሰዊኡ ሃገራዊ ነጻነት ክረጋገጽ ዝኸኣለ። ብፍላ ገለ […]
መንግስቲ ኢትዮጵያ ኣብ ከባቢታት ዶብ፡ ሓድሽ መመመዪን መመዝገብን ስደተኛታት ጀሚሩ 11 ለካቲት 2020
https://www.bbc.com/tigrinya/news-51455067
ፖሊስ ዓዲ-እንግሊዝ 9 ኤርትራውያን ስደተኛታት ኣብ ቀይዲ ኣእትዩ 14 ሓምለ 2020, 19:36 EAT
https://www.bbc.com/tigrinya/news-53410447
ብረታዊ ቃልሲ 1961 ብመሪሕ ጅግና ስዉእ ሓምድ ኢድሪስ ዓወተ ሽግ ቃልሲ ኣብ ምሉእ ኤርትራ ተወሊዓ፡ Michael Beyene
ህዝቢ ኤርትራ፡ ሃገር ብዓመጽ ተጎቢጣ፡ ኣብ ኢድ መንግስቲ ኣምሓራ፡ ኣትያ ምስ ተባህ፡ ፓርላማ ምስፈረሰ፡ ሃገራዊ ሕጊ ካብ ስራሕ ደው ምስ በለ፡፡ ባንዴራ ብዓመጽ ወሪዳ ናይ ኢትዮጵያ ባንዴራ፡ ምስ ተሰቕለት፡ ትምህርቲ ትግርኛን ዓረብን ደው ኢሉ በምሓረኛ ምስ ተተከአ፡ ኤርትራዊ ዓቢ ይኹን ንእሽቶ፡ ብጭንቀት ተዋሒጡ እንታይ ምግባር ይሓይሽ፡ ዝብል ሓሳብ ኣብ ኩሉ ኤርትራዊ ሸንኮለል ክብል ድሕሪ፣ምጽናሕ፡ ብረታዊ […]