ከም መቐጸልታ ናይቲ፣ ኣብ ወጻኢ ሃገራት ዝርከቡ ኤርትራውያን ደለይቲ ለውጢ ንዜጋታቶም ንምሕጋዝ ዝገብሩዎ ዘለዉ ቀጻሊ ወፈያ፣ ኣብ መዓስከራት ስደተኛታት ንዝርከቡ ኤርትራውያን ናይ መሰረታዊ ሃለኽቲ ነገራት ኣበርክቶ ገይሮም።እቲ ኣብ ኢትዮጵያ መዓስከር ስደተኛታት ኣሳሒታ ዝርከቡ ኤርትራውያን ዝተገብረ ሓገዝ ከም፣ ሩዝ፣ ሕሩጭ፣ ዘይቲ፣ ሽኮር ዝኣመሰለ መሰረታዊ ሃለኽቲ ነገራት ጥራይ ዘይኮነ፤ ንመከላኸሊ ለበዳ ኮቪድ 19 ዝኸውን ከም መሸፈኒ ኣፍን […]
ሓይልታት ጸጥታ ትግራይ ወተሃደራዊ ምርኢት ኣቕሪቦም 2 ነሓሰ 2020, 12:06 EAT
https://www.bbc.com/tigrinya/news-53627997
July 22, 2020 (KHARTOUM) – The U.S. House of Representatives on Tuesday passed a bill aimed at providing support to the transitional government in Sudan.
The ‘‘Sudan Democratic Transition, Accountability, and Fiscal Transparency Act of 2020’’ was initially introduced last March by the chairman of the House Foreign Affairs Committee Eliot Engel. A source told Sudan Tribune that a new version of the bill was was drafted this week to amend a section on multilateral financing and to add new items. The […]
ማሕበር ሰብሞያ ሕጊ ኦሮሞ፡ ‘ሽልማት ኖቤል ሰላም ኣብዪ ኣሕመድ ክስረዝ’ ሓቲቱ ቅድሚ 5 ሰዓታት
https://www.bbc.com/tigrinya/news-53469674
ቀዳማይ ሚኒስተር ኣብዪ ኣሕመድ ናብ መዓስከር ታዓሊም ሳዋ በጺሑ ቅድሚ 58 ደቓይቕ
https://www.bbc.com/tigrinya/news-53468764
መርበብ ዩናይትድ ኤርትራ ሚድያ(ዩ.ኤ.ሚ)፡ ዕላማታቱን ተልእኾኡን ኣገዳሲ ሓበሬታ ናብ: ክቡራት ኤርትራውያንን ፈተውቲ ህዝቢ ኤርትራን
መርበብ ዩናይትድ ኤርትራ ሚድያ(ዩ.ኤ.ሚ)፡ ዕላማታቱን ተልእኾኡን ኣገዳሲ ሓበሬታ ናብ: ክቡራት ኤርትራውያንን ፈተውቲ ህዝቢ ኤርትራን ሰላምታና ብምቕዳም፡ ንሕና ኣዳለውቲ ዩናይትድ ኤርትራ ሚድያ (ዩ.ኤ.ሚ)፣ ኣብ ክፋል መስርሕ ቃልሲ ህዝቢ ኤርትራ ንሃገራዊ ናጽነትን ላኣላውነትን ብኣካል ዝተሳተፍናን ብዘይ ምቑራጽ ዝውሕዝ ልዑል ሃገራዊ ስምዒትን ፍቕርን ዘሎናን ኢና። ካብ’ዚ ብምንቃል ድማ ንተሞክሮታት ቃልሲ ህዝቢ ኤርትራ ካብ ብጽሑፍን ቃልን ከምኡውን ስእላዊ ድርሰትን […]
Ethiopian Prime Minister on a Working Visit to Eritrea
ዕድመ ንፖለቲካዊ ሰሚናር ናይ ህዝቢ ምስ ዶር. አኽሊሉ ግርማይ
ዝኸበርኩምን ዝኸበርክንን አሕዋትን ኣሓትን ደቂ ሃገር!! ሰላምታ ብምቅዳም: ኣብዚ ፈታን ናይ ለበዳ ኮሮና እዋን ብጥዕናን ሰላምን ክትህልዉ ተስፋናን ትምኒትናን ገደብ የብሉን። እምባአርከስ ካብዚ ቀጺልና፡ ብመገዲ ቴሌኮንፈረንስ ሓደ ፖለቲካዊ ሰሚናር ናይ ህዝቢ አዳሊና ከም ዘሎና ክንሕብር ንደሊ። ነዚ ፖለቲካዊ ሰሚናር ምስ ህዝቢ ከካይድ ታዓዲሙ ዘሎ ጋሻ ከኣ፡ ክቡር ሓውና ዶር. አኽሊሉ ግርማይ እዩ። ዶር. አኽሊሉ ግርማይ […]
መሰረታዊ መባእታ እምነ ኵርናዕ ግብራዊ ሓድነት ዜና ሓበሬታን ውሓደለ 15 ሓምለ 2020
https://togoruba.org/togoruba1964/mainTogorubamap/mainMap/headingMap/2020/1707UO20-02AT.pdf
ኩሉ ይፍለጦ 570,000,00 ሽሕ መስዋእትና ከም`ተዘሚትና።ኢሳያስ ኣስፍሃ ሎንዶን።
https://togoruba.org/togoruba1964/mainTogorubamap/mainMap/headingMap/2020/1607IA20-01AT.pdf