ንህግሓኤ ምስኡ ስለ ዝነ በር ካ ካብባህሪኡን ተግባሩን ወጻ ኢ ኮሓሒልካ ከተቕርቦ ምፍታን መግለጺ ድሑር ፖለቲካዊ ኒ ሕ’ዩ ።

ኣ ብ ኤር ትራ ዝተኻየ ደ ሰ ላ ማውን ዕ ጥቃውን ቃል ሲ፡ ከም ኣ ብ ሕጋውን ደሞክ ራስ ያውን መድረ ኽ ዝካ የ ድ ና ይ መን ቀል ቢ ህ ዝቢ ሰ ሓበ ን ፖለ ቲካ ዊ ስ ልጣን ሓዘ ን ውድድር ኣ ይኮ ነ ን ። መን ነ ት ን ምር ግጋ ጽ […]

ግዝአተ ሕጊ ዘይብላ ሃገር ገብረዝጊ አፍወርቂ

ግዝአተ ሕጊ ዘይብላ ሃገር ከሳሲ፣ ተኸሳሲን ፍርድን የብላን አብ ፍትሕን ደሞክራሲን ዘለወን ሃገራት፡ ተበዲለ አሎኹ ዝበለ ሰብ አብ ዳኛ ወይ ፍርዲ ከይዱ ይጠርዕ፤ ተኸሳሲ በዲሉ ተባሂሉ ናብ ፍርዲ ይቀርብ፡ ቤት ፍርዲ ድማ ግቡእ ፍርዲ ይውስን። ህዝብና ደም ጀጋኑ ደቁ አፍሲሱ ሂወቱ ከፊሉ ነጻነት አምጺኡ፡ ልዕላውነት ሃገርን ክብሪ ህዝብን ኤርትራ አካል ዓለማዊ ማሕበረ ሰብ ገይሩ፡፡ ንሕብረተሰብና […]

‘ብምኽንያት ባጀት፣ መዓስከር ስደተኛታት ሕጻጽ ምዕጻው፣ ምኽኑይ ኣይኮነን’ ተጸዋዒ ስደተኛታት

ኣብ ኢትዮጵያ መዓስከር ሕጻጽ ዝርከቡ ኤርትራውያን ስደተኛታት ናብ’ተን ካልኦት ክልተ መዓስከራት ንምግዕዓዞም ዝተወጠነ መደብ፣ ምስ ለበዳ ኮቪድ 19 ኣዝዩ ሓደገኛ ምዃኑ ተገሊጹ። መንግስቲ ኢትዮጵያ ንመዓስከር ስደተኛታት ሕጻጽ፣ ብምኽንያት ሕጽረት ባጀት ክዓጽዎ ምዃኑ ኣብ ወርሒ ሚያዝያ ምግላጹ ዝፍለጥ እዩ። እንተኾነ ነቶም ልዕሊ 27 ሽሕ ስደተኛታት ናብተን ድሮ ብጻዕቂ ሰብ ተዋጢረን ዘለዋ መዓስከራት ምጉዕዓዝ ከቢድ ጥዕናዊ ጸገም […]