

ሰፊሕ ህዝባዊ ኣኼባ ኣብ ኮሎምቦስን ከባቢእን።
ዝኸበርኩም ኤርትራውያን ደለይቲ ለውጢ ንፍትሕን ሰላምን ከተማ ኮሎምቦስ። ነቲ ብውድብ ሕቡራት ሃገራት መርማሪት ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰላት ኣብ ኤርትራ ኣብ ዝሓለፈ ወርሒ ሰነ, 2015 ዝወጸ መግለጺ ንምድጋፍ፡ ከምኡ’ውን ነቲ ቅድሚ ሎሚ ኣብ ስዊትዘርላንድ፡ እስራኤል፡ኢትዮጵያ…ወዘተ ዝተኻየደ ዕውት ናይ ደገፍ ሰላማዊ ሰልፍታት ንምቕጻል፡ ብዛዕባ ኣብ ኒውዮርክ ንዕለት 29 ጥቅምቲ, 2015 ኣብ ዝካየድ ሰፊሕ ሰላማዊ ሰልፊ ንምዝርራብ ንቀዳም ጥቅምቲ 3, 2015 ሰዓት 2 ድ.ቀ. ኣብ ኣቢሲንያ ቤት መግቢ 5125 East Main St
Columbus Oh 43213
ተራኺብና ክንመያየጥ ጸዋዒትና ነቕርብ። ኣብ ኮሎምቦስ ናይ ሰላማዊ ሰልፊ ጐስጓስ ሽማግለ።
መስከረም 28, 2015