ኤርትርዊ-ኣመሪካዊ ሲቪክ ማሕበር-ቦስቶን By assenna on September 10, 2015

Daniel Rezeneኤርትርዊ-ኣመሪካዊ ሲቪክ ማሕበር-ቦስቶን

ነቲ ኣብ ዝሓለፈ ወርሒ 23 ሰነ 2015 ኣብ ከተማ ጀነቫ ብመርማሪት ኮሚሽን ሕቡራት መንግስታት ብዛዕባ ግህሰት ሰብኣዊ መሰል ኣብ ኤርትራ ዝቐረበ ጸብጻብን ውጽኢቱን፡ ከማኡውን ነቲ ብ 26 ሰነ 2015 ንደገፍ ጸብጻብ መርማሪት ኮሚሽን ዝተኻየድ ዓቢይ ሰላማዊ ሰልፊ ብኤርትርውያን ደለይቲ ፍትሒ ንምግላጽ ንዶክተር ዳኒኣኤል ረዘነ ይዕድም።

ዕለት፡   ረቡዕ 16 መስከረም 2015

        7፡30-9፡30 ድ.ቀ.

ቦታ፡    ኣዳራሽ ኤኣሲማ

        590 Shawmut Avenue

        Boston, MA 02118

ጊዜ ኣኽቢርኩም ንኽትመጹ ብትሕትና ንዕድም

ኤኣሲማ ቦርድ

Leave a Reply

Your email address will not be published. Required fields are marked *