ኤርትራውያን ደለይቲ ፍትሒ አብ በርገን ባሕቲ መስከረም ብድምቀት አሕሊፎሞ!  Posted: 1:00 pm, September 1, 2015 by ENSF-HIDRI

 ኤርትራውያን-ደለይቲ-ፍትሒ-አብ-በርገን-ባሕቲ-መስከረም-ብድምቀት-አሕሊፉ

ብጻይ ፍስሃጽዮን ገብረ ብተቐማጦ በርገን ንኽጸንሕን ሰሚናራት ከካይደሎምን ብዝጠለብዎ መሰረት ቀጻሊ ሰሚናራት የካይድ ምህላው እቲ ሓበሬታ ወሲኹ ይገልጽ።

አባል ማእከላይ መሪሕነት ግሃድኤ – ሕድሪ ብጻይ ፍስሃጽዮን ገብረ ብዝተገብረሉ ዕድመ መሰረት ቀጻሊ ሰሚናራት ንምምራሕ ናብ ከተማ ስታቫንገር ክቅጽል ምኳኑ ምንጪ ሓበሬታና የረጋግጽ።

 

ድሕነት ህዝብን ሃገርን ልዕሊ ኹሉ!

ዓውት ንሓፋሽ ብተግባር!!

ክፍሊ ዜናን ባህልን ግሃድኤ – ሕድሪ ዞና ኤውሮጳ

Leave a Reply

Your email address will not be published. Required fields are marked *