| ሓውናን አቦናን ንዝኾነ ገዲም ተጋዳላይ ጸጋይ ተኽለ ገብረትንሳኤ(ጠቓሚየይ/ወዲ መሬት )
ብዝሓደሮ ሕማም ኣብ መበል 62 ዕድሚኡ ኣብ ቶሮንቶ ካናዳብዕለት 8 ወርሒ ነሓሰ 2015 ብክብርቲ በዓልቲ ቤቱን ደቁንኣሕዋቱን ፈተውቱን ተኸቢቡ ብሰላም ዓሪፉ።
ናይ ቀብሪ ስነስርዓትን ኣገባብን ዝፍጸመሉ ቀዳም 15 ወርሒ ነሓሰ 2015
1) ፍትሓት ልክዕ ሰዓት 12፡30 ድ.ቐ. ኣብ ቤተክርስትያን መድሃኔኣለም
(1 Ramsden Road,
Toronto, on, M6E 2N1)
2) ቀጺሉ ድማ ሓመድ ኣዳም ዝለብሰሉ ሰዓት 3፡00 ድ.ቐ.
ኣብ: Beechwood Cemetery
7241 Jane st
Vaughan, on L4K 1A7
ዝኸበርኩምን ዝኸበርክንን ህዝብና፤ ኣብዚ ተጠቒሱ ዘሎ ቦታን ኣድራሻን መጺእኩምንኸተቃብሩና እንዳሓተትና : ድሕሪ ቀብሪ ኣብ ቤትክርስትያን መድሃኔኣለም ናይ ጸበልናተኻፈልቲ ክትኮኑ ብትሕትና ንሓትት
የቐንየልና
ስድራቤት ነብስሔር አቶ ጸጋይ ተኽለ ገብረትንሳኤ |