ወዳጀ ልምዓት ብጽንዓት! ብ ሚኪኤል እምባየ (ኣራንቺ)  Posted: 3:57 pm, May 22, 2015 by ENSF-HIDRI

ሎሚ ኣብ ድሮ እቲ መዳርግቲ ኣልቦ መስዋእቲ ከፊልና ትእምርቲ ዝሰራሕናሉ፡ 24 ግንቦት መዓልቲ ሓበንን ክብረትን ህዝቢ ኤርትራ ዝኾነት፡ ክብርትን ፍልይትን ዕለት ናጽነት ኢና ንርከብ ዘለና፡፡ መበል ዕስራን ኣርባዕተን ዓመት በዓል ናጽነት ኤርትራ 2015፡፡ ኣብዚ ሕጽር ዝበለ ትሕዝቶ ዝሓዘ ንእዋናዊ ጉዳያት ኣጉሊሑ ዘርእይ ጽሑፈይ፡ ትርጉም ናጽነትን ንናጽነት ዝኸፈልናዮ ኩቡር ናይ ህይወት ዋጋን ብዝርዝር ንምርኣይ ኣይኮነን፡፡……………….ወዳጀ-ልምዓት-ብጽንዓት

Leave a Reply

Your email address will not be published. Required fields are marked *