ሎሚ ድምጺ ኣሜሪካ መደብ ትግርኛ ዝሰምዓ ኤርትራዊ እንታይ ተሰሚዕዎ ክፈልጥ ኣይኽእልን።ኣብ ኤርትራውያን ዘጋጥም ዘሎ ተደራራቢ ጸገማት ማእለያ ዘይብሉ እኻ እንተኾነ ሎሚ ሓንቲ ኢትዬጵያዊት ካብ የመን ናብ ሃገራ ዝተመልሰት ዝሃበቶ ለበዋ ግን ልቢ ዝትንክፍ እዩ ነይሩ።
ንሕና ኢትዬጵያውያን መንግስትና ካብ ሞት ኣድሕንና እዩ።እንተኾነ ግን የሕዋተይ የዕርክተይ ኤርትራውያን ኣብ ጸገም ኣለው መንግስቲ ኢ/ያ እንትዝሕግዞም ጽብቅ ነይሩ ክትብል ተላብያ።ዝገርም እዩ ኤርትራዊ መንእሰይ መንግስቲ የብልካ :እንቋዕ ኮኑ ዝብል እንበር ዓገብ ዝብል ህዝቢ የብልካ: ኤርትራዊ ኣብ ዓለም ተዋሪድካ ኢካ ኣብ የመን ሊቪያ ትሳቀዩ ዘለኩም ኤርትራውያን ካብ ኣምላኽ ጥራሕ ምሕረት ለሙኑ።
poste byYoki Bahta