ካብ ዝሓለፈ ወርሒ ኣትሒዞም ኣብ ቀይዲ ዝርከቡ ሰራሕተኛታት መጓዓዝያ ኩባንያ ሓራት፣ ናይ ገሊኦም ደሃይ ክርከብ ኣይከኣለን Created: Friday, 15 May 2015 01:56

Haratbus3

 

መንግስቲ ኤርትራ ካብ መጀመርያ ወርሒ ሚያዝያ ኣትሒዙ ካብ ዝቀየዶም ሓያሎ ሰራሕተኛታት ኩባንያ መጓዓዝያ ሓራትን ጋራጅ መንግስቲ ነበረን፣ ገሊኦም ዝኾነ ደሃይ ከምዘይብሎም ምንጭታት ሬድዮ ኤረና ካብ ኣስመራ ሓቢሮም።እቶም ኣብ ዝሓለፈ ኣዋርሕ ኣብ ቀይዲ ዝኣተወ ሰራሕተኛታት ኩባንያ መጓዓዝያ ሓራትን ጋራጅ መንግስቲ ነበርን ካብ ሓለፍቲ ክሳብ ተራ መራሕቲ መካይን ሰራሕተኛታት ጽገናን ኮይኖም፣ ዝተኣስርሉ ምኽንያት ብወግዒ ኣይተፈልጠን።

Geberty.com

Leave a Reply

Your email address will not be published. Required fields are marked *