United Eritrea Media ካብ ዝሓለፈ ወርሒ ኣትሒዞም ኣብ ቀይዲ ዝርከቡ ሰራሕተኛታት መጓዓዝያ ኩባንያ ሓራት፣ ናይ ገሊኦም ደሃይ ክርከብ ኣይከኣለን Created: Friday, 15 May 2015 01:56 Written by Administrator. Date of post: May 15, 2015May 15, 2015. Leave a comment መንግስቲ ኤርትራ ካብ መጀመርያ ወርሒ ሚያዝያ ኣትሒዙ ካብ ዝቀየዶም ሓያሎ ሰራሕተኛታት ኩባንያ መጓዓዝያ ሓራትን ጋራጅ መንግስቲ ነበረን፣ ገሊኦም ዝኾነ ደሃይ ከምዘይብሎም ምንጭታት ሬድዮ ኤረና ካብ ኣስመራ ሓቢሮም።እቶም ኣብ ዝሓለፈ ኣዋርሕ ኣብ ቀይዲ ዝኣተወ ሰራሕተኛታት ኩባንያ መጓዓዝያ ሓራትን ጋራጅ መንግስቲ ነበርን ካብ ሓለፍቲ ክሳብ ተራ መራሕቲ መካይን ሰራሕተኛታት ጽገናን ኮይኖም፣ ዝተኣስርሉ ምኽንያት ብወግዒ ኣይተፈልጠን። Geberty.com