ሰላማዊ ሰልፊ ጀነቫ 26.06.2015  Posted: 12:38 am, June 27, 2015 by ENSF-HIDRI

ኤርትራውያን ደለይቲ ፍትሒ ነቲ ብመርማሪ ኮምሽን ውድብ ሕቡራት ሃገራት ኣብ ሰብኣዊ መሰላት ኤርትራ አቕሪቦሞ ንዘለው ደገፍ ንምግላጽን ንምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ ንምዅናንን፣ ካብ ዝተፈላለዩ ሃገራት ዓለም ካብ ኤውሮጳን አሜርካን ካናዳን ብመካይንን ነፈርትን ናብ ጀነቫ ዝወሓዙ ኣስታት ንምቕጻሩ ዘጸግም አዝዩ ብዝሒ ዘለዎ ኤርትራውያን ደለይቲ ፍትሒ፣ ሎሚ……….ጀነቫ-26062015

Leave a Reply

Your email address will not be published. Required fields are marked *