United Eritrea Media መሓመድ እድሪስ ያውጂ ነቲ አብ አዲስ አበባ ዝተገብረ ዓቢ ሰለማዊ ሰልፊ አንጻር ግህሰት ሰብአዊ መሰል አብ ኤርትራ ተሳቲፉዎ። Posted: 11:49 pm, June 26, 2015 by ENSF-HIDRI Written by Administrator. Date of post: June 27, 2015. Leave a comment ሎሚ ምዓልቲ ዕለት 26.06.2015 ብስደት አብ ኢትዮጵያ ዝርከቡ ኤርትራውያን ሰፊሕ ሰላማዊ ሰልፊ ነቲ ምግሃስ ሰብአዊ መሰል አብ ኤርትራ ምህላዉ ብመርማሪት ሽማግለ ውድብ ሕቡራት ሃገራት ዝተረጋገጸ ዝድግፍ አካይዶም።…………………