መንግስቲ ኤርትራዊ ኣብ ወጺኢ ፡ፕሮፓጋንዳ ባህላዊ በዓላት ኣምሲሉ ውግእ ምስ ካላሽኒኮፍን ጃምላዊ ቕትለት ኪፍጸም ድማ ጻውዒት የቅርብ ኣሎ Disguised as cultural festivals: Eritrean government spreads war propaganda with Kalashnikovs and calls for genocide

ከምቲ ኣብ ጊሰን ስትክሆልም ዝተካየደ ኣንጻር ህግደፍ ፈስቲቫል ሕጂ ውን ብምስምስ ኣብ ስዊዝዘርካንድ ከካይዱ ይሐስቡ ምህላዎም ኣብ አብ በርን ዝተባህለት ቁሸት ብፓሊስ ከምተከልከሉ ይንገር ።በዚ ኣጋጣሚ መስከረም 1 ምጅማር ብረታዊ ቃልሲ ኣምኽንዮም ነቲ ገባቲ ስርዓት ን30 ዓመት ንህዝቢ ኤርትራ ዘድመየላን ዘሕቀቀላን መዓልቲ ከኽብሩ ይሸባሸቡ ኣለዉ። ኣብቲ ጻውዒት ስእሊ ሰራዊት ኤርትረ ኣብ ትግርኛ ተጻሒፉ ኣሎ – […]

Police call Saturday clashes between Eritrean groups ‘unprecedented’ፖሊስ ነቲ ኣብ ካናዳ መንጎ ጕጅለታት ኤርትራውያን እተገብረ ናይ ቀዳም ግጭት ‘ቕድሚ ሕጂ ተራእዩ ዘይፈልጥ’ ኢሉ ጸውዖ

https://edmonton.ctvnews.ca/police-call-saturday-clashes-between-eritrean-groups-unprecedented-1.6526230

Special Envoy for the Horn of Africa Mike Hammer Travels to Stockholm and Brussels ፍሉይ ሉኡኽ ኣመሪካ ናብ ስቶክሆልምን ብሩስለስን ከምዝከይድ ይሕበር

U.S. Special Envoy for the Horn of Africa (SEHOA) Mike Hammer will travel to Stockholm, Sweden and Brussels, Belgium August 19-26. In Stockholm, he will participate in World Water Week, hosted by the Stockholm International Water Institute. He will also participate in a roundtable discussion hosted by the Stockholm International Peace and Research Institute (SIPIRI). […]