Eritrea ambassador is said to have applied for asylum in switzerland ኣምባሳደር ኤርትሩ ኣብ ስዊዘርላንድ ዕቝባ ንምርካብ ኣመልኪቱ ኸምዘሎ እዩ ዚንገር

According to the media reports, the Eritrean ambassador to Switzerland has resigned and is hopping for asylum in Switzerland .The local authorities do not comment on this facts. ብመራኸቢ ብዙሓን እተዋህበ ጸብጻብ ከም ዚሕብሮ ኣብ ስዊዘርላንድ ዚነብር ኣምባሳደር ኤርትራ ኻብ ስራሑ ወጺኡ ኣብ ስዊዘርላንድ ዕቝባ ንምርካብ ተስፋ ገይሩ ኣሎ ። ሰበ – ስልጣን እቲ ኸባቢ […]

Eritrean troops ‘committed war crimes’ in Ethiopia after peace deal: Report ወተሃደራት ኤርትራዊ ድሕሪ ውዕል ሰላም ኣብ ኢትዮጵያ ‘ትግራይ’ገበን ውግእ ፈጺሙ

https://www.aljazeera.com/news/2023/9/5/eritrean-troops-committed-war-crimes-in-ethiopia-says-amnesty-report?traffic_source=rss&sf181522191=1

‘Violent conflict’ in Calgary involving 150 people may be linked to clashes within Eritrean community: police ኣብ ካልጋሪ ሎሚ ውን ናይ ህግደፍ ዳንኬራ ብብርጌድ ንሐመዱ ፈሺሉ 150 ኤርትራውያ ሕድሕዶም ከምዝተባኣሱ ፓሊስ ይሕብሩ

https://www.cbc.ca/news/canada/calgary/calgary-police-150-people-1.6956168

Rival Eritrean groups clash in Israel, leaving dozens hurt in worst confrontation in recent memory ሰላማዊ ሰልፊ ኣንጻ ዓምጺ ህግደፍ ፓሊስ እስራኤል ንውጹዕ መሊሶም ክውጽዑ ዓገብ

https://abcnews.go.com/International/wireStory/dozens-injured-protest-asylum-seekers-eritrean-embassy-israel-102881037

ፈዳይ ሕነ ብርጌድ ንሐመዱ 1961 ዝተጠልመ ቃልሲ ባንዴራ መለይ ሒዙ እምባሕ ይብል ኣሎ።

ፈዳይ ሕነ ብርጌድ ንሐመዱ ናይ ኣቦታቱ ምጅማር ብረታዊ ቃልሲ 1961 መቀጸልታ ኽይኙ ባኣፍራስን ፓሊስ ኣኽላባትን ይርገጽ ኣሎ ።ምዑታት መንእሰያት ነዚ ወለዶ ወሪዱዎ ዘሎ መከራ ስለ ኣጸቢቆም ዝነቅሑሉ ብዘይ ሐደ ድፊኢት ንህዝቦምን ንሃገሮምን ዋጋ ይከፍሉ ኣለዉ።ገሊኦም ጀጋኑ ኣሕዋትና ብሌን ዓይኖም ክስእኑ ከለዉ ገለ ኻኣ ክቢድ ማህሰይቲ ወሪዱዎም ኣብ ሆስፒታላት ይርከቡ።ከም በዓል ውዜማ ደጀን ዛኣመሰሉ ጀጋኑ ውን […]