https://www.al-monitor.com/originals/2024/07/turkey-host-second-round-ethiopia-somalia-september-fidan
More than 100 killed in crush at India religious event ኣብ ህንዲ ኣብ ዝተኻየደ ሃይማኖታዊ ፍጻመ ልዕሊ 100 ሰባት ብጭንቀት ተቐቲሎም
https://www.bbc.com/news/articles/cv2g7wgj83no
መግልጺ መሪር ሐዘን ክብርትን ፍትውትን ብጸይትን ኣልማዝ ወልዱ 21 ሰነ 2024 ብሞት ተፈልያ
chrome-extension://efaidnbmnnnibpcajpcglclefindmkaj/https://www.togoruba.org/togoruba1964/mainTogorubamap/mainMap/headingMap/2024/2906AW24-01CT.pdf
Ethiopia told the BBC about the plan of its troops in Somalia, and where the Somaliland agreement is going
https://www.bbc.com/somali/articles/c9035n5z77po
Return to a Displaced Nation: The Sudan Crisis and South Sudan’s Returnees ናብ ዝተመዛበለ ህዝቢ ምምላስ፡ ቅልውላው ሱዳንን ተመለስቲ ደቡብ ሱዳንን።
https://www.refugeesinternational.org/reports-briefs/return-to-a-displaced-nation-the-sudan-crisis-and-south-sudans-returnees/?gad_source=1&gclid=EAIaIQobChMI0fTBj9r8hgMV7swWBR0keQqYEAAYASAAEgLRRPD_BwE
ኣብ ሽወደን ሓደጋ ፋብሪካ ባትሪ ኖርዝቮልት 2 ሰባት ሞይቶም፡ 1 ቆሲሉ።
ኣብ ሰሜናዊ ሽወደን ስከለፍትያ ኣብ ዝርከብ ፋብሪካ ባትሪ ኖርዝቮልት ኣብ ውሽጢ ክልተ ሰሙን ብዝተፈላለየ ሓደጋታት ክልተ ሰራሕተኛታት ሞይቶም። ብ4 ሕዳር፡ ሓደ ከም ቴክኒሻን ኮይኑ ዝሰርሕ ዝነበረን ኣብ መስመር ምፍራይ ናይ ጽገና ስራሕ ዝሰርሕን ወዲ 25 ዓመት ሰብኣይ ብፍንጀራ ተጎዲኡ። ኣብ መወዳእታ ዝሓለፈ ሰሙን ብሰንኪ ከቢድ ቃጸሎ ሞይቱ። “ኣብ ወርሒ ሕዳር ናብቲ ሓደጋ ዘስዓበ ብልክዕ ንምፍላጥ […]
ዘሰንብድ ቪድዮ፡ ናይ ፓሊስ ሐበሬታ ኤርትራውያን ባንዴራን ‘ሽጉጥን’ ሒዞም ኣብ ህቡብ ሮዝቤሪ ታፒን ዝባሀል ቦታ ተታሒዞም
ኣብ ዝሐለፈ ሰሙን ሰባት ባንዴራታትን መዳፍዕ ዝመስል ዝለበሱ ደቂ ተባዕትዮ ኣብ ግዜ ምሳሕ ናብ ሮዝቤሪ ቶፒንግ ክድይቡ ከለዉ፡ ብምራኣዮም ሰምብዶም ኣብ ማሕበራዊ መራኸቢታት ዝዘዋወር ቪድዮ፡ ሓደ ዓቢ ብረት ዝሓዘን ካልኦት ድማ ናይ ኤርትራ ዝመስላ ባንዴራታት ዘወዛወዙን ሓዊሱ ጉጅለ ደቂ ተባዕትዮ ዘርኢ ይመስል። ኣብቲ ኣብ ወሰን ቲሳይድን ኖርዝ ዮርክሻየርን ዝርከብ ህቡብ ቦታ ሰንበት (23 ሰነ) ሰዓት […]
ገዋኑ ህግደፍ ኣብ ዲፕሎማሲ ውዱቃት ኣብ ምሕደራ ህዝቦም ውዱቃት ኢዮም
ምሕደራ ህግደፍ ኣሽማት ዲፕሎማሲ እናቀየሩ ነዛ ሃገር ዘድሕኑ ዘለዉ ይመስሎም ኣሎ እቲ ሐቂ ግን ህዝብና ኣብ ጥምየትን መከራን ከርተትን ኣሎ፡ነንባዕሎም ዝጥዕሞም ጌሮም ብኸመይ ነዛ ስልጣኖም ከነኣውሑ ስጻውቱዎ ዘለዉ ኣሽካዕላል ኢዩ። ህዝቢ ኤርትራ ካብዘለዎ ሐራ ክውጾኦ ዝኽእል እታ እንኮ ኣማራጺት ኣብ ሀገር ቅዋማዊት ሃገርን ናይ ህዝቢ ምሕደራ ኢዩ ፡ራሻ ይኹን ቻይና ጥልያን ንርእሶም ሐገዝ ዝደልዩ ሰባት […]
ድሕሪ ከቢድ ተቃውሞ ሰልፊ መራሒ ከንያ ዊልያም ሩቶ ምስ ሰልፈኛታት ክዘራረብ ቅሩብ ኢየ ኢሉ
ሓዲሽ ወለዶ መንእሰያት ኬንያ፡ ኣብ ጎደናታት ወጺኦም ንእማመታት ባይቶ ምስ በደሁዎ፡ መንግስቲ ኬንያ ንገለ ካብቶም ንህዝቢ ዘንጸርጽሩ ዓንቀጻት ክስሕቦም ተገዲዱ ኣሎ። እቲ ብፖለቲካዊ ሰልፍታት ዘይኮነስ ኣብ ማሕበራዊ መራኸቢታት ቲክቶክ ብቁጥዐ ዝጀመረ ምንቅስቓስ መንእሰያት ናብ ሓያል ናዕቢ ተቐይሩ ንመንግስቲ ሩቶ ደቃስ ከሊእዎ ይርከብ። ብሰንኪ ሓደሽቲ ስጉምቲታት መንግስቲ ዊልያም ሩቶ፡ ቅድሚ ሕጂ ብዙሓት ፖለቲከኛታት እታ ሃገር ክገብርዎ […]
ስዊዘርላንድ፡ ኤርትራውያን ስደተኛታት ንምስጓግ ዝዓለመ ሓድሽ ውጥን እንታይ እዩ?
ኮሚቴ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ስዊዘርላንድ፡ ሕቶኦም ንዝተነጽገ ኤርትራውያን ሓተቲ ዕቝባ ብሳልሰይቲ ሃገር ኣቢልካ ናብ ኣፍሪቃ ንምምላስ ዝዓለመ ውጥን ኣጽዲቑ። ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን መንግስቲ ብሪጣንያ ‘ውጥን ሩዋንዳ’ ብዝብል ተመሳሳሊ ውሳነ ከም ዘጽደቐ ይፍለጥ። ነቶም ዝምልከቶም ብመትረብ እንግሊዝ ኣቢሎም ዝኣተዉ ዘይሕጋውያን ስደተኛታት ንምጥራዝ ዘኽእል ስርሓት ጀሚሩ ከምዘሎ ድማ ይንገር ኣሎ። ስዊዘርላንድ፡ ኣብ ዝሓለፈ ታሕሳስ ሕቶኦም ንዝተነጽገ ኤርትራውያን […]