BBC to provide North Korea and Eritrea with radio services as part of £85m boost to World Service By Ewan Palmer

North Korea, Ethiopia and Eritrea will benefit from the additional funding to BBC’s World ServiceGetty The BBC has announced it will launch new radio services in North Korea and Eritrea as part of the government’s promise to invest £85m ($128m) a year in the World Service by 2017/18. The government announced the “single biggest increase […]

ኣብ ኤርትራ ኣጋጢሙ ዘሎ ዋሕዲ ናይ ሞባይል ካርድታት መሊሱ ይብእስ Radio Erena: 27 November 2015

ኣብ ኤርትራ ኣጋጣሚ ዝቀነየ ዋሕዲ ናይ ሞባይል ካርድታት መሊሱ ብኢሱ። ካርድ ናይ ሞባይል ኣብዚ እዋን’ዚ ዝተሳእነሉ ምክንያት ንጹር ሓበሬታ እኳ እንተዘየለ፣ ምስ ምቕያር ባጤራ ናቕፋ ተተሓሒዙ ዝተኸስተ ጸገም ምዃኑ’ዩ ዝግለጽ።   ኣቐዲሙ ኣብ ዱኳናት ዝሽየጥ ዝነበረ ሞባል ካርድ፣ ካብ ዝሓለፈ ቅንያት ኣትሒዙ፣ ኣብ ትካላት ኤሪቴል ጥራይ ይርከብ ብምህላዉ፣ ህዝቢ ካርድ ንምዕዳግ ኣብ መሳርዕ ክውዕል፣ ምጽንሑ […]

“ኣብ ካርቱም ኣስታት 200 ሽሕ ኤርትራውያን ብዘይሕጋዊ ፍቓድ ይነብሩ፣” ኣማሓዳሪ ዞባ ካርቱም Radio Erena: 27 November 2015

ኣብ ሱዳን፣ ከተማ ካርቱም ጥራይ ኣስታት 200 ሽሕ ኤርትራውያን ብዘይሕጋዊ ፍቓድ ይነብሩ ከምዘለዉ ንኣምሓዳሪ ዞባ ካርቱም ሌተናንት ጀነራል ዓብዱራሒም መሓመድ ሑሰን ብምጥቃስ ማዕከን ዜና ሱዳን ቪዥን ሓቢሩ። ኣብ ካርቱም ብድምር ኣስታት 3 ሚልዮን ዜጋታት ዝተፈላለያ ሃገራት ብዘይሕጋዊ መንበሪ ፍቓድ ከምዘለዉ ዝሓበረ ሰነደ ፖሊስ ከኣ፣ እቶም 2 ሚልዮን ካብዚኣቶም ኢትዮጵያውያን ክኾኑ እንከለዉ፣ ኣስታት 200 ሽሕ ከኣ […]

ERITREAN NATIONAL SALVATION FRONT – HIDRI

    ሳልሳይ ስሩዕ ኣኼባ ማእከላይ ባይቶ ግሃድኤ-ሕድሪ ሳልሳይ ስሩዕ ኣኼባ ማእክላይ ባይቶ ግንባር ሃገራዊ ድሕነት ኤርትራ-ሕድሪ መቐጸልታ ናይ እቲ ብዕለት 20ን 21ን ሕዳር 2015ን ዓመታዊ ገምጋም ንጥፈታት ስርሑ ንምስማዕ፡ ካብ ዕለት 22ን ክሳብ ዕለት 26ን ሕዳር /2015 ቀጺልዎ ቀንዩ።     ባይቶ ኣብ እዚ ዝቀነዮ መዓልታት ኣኼብኡ ዓመታዊ ጸብጻቡን ካብ ዝረኣዮም ዓበይቲ ኣርእስትታት ሓፈሻዊ […]

Swiss close probe into ‘illegal’ Eritrean tax claim NOV 25, 2015 – 09:00

  Eritrean refugees in Switzerland (Keystone) The Swiss Attorney General has dropped criminal investigations into alleged illegal tax collection by the Geneva-based Eritrean consulate. Prosecutors said the consulate could not be charged as the levies were authorized by the Eritrean state. It was alleged that consulate officials had abused their position of authority by demanding […]

The unbelievable true story of one artist’s life in ‘Africa’s North Korea’ — the worst regime you’ve never heard of By Oscar Williams-Grut

Europe is in the midst of the biggest refugee crisis in almost 20 years, driven in part by a brutal civil war in Syria. But a huge number of refugees are fleeing from a far less well-known African country — Eritrea. Eritreans make up the third-largest group of refugees crossing the Mediterranean, according to UN […]

“ኣብ ኤርትራ ዝሰልጠኑ 420 ወትሃደራት መንግስቲ የመን ናብ ዓደን ተመሊሶም፣” ጋዜጣ ዓደን ኣልቓድ Radio Erena: 24 November 2015

  ኣብ ኤርትራ ዝሰልጠኑ 420 ኣባላት ሰራዊት መንግስቲ የመን ናብ ከተማ ዓደን ከምዝተዋፈሩ ተሓቢሩ። ብቋንቋ ዓረብ እትሕተም ጋዜጣ “ዓደን ኣልቓድ” ኣብ ናይ 22 ሕዳር ሕታማ ኣብ ዘስፈረቶ ጸብጻብ፣ እቶም ኣብ ከባቢ ዓሰብ ንክልተ ወርሒ ዝሰልጠኑ ወትሃደራት መንግስቲ የመን፣ ኣብ ኣሃዱ ፍሉይ ሓይልታት ተመዲቦም፣ ኣብ ሓለዋን ጸጥታን ኣገደስቲ ጽፍሕታት ክዋፈሩ’ዮም። እታ ጋዜጣ ብተወሳኺ ካልኣይ ዙርያ ሰልጠንቲ […]