https://www.bbc.com/tigrinya/news-48660866
ዕሮ ኤርትራ፡ ወ/ሮ ጉዐይ። ብደብረ ሳልሳይን መወዳእታን ክፋል ማሕዘ ል፡ ቅድመይ ተደፋእ!!
http://www.togoruba.org/togoruba1964/mainTogorubamap/mainMap/headingMap/2019/0806DD9-04AT.pdfhttp://www.togoruba.org/togoruba1964/mainTogorubamap/mainMap/headingMap/2019/1306DD9-02AT.pdfhttp://www.togoruba.org/togoruba1964/mainTogorubamap/mainMap/headingMap/2019/1506DD9-04AT.pdf
The social media campaign that aims to topple leader of ‘Africa’s North Korea’
https://www.cnn.com/2019/06/14/africa/eritrea-social-medial-campaign-intl/index.html
ማእከላት ጥዕና ካቶሊካዊት ቤተ-ክርስትያን ብመንግስቲ ኤርትራ ይህገራ ኣለዋ
https://www.bbc.com/tigrinya/news-48633057
ሓይልታት ጸጥታ ኤርትራ፣ ሓሙሽተ መነኩሳት ደብረ-ቢዘን ኣሲሮም Dictator Isseyas arrested 5 priest from Debre bizen Radio Erena: 13 June 2019
ሓይልታት ጸጥታ መንግስቲ ኤርትራ፣ ሎሚ ሓሙስ 13 ሰነ፣ ኣብ ሰዓታት ናይ ንግሆ ሓሙሽተ መነኩሳት ደብረ-ቢዘን ከምዝኣሰሩ ተሓቢሩ። እቶም ተኣሲሮም ዘለዉ መነኩሳት፣ ኣባ ማርቆስ ገብረኪዳን፣ ኣባ ክብርኣብ ተኪኤ፣ ኣባ ኪዳነ ማርያም ተኸስተ፣ ኣባ ገብረትንሳኤ ዘሚካኤል፣ ኣባ ገብረትንሳኤ ተወልደመድህን ምዃኖም ኣባ ሰመረ ካብ እስራኤል ንሬድዮ ኤረና ኣረጋጊጾም። ኣባ ክብራብ ተኪኤ ኣቐዲሞም’ውን ንልዕሊ ሓደ ዓመት ኣብ ቤት ማእሰርቲ […]
Public meeting in Atlanta ህዝባዊ ኣኼባ ኣብ ከተማ ኣትላንታ
ኤርትራ፡ መንግስቲ ብኣፍሪቃውያን ጸሓፍትን ጋዜጠኛታትን ንዝተጽሓፈ ደብዳበ ምላሽ ሂቡ
መንግስቲ ኤርትራ ነቲ ኣብዚ ቀረባ መዓልታት ብፍሉጣት ኣፍሪቃውያን ዝተጻሕፈ፡ ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣብ ኤርትራ ፓለቲካዊ ለውጥታት ከተታኣታቱ፡ ዝጽውዕ ቅሉዕ ደብዳበ “ግዚኡን ኣገባቡን ዘይሓለወ’ዩ” ክብል ምላሽ ሂቡ። ኣብዚ ሰሙን፡ 103 ጸለውቲ ኣፍሪቃውያን ጸሓፍቲ፣ ጋዜጠኛታትን ተሓለቕቲ ሰብኣዊ መሰላትን ኤርትራ ኣብ ኣተሓሕዛ ሰብኣዊ መሰላት፣ ምፍታሕ ዝተኣሰሩ ጋዜጠኛታትን ፖለቲከኛታትን ለውጢ ክትገብር ዝጠልብ ቅሉዕ ደብዳበ ናብ ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ ጽሒፎም […]
30 ትካላት ተጣበቕቲ ሰብኣዊ መሰላት፣ ብዛዕባ ኤርትራ ናብ ባይቶ ሰብኣዊ መሰላት ደብዳቤ ጽሒፈን 12 06 2019 Radio Erena: 12 June 2019
30 ትካላት ተጣበቕቲ ሰብኣዊ መሰላት፣ ብዛዕባ’ቲ ኣብ ኤርትራ ዘሎ ኩነታት ሰብኣዊ መሰላት ብዝምልከት ናብ ባይቶ ጸብኣዊ መሰላት ሕቡራት ሃገራት ደብዳቤ ጽሒፈን። እተን ኣህጉራውያንን ሃገራውያንን ትካላት ኣብቲ ብ11 ሰነ ዝጸሓፈኦ ደብዳቤ፣ ባይቶ ሰብኣዊ መሰላት ኣብ ዘካይዶ ስሩዕ ኣኼብኡ፣ ብዛዕባ ኩነታት ሰብኣዊ መሰላት ኤርትራ ምቁጽጻርን መጽናዕትን ክካየድን ጸብጻባት ብስሩዕ ክቐርብን ክቕጽሎ ሓቲተን። ድሕሪ’ቲ ምስ ኢትዮጵያ ዝተጀመረ ርክብ፣ […]
ኣወሃሃዲት ሽማግለ ምንቅስቓስ “ይኣክል” ብምኽንያት ግንቦት 24 ኤርትራውያን ተቐማጦ ሰሜን ኣሜሪካ 4 ሰነ 2019
ትራውያን ተቐማጦ ሰሜን ኣሜሪካ፡ ንፍትሒ ዝቃለስ ህዝባዊ ባይቶ ይኣክል መስሪቶም እቲ ካብ ግንቦት 24 ክሳዕ ግንቦት 26 ብምኽንያት በዓል ናጽነት ሃገርና ኤርትራ፡ ንሰለስተ መዓልቲ ኣብ ኦምኒሸርሃም ሆተል ዋሺንግተን ዲሲ ዝተኻየደ ሰፊሕ ምንቅስቓስ “ይኣክል” ኤርትራውያን ተቐማጦ ሰሜን ኣሜሪካ፡ ብኣንጸባራቒ ዓወት ተዛዚሙ ኣሎ። በዚ ኣጋጣሚ፡ ኣወሃሃዲት ሽማግለ ናይቲ ምንቅስቓስ፡ ነቲ ካብ ህዝቢ ንህዝቢ ብህዝቢ ዝነበረ፡ ናይ ዝቕጽል […]
ኣገዳሲ ሐበሬታ ንኹሉ ኤርትረኣዊ ኣብዚ ነካይዶ ዘለና ናይ መስርሕ ቃልሲ
ሓባራዊ መግለጺ ሓይሊ ዕማም ሲቪክ ህዛብዊ ምንቅስቓስ ምስ ህዝባዊ ሓይሊ ዕማም ጀነቫ http://www.togoruba.org/togoruba1964/mainTogorubamap/mainMap/headingMap/2019/0806CSO9-06AT.pdf