Travelers Should Avoid Visiting Southern Ethiopia ደቡብ ኢትዮጵያን ከመጎብኘት መቆጠብ አለባቸው

https://www.vax-before-travel.com/2025/12/15/travelers-should-avoid-visiting-southern-ethiopia የአሜሪካ ሲዲሲ ታህሳስ 2025(ቫክስ-ከጉዞ በፊት ዜና)እ.ኤ.አ. በ2025 መገባደጃ ላይ ኢትዮጵያ በደቡባዊ ክልሎቿ ለመጀመሪያ ጊዜ የማርበርግ ቫይረስ በሽታ (ኤምቪዲ) ወረርሽኝ አጋጥሟታል። እ.ኤ.አ. ከታህሳስ 12 ቀን 2025 ጀምሮ የኢትዮጵያ ጤና ጥበቃ ሚኒስቴር በፌስቡክ ላይ 14 የተረጋገጡ የኤምቪዲ ጉዳዮች እና ዘጠኝ ተያያዥ ሰዎች መሞታቸውን ገልጿል። በዚህ መሠረት የዩናይትድ ኪንግደም FCDO በመካሄድ ላይ ባለው የኤምቪዲ ወረርሽኝ ምክንያት ከጂንካ […]

ኣባላት ባይቶ ኣመሪካ፡ ኣብ ልዕሊ መንግስቲ ኢትዮጵያ እገዳ ክንበር ጸዊዖም

https://www.bbc.com/tigrinya/articles/cn988707xlro 13 ታሕሳስ 2025 ክልተ ኣባላት ባይቶ ኣመሪካ ብ9 ታሕሳስ 2025 ንኾሚቴ ጉዳይ ወጻኢ ኣብ ዘቕረቡዎ እማመ፡ መንግስቲ ኢትዮጵያ ንዞባዊ ምርግጋእ ኣብ ሓደጋ ዘውድቕ፡ ሰብኣዊ መሰላት ዝግህስን ንረብሓታት ኣመሪካ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪቃ ዝሃስን ተግባራት ይሳተፍ ከም ዘሎ ብምዅናን እገዳ ክንበረሉ ጸዊዖም። እዞም ነዚ እማመ ዘቕረቡ፡ ኣብቲ ባይቶ ንኮሚቴ ኣፍሪቃ ዝመርሕ ጆ ዊልሰንን ኣባል ባይቶ ባዲ […]

መንግስቲ ኤርትራ ምስ እምነት ብዝተኣሳሰር ንዓመታት ኣሲሩዎም ዝጸንሐ 98 ሰባት ፈቲሑ

https://www.bbc.com/tigrinya/articles/c98npdyevzpo 14 ታሕሳስ 2025, 08:37 EAT ኣብ ኤርትራ ንነዊሕ እዋን ኣብ ቀይዲ ዝጸንሑ 98 ሰዓብቲ ዝተኣገዳ ኣብያተ ክርስትያን ከምዝተፈትሑ ኣብ ውሽጥን ወጻእን ዝርከቡ ምንጭታት ንቢቢሲ ሓቢሮም። ካብቶም ብሓሙስ ብዋሕስ ዝተፈትሑ 36 ኣመንቲ እተን 20 ደቂ ኣንስትዮ ምዃነን ኣብ ኣስመራን ኣብ ወጻኢ ዝርከቡ ቤተሰብ ንቢቢሲ ኣረጋጊጾም። ሓያሎ ካብቶም ዝተፈትሑ እሱራት ንኣስታት 5 ዓመት ኣብቲ ጽኑዕ ቤት […]

US ends temporary legal status for Ethiopians ኣመሪካ ንኢትዮጵያውያን ግዝያዊ ሕጋዊ ስምምዕ ኣቋሪጽዋ

https://www.reuters.com/world/africa/us-ends-temporary-legal-status-ethiopians-2025-12-12/ ዋሺንግተን 12 ታሕሳስ (ሮይተርስ) – ምምሕዳር ትራምፕ ኣብ ልዕሊ ሕጋውን ዘይሕጋውን ስደት ዝገብሮ ጭቈና ስለ ዝቐጸለ ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካ ንዜጋታት ኢትዮጵያ ኣብ ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካ ግዝያዊ ሕጋዊ መሰል ከተቋርጾ ምዃና መንግስቲ ዓርቢ ኣብ ዘውጽኦ ምልክታ ሓቢሩ።

Eritrea quits regional bloc as tensions rise with Ethiopia ኤርትራ ምስ ኢትዮጵያ ዘሎ ወጥሪ እናገደደ ምስ ከደ ካብ ዞባዊ ሕብረት ወጺኣ

https://www.bbc.com/news/articles/cly555k8de3o ኤርትራ ካብ ዞባዊ ሕብረት ምብራቕ ኣፍሪቃ ኢጋድ ወጺኣ ነቲ ውድብ “ኣንጻር ከምኣ ዝኣመሰላ ሃገራት መሳርሒ” ከም ዝዀነት ገይራ ኸሰሳ። ሚኒስትሪ ወጻኢ ኤርትራ ዓርቢ ኣብ ዝሃቦ መግለጺ ኢጋድ ካብ መስራቲ ስርዓታታ ከም ዝረሓቐትን ኣብ ዞባዊ ርግኣት ኣበርክቶ ከም ዘይገበረትን ገሊጹ። እቲ ምውጻእ ኣብ መንጎ ኤርትራን ጐረቤት ኢትዮጵያን ብርቱዕ ናይ ቃላት ኲናት ኣብ ዝካየደሉ ዘሎ እዋን […]

ኢትዮጲያ ቃልሂወት ቤተክርስትያን ሰለስተ መራሕቲ ብሕማም ቫይረስ ማርበርግ ሞይቶም

እታ ኣብ ደቡብ ኢትዮጵያ ዞባ ጂንካ እትርከብ “ቁጽሪ 6” ቃለ-ህይወት ቤተክርስትያን፡ ኣብ ውሽጢ መዓልታት ሰለስተ መራሕታ ብምስኣና፡ መራሒ ፀሎት ኣቶ ያዕቆብ ቡችሌ ልቦም ብሓዘንን ተመሊኡ ኣሎ። እታ ቤተክርስትያን ኣብ መላእ ኢትዮጵያ ብዙሓት ሰዓብትን ጨናፍርን ኣለዉዋ። እቲ ነገር ዝጅምር፡ ሓደ ኣባል እታ ቤተ ክርስቲያን ዝዀነ ኢንጂነር ኣለማየሁ (ስሙ ዝተቐየረ) ምስ ሓመመ እዩ። ኣለማዮሁ ምስ በዓልቲ ቤቱ […]

ከረን፡ ፍሉይ ዝኽሪ መበል 55 ዓመት ጃምላዊ ህልቂት ዖናን በሲክዲራን

https://www.bbc.com/tigrinya/articles/c623n5y85dzo 3 ታሕሳስ 2025 መበል 55 ዝኽሪ ግፍዕታት ዖናን በሲክዲራን ካብ ቅድሚ ሕጂ ፍልይ ብዝበለ ኣገባብ ብዙሕ ህዝቢ ኣብ ዝተኣከበሉ ረቡዕ 4 ታሕሳስ ኣብ ከተማ ከረን ተፈጺሙ። ኣብ 1970 ሓይልታት ኢትዮጵያ ናብተን ካብ ከተማ ከረን ውጽእ ኢለን ዝርከባ ዓድታት ብምእታው ኣብ ልዕሊ ሰላማውያን ሰባት ጃምላዊ ቅትለት ከምዝፈጸሙ ይግለጽ። እቲ እዋን፡ ሃጸይ ሃይለስላሰ ኣብ ስልጣን ዝነበረሉ […]

ኢትዮጵያ ንናጽነትን ልኡላውነትን ኤርትራ ዝሃበቶ ኣፍልጦ ክትስሕቦ ትኽእል ድያ፣ ሳዕቤኑኸ?

https://www.bbc.com/tigrinya/articles/cqjwqvznqqxo ኣብ ዝሓለፈ ክልተ ዓመታት ኢትዮጵያ ዘልዓለቶ መሰል ዋንነትን ተጠቃምነትን ኣፍደገ ባሕሪ ኣብ ጎረባብቲ ሃገራት፡ ስግኣት ፈጢሩ ይርከብ። ብላዕለዎት መራሕቲን መንግስታዊ ይዅን ንሰልፊ ብልጽግና ጸግዒ ዝሓዛ ማዕከናት ዜናን ዝወሃብ ዘሎ መግለጺታት ብፍላይ ኣብ ልዕሊ ኤርትራውያን ሓያል ቍጥዐ ፈጢሩ እዩ። ብወገን ኤርትራ ክወሃብ ዝጸንሐ ወግዓዊ ግብረመልስታት፡ መግለጺታት ኢትዮጵያ፡ ታሪኽ ኣዘንቢዑ ንልኡላውነትን ናጽነትን ኤርትራ ዝዳፈር ተዅታዂ ምዃኑ […]