
መርድእ ሓውና ተስፋኣለም ኣብርሃ ብዝሓደሮ ሕማም
ዕለት 17.08.2015 ስለ ዝዓረፈ
ኣብ ከተማ ስቱትጋርት Badcanstatt ሓመድ ኣዳም ክለብስ ኢዩ።
ቀብሪ ስነ ስርዓት ዝፍጸመሉ ንሰሉስ 25.08.2015 ሰዓት 11³° ኣብ Hauptfiedhof Stuttgart Steinhaldenstr. 52 70378 Stuttgart
ሓዘን ዝካየደሉ ቦታ ኣብ St. Paul Kirche Am Lehen Weg 14-16 70180 Stuttgart
ዓርቢ ቀዳም ሰንበት ካብ 15°°-22°° ኢዩ