ክሻ በሌ ክትዴረር!‛ ረዴኢ መሓሪ /ኣሇና/ 08 ነሓሰ 2015 ካሌኣይ ክፋሌ

kisha.jpg

ብሊሽ ታሕሪር! እቶም ናጽነት ዘምጽኡን ባንዳራ ዝተኸለን ጀጋኑ ኤርትራውያን ናብ ጎዲጉዱ ዑራ-ዑሮ ሓቒቖም ኢዮም። ክሻ እቲ ስሇ ናጽነት ኤርትራ ሓንቲ ጸጸር እውን ዘይዯርበየ ወዱ ትግራይ ዴማ ብባንዳራ ሰማእታትና ማዕሪጉ፡ ‚ንጉሰ ነገስት‛ ኮይኑ ይነብር ኣል። እዚ ሕሌሚ ኣይኮነን። ብጋህዱ ጭፍራ ኢሳይያስ ኣብ ሌዕሉ ዯቂ ኤርትራ ዝፈነዉዎ መሰክሕ ኲናት ኢዩ። ‚ኣሌ-ግርዴ ታሕክም ቢሌ ኣያም!‛ ኢልም ሱዲናውያን። ወይ ዘመነ ምንቁሌቋሌ፡ ሰብ ተወዱኡስ፣ ህበይን ክሻን ነጊሶም ያኢ! ኤርትራውያን ከኣ፡ ጸርፊን ሕሜታን ኮይኑ ትርፎም። ‘ኣሓ ተዘሚተን ኢየን፡ እንተ ጸርፊ’ሞ ዝገዯፍና የብሌናን’። ኣንቱም ‘ክሻ በሌ ክትዴረር’ እናበሌኩም ሃገርን ህዝቢን ዘጥፋእኩም ጸማማት ኤርትራውያን፡ ኣንቱም ብዴሕሪ ናጽነት ስረኹም ዝፈታሕኩም ባሃማት፡ መሻረውቲን ዯሇይቲ ሽመትን ሚኒስተራት፡ ኣማሓዯርቲ ዞባታት፡ ኣምባሳዯራት፡ መኮንናት! … ‘ወይዘን እንቅዒ መሸሊ፡ ዘይውዯኣ ይመስሊ’ ከም ዝበሃሌ፣ እቲ ብስስዏ ዝቋጸርኩሞ ናይ መርገም ስንቂ ክውዲእ ኢዩ። ኣል ተካሌ ዕሌሌታ፡ ኣል ከኣ ርሑስ ኣውያት! ኣውያትና ኣብቲ ፈታኒ ግዜን፡ ዕሌሌታና ኣብ ግዜ ናጽነትን ተገማጢለ ኢዩ። ሰውራ ኤርትራ ንክሻ ክብሌ ዝተጀመረ ገዴሉ ኢዩ። እቲ ከርተት፡ ዴኻም፡ ቃንዛ፡ ኩለ ዋጋን ገዒሮን፡ ዒሰርተታት ኣሽሓት ስዉኣት ዴማ፡ ስሇ መንበር ኢሳይያስን ጣዕሚ ክሻን ኢዩ ነይሩ እንተተባህሇ፡ እዚ ጭቡጥ ኩነታት ይምስክሮ ኣል። ክሻ ካብ 1993-94 ቅዴም ኣብ ካናዲ፤ ዴሓር ዴማ ኣብ ኣሜሪካን ውዴብ ሕቡራት ሃገራትን ኣምባሳዯር ተመዱቡ ነበረ። እንተኾነ ኣምባሳዯር ንክኸውን እኹሌ ትምህርትን ዱፕልማስያዊ ኣፍሌጦን ስሇዘይነበሮ፡ ተመን ኣጻምእ ኢሳይያስ፣ ቀሌጢፉ ናብታ ክሌቲኦም ጥራይ ዝፈሌጥዋ ማሕፉዲ ገንዘብ መሇሶ። ኢሳይያስ ንክሻን መሰሌቱን ነተን ተሪፈንኦም ዘሇዋ ዒመታት መታን ብቅሳነት ከንብር፡ በብሓዯ ከምቶም ዝተሰመሙ ስሚ ገይሩ፡ ወይ ከምቶም ብሓዯጋ መኪና ሞይቶም ዝተባህለ፣ ብሓዯጋ መኪና ኣምሲለ ክውዲኣኩም ምዃኑ ንነግር ኣሇና። እስትሕጋግኩም ከኣ እቲ ኣብ መቓብር ሓርበኛታት ብኢሳይያስ ዝውፈ ዕምባባታት ክኸውን ኢዩ። እወ! ገ እናበለኻ’ድ ትጋገ? ኣንታ ኣብ ዯገ ዘሇኻ ኤርትራዊ፡ ጽባሕ ንግሆ ዒረም ሒዝካ ከይትተርፍሲ፡ ምጥቓዕን ውዲሴን ንክሻን መራሒኡን ይኣኽሇካ። ዕብዲን ኤርትራውያን ብከመይ ዝኣመሰሇ መዏቀኒ ክስፈር ከም ዝኽእሌ፡ ዘገርም ኢዩ። ኣሓ ዯኣ ምስ ሓራዱአን ማይ ይሰትያ’ምበር፡ ሰባት’ድ ምስ ሓራዱኦም ይዴብለ ኢዮም? ንመስተንክር’ዩ!! ክሻ’ምበኣር እሙን ወዱ ውሻጠን ቀንዱ የማናይ ኢዴን ኢሳይያስ ኢዩ። ስሇዝኾነ ኢዩ ኸኣ ንኤርትራውያን በብስምዑታቶምን ዝንባላኦምን ከፋፊለ ዘወናውኖም ዘል። ኣማኢት ክኢሊታትን ሰብ ተመኩሮን ዜጋታት ኣጥፊኡ፣ ኢሳይያስ ነዚ ዘይተጋዯሇ፡ ኣብ ሓመዴ ሳሕሌን ባርካን ዘይኣንፈፈወ፡ ሕርኽራኽ መይ’ውን ዘይሰተየን ኤርትራዊ ዯም ዘይብለን ኣብ ሕዛእቲ ሃገር ዝፈነዎ። እቶም ካብ 2 ስዉኣት ንሊዕሉ፡ ካብ ህለዋት ከኣ ንታሕቲ ዝኾኑ ተጋዯሌቲ ስንኩሊን ኲናት ንብሊሽ ተዯርብዮም ኢዮም። ቦምባታት ሩስያ ኣብ ኣካሊቶም ሕሊገት ገይሩልም ክነሱ፡ እቲ ዴምጺ ቦምባ’ኳ ዘይሰምዏ ዕዴሇኛ ክሻ ግን ኣብ ዘይመንበሩ ነጊሱ ኣል። ንምንቅስቓስ ገንዘብ ህዝባዊ ግንባር ካብ ግዜ ብረታዊ ቃሌሲ ዝከታተሌን ዝፈሌጥን ዝነበረ ወዯባት ኤርሚያስ ዯበሳይ /ፓፓዮ/ ናብ ማሕቡስ ከቲቱ ከኣ ንክሻ ኣበ-ነፍሲ ቁጠባ ሃገር ገበሮ። ብዛዕባ ካብ ብረታዊ ቃሌሲ ኣትሒዙ ብህዝቢ ዝውፈ ዝነበረ ገንዘብ፡ ብዘይካ ኢሳይያስ፡ ብዝሑን ኣወዒዕሌኡን ዝፈሌጥ ተጋዲሊይ ኣይነበረን። ነዚ ሕቶ እዚ ብዝምሌከት ከኣ፡ ኣብቲ ብዕሇት 10 መጋቢት 1994 ኣብ ናቕፋ ዝተኻየዯ ኣርቲፊሻሌ ሳሌሳይ ጉባኤ ህዝባዊ ግንባር ብወግዑ ተዘሪቡለ ነበረ። ኢሳይያስ ካብ ዝነበሮ መዋጥር ንምምሊጥ፡ ጸብጻብ ክቐርብ ምዃኑ ገሉጹ ነበረ። ኢለ ከኣ ‚ኣብ ግዜ ብረታዊ ቃሌሲ ካብ ህዝቢ ዝተዋጽአ ገንዘብ ኣስታት 30 ሚሌዮን ኢዩ‛ ቀስ ብቐስ ንስርዒተ ቁጠባ ህግዯፍ ኣብ ትሕቲ ክሻ ምስ ኣእተዎ ግን ብዙሓት ጉዲያት ተወንዘፉን ተረስዐን። በትሩ ምስ ኣዯሊዯሇ ዴማ ‚ብሒም ዝበሇ ይተሓጎም‛ በሇ። ኣብቲ ርሱን ሃገራዊ ፍሕሕታ ዝነበረለ ቅዴሚ ኲናት ባዴመ፡ ብዛዕባ ምግባት ቁጠባ ኤርትራ ብህግዯፍ ዝምሌከቱ ሕቶታት ናብ ኢሳይያስን ክሻን ይቐርቡ ነይሮም ኢዮም። እዝከረኒ ሓዯ ግዜ ኢሳይያስ ኣብ ቲቪ ብዛዕባ ብሕትውና ቁጠባ ህግዯፍ ተሓቲቱ ክምሌስ እንከል፡ ‚…እዚ’ኮ ውሒደ። ህግዯፍ ክሳብ ዝተሓተ ቁጠባዊ መሓውር እዛ ሃገር ክቆጻጸር ኣሇዎ‛ በሇ። ኣብ 2000 ዒ.ም. ኣብ ቀዲማይ ገጽ ጋዜጣ ‘ሓዲስ ኤርትራ’ ‚ህግዯፍ ንመንግስቲ ኤርትራ 300 ሚሌዮን ድሊር ኣሇቂሑዎ‛ ዝብሌ ጽሑፍ ከኣ ወጺኡ ነበረ። እቲ ጽሑፍ እንታይ ማሇት’ዩ? ከምቲ ፈቲኻ ጸሉእካ ኣነ’የ ኣዳኻ ዝበሇቶ ሰበይቲ፣ ኢሳይያስ ከኣ ‘ፈቲኹም ጸሉእኩም ሓጎስ ክሻ ኢዩ ንጉስኩም’ ኢዩ ዝበሇ። ብዛዕባ ብሕትውና ቁጠባ ብህግዯፍ፡ ክሻ እውን ቅዴሚ 20 ዒመታት ብዕሇት 21 ሰነ 1995 ብቲቪ ህግዯፍ ተሓቲቱ መሉሱ ነበረ። ቃሇ ምሌሌሱ ኣብ ጋዜጣ ‘ሓዲስ ኤርትራ’ እውን ብዝርዝር ተጻሒፉ ነይሩ ኢዩ። ከምዚ ከኣ ይብሊ እተን ሽዐ ዝነበራ ሕቶታት፣ 1. ቁጠባዊ ዕሊማታት ህግዯፍ እንታይ ኢዩ፣ 2. ቁጠባ ናይ ህግዯፍ ክንብሌ ከሇና እንታይ ማሇት ኢዩ፣ 3. ምስ ናይ መንግስቲ’ኸ እንታይ ኢዩ ፍሌሌዩ፣ 4. ጠማምታ ህግዯፍ ኣብ ቁጠባ ከመይ ኢዩ፣ 5. ንብረት ናይ መንግስትን ንብረት ናይ ህዝባዊ ግንባርን በበይኑ ፈሉና ክንርእዮ ንኽእሌ ዱና፣ 6. ማዕከን ሕዴሪ ከም ዝተመስረተ ተኣውጁ ነይሩ። ኣገዲስነትን ዕሊማን እዚ ማዕከን እንታይ ኢዩ፣ 7. ህግዯፍ ኣብ ኩለ ስራሓት ነጢፋ ትርከብ ኣሊ፣ እዚ ምብሓት’ድ ኣይኮነን፣ 8. ህግዯፍ እንተዴኣ ኣብ ኩለ ነጢፋ እቶም ካሌኦት ዴኣ እንታይ ዕዴሌ ክረኽቡ’ዮም፣ 9. ኮርፖረሽን ቀይሕ ባሕሪ(09) ብዙሕ ንኣሽቱ ነገራት የምጽእ ኢዩ። እንተኾነ ሕጂ ብዙሓት ንኣሽቱ ዴኳናትን ኣብያተ ንግዴን ተኸፊተንን ይኽፈታን ኣሇዋ። ስሇዚ ኣብዚ ንኣሽቱ ነገራት ምምጻእ ወይ ኢደ ምእታው ኣዴሊይነት ኣሇዎ’ድ፣ 10. ህግዯፍ ብዝተፈሊሇየ ምኽንያት ዘእትዎም እቶት ኣሇዉዎ፣ ስሇዚ እዚ እቶት እዚ ኣብ ረብሓ መን ኢዩ ክውዕሌ፣ ካሌኦት ሓይሌታት ወይ ሰሌፍታት እንተተመስሪቶም ከምዚ ዒይነት ቁጠባዊ ንጥፈታት ከካይደ ይኽእለ’ድ። ሞት ክናና ንኢሳይያስ! ይቕጽሌ …

ብሊሽ ታሕሪር! እቶም ናጽነት ዘምጽኡን ባንዳራ ዝተኸለን ጀጋኑ ኤርትራውያን ናብ ጎዲጉዱ ዑራ-ዑሮ ሓቒቖም ኢዮም። ክሻ እቲ ስሇ ናጽነት ኤርትራ ሓንቲ ጸጸር እውን ዘይዯርበየ ወዱ ትግራይ ዴማ ብባንዳራ ሰማእታትና ማዕሪጉ፡ ‚ንጉሰ ነገስት‛ ኮይኑ ይነብር ኣል። እዚ ሕሌሚ ኣይኮነን። ብጋህዱ ጭፍራ ኢሳይያስ ኣብ ሌዕሉ ዯቂ ኤርትራ ዝፈነዉዎ መሰክሕ ኲናት ኢዩ። ‚ኣሌ-ግርዴ ታሕክም ቢሌ ኣያም!‛ ኢልም ሱዲናውያን። ወይ ዘመነ ምንቁሌቋሌ፡ ሰብ ተወዱኡስ፣ ህበይን ክሻን ነጊሶም ያኢ! ኤርትራውያን ከኣ፡ ጸርፊን ሕሜታን ኮይኑ ትርፎም። ‘ኣሓ ተዘሚተን ኢየን፡ እንተ ጸርፊ’ሞ ዝገዯፍና የብሌናን’። ኣንቱም ‘ክሻ በሌ ክትዴረር’ እናበሌኩም ሃገርን ህዝቢን ዘጥፋእኩም ጸማማት ኤርትራውያን፡ ኣንቱም ብዴሕሪ ናጽነት ስረኹም ዝፈታሕኩም ባሃማት፡ መሻረውቲን ዯሇይቲ ሽመትን ሚኒስተራት፡ ኣማሓዯርቲ ዞባታት፡ ኣምባሳዯራት፡ መኮንናት! … ‘ወይዘን እንቅዒ መሸሊ፡ ዘይውዯኣ ይመስሊ’ ከም ዝበሃሌ፣ እቲ ብስስዏ ዝቋጸርኩሞ ናይ መርገም ስንቂ ክውዲእ ኢዩ። ኣል ተካሌ ዕሌሌታ፡ ኣል ከኣ ርሑስ ኣውያት! ኣውያትና ኣብቲ ፈታኒ ግዜን፡ ዕሌሌታና ኣብ ግዜ ናጽነትን ተገማጢለ ኢዩ። ሰውራ ኤርትራ ንክሻ ክብሌ ዝተጀመረ ገዴሉ ኢዩ። እቲ ከርተት፡ ዴኻም፡ ቃንዛ፡ ኩለ ዋጋን ገዒሮን፡ ዒሰርተታት ኣሽሓት ስዉኣት ዴማ፡ ስሇ መንበር ኢሳይያስን ጣዕሚ ክሻን ኢዩ ነይሩ እንተተባህሇ፡ እዚ ጭቡጥ ኩነታት ይምስክሮ ኣል። ክሻ ካብ 1993-94 ቅዴም ኣብ ካናዲ፤ ዴሓር ዴማ ኣብ ኣሜሪካን ውዴብ ሕቡራት ሃገራትን ኣምባሳዯር ተመዱቡ ነበረ። እንተኾነ ኣምባሳዯር ንክኸውን እኹሌ ትምህርትን ዱፕልማስያዊ ኣፍሌጦን ስሇዘይነበሮ፡ ተመን ኣጻምእ ኢሳይያስ፣ ቀሌጢፉ ናብታ ክሌቲኦም ጥራይ ዝፈሌጥዋ ማሕፉዲ ገንዘብ መሇሶ። ኢሳይያስ ንክሻን መሰሌቱን ነተን ተሪፈንኦም ዘሇዋ ዒመታት መታን ብቅሳነት ከንብር፡ በብሓዯ ከምቶም ዝተሰመሙ ስሚ ገይሩ፡ ወይ ከምቶም ብሓዯጋ መኪና ሞይቶም ዝተባህለ፣ ብሓዯጋ መኪና ኣምሲለ ክውዲኣኩም ምዃኑ ንነግር ኣሇና። እስትሕጋግኩም ከኣ እቲ ኣብ መቓብር ሓርበኛታት ብኢሳይያስ ዝውፈ ዕምባባታት ክኸውን ኢዩ። እወ! ገ እናበለኻ’ድ ትጋገ? ኣንታ ኣብ ዯገ ዘሇኻ ኤርትራዊ፡ ጽባሕ ንግሆ ዒረም ሒዝካ ከይትተርፍሲ፡ ምጥቓዕን ውዲሴን ንክሻን መራሒኡን ይኣኽሇካ። ዕብዲን ኤርትራውያን ብከመይ ዝኣመሰሇ መዏቀኒ ክስፈር ከም ዝኽእሌ፡ ዘገርም ኢዩ። ኣሓ ዯኣ ምስ ሓራዱአን ማይ ይሰትያ’ምበር፡ ሰባት’ድ ምስ ሓራዱኦም ይዴብለ ኢዮም? ንመስተንክር’ዩ!! ክሻ’ምበኣር እሙን ወዱ ውሻጠን ቀንዱ የማናይ ኢዴን ኢሳይያስ ኢዩ። ስሇዝኾነ ኢዩ ኸኣ ንኤርትራውያን በብስምዑታቶምን ዝንባላኦምን ከፋፊለ ዘወናውኖም ዘል። ኣማኢት ክኢሊታትን ሰብ ተመኩሮን ዜጋታት ኣጥፊኡ፣ ኢሳይያስ ነዚ ዘይተጋዯሇ፡ ኣብ ሓመዴ ሳሕሌን ባርካን ዘይኣንፈፈወ፡ ሕርኽራኽ መይ’ውን ዘይሰተየን ኤርትራዊ ዯም ዘይብለን ኣብ ሕዛእቲ ሃገር ዝፈነዎ። እቶም ካብ 2 ስዉኣት ንሊዕሉ፡ ካብ ህለዋት ከኣ ንታሕቲ ዝኾኑ ተጋዯሌቲ ስንኩሊን ኲናት ንብሊሽ ተዯርብዮም ኢዮም። ቦምባታት ሩስያ ኣብ ኣካሊቶም ሕሊገት ገይሩልም ክነሱ፡ እቲ ዴምጺ ቦምባ’ኳ ዘይሰምዏ ዕዴሇኛ ክሻ ግን ኣብ ዘይመንበሩ ነጊሱ ኣል። ንምንቅስቓስ ገንዘብ ህዝባዊ ግንባር ካብ ግዜ ብረታዊ ቃሌሲ ዝከታተሌን ዝፈሌጥን ዝነበረ ወዯባት ኤርሚያስ ዯበሳይ /ፓፓዮ/ ናብ ማሕቡስ ከቲቱ ከኣ ንክሻ ኣበ-ነፍሲ ቁጠባ ሃገር ገበሮ። ብዛዕባ ካብ ብረታዊ ቃሌሲ ኣትሒዙ ብህዝቢ ዝውፈ ዝነበረ ገንዘብ፡ ብዘይካ ኢሳይያስ፡ ብዝሑን ኣወዒዕሌኡን ዝፈሌጥ ተጋዲሊይ ኣይነበረን። ነዚ ሕቶ እዚ ብዝምሌከት ከኣ፡ ኣብቲ ብዕሇት 10 መጋቢት 1994 ኣብ ናቕፋ ዝተኻየዯ ኣርቲፊሻሌ ሳሌሳይ ጉባኤ ህዝባዊ ግንባር ብወግዑ ተዘሪቡለ ነበረ። ኢሳይያስ ካብ ዝነበሮ መዋጥር ንምምሊጥ፡ ጸብጻብ ክቐርብ ምዃኑ ገሉጹ ነበረ። ኢለ ከኣ ‚ኣብ ግዜ ብረታዊ ቃሌሲ ካብ ህዝቢ ዝተዋጽአ ገንዘብ ኣስታት 30 ሚሌዮን ኢዩ‛ ቀስ ብቐስ ንስርዒተ ቁጠባ ህግዯፍ ኣብ ትሕቲ ክሻ ምስ ኣእተዎ ግን ብዙሓት ጉዲያት ተወንዘፉን ተረስዐን። በትሩ ምስ ኣዯሊዯሇ ዴማ ‚ብሒም ዝበሇ ይተሓጎም‛ በሇ። ኣብቲ ርሱን ሃገራዊ ፍሕሕታ ዝነበረለ ቅዴሚ ኲናት ባዴመ፡ ብዛዕባ ምግባት ቁጠባ ኤርትራ ብህግዯፍ ዝምሌከቱ ሕቶታት ናብ ኢሳይያስን ክሻን ይቐርቡ ነይሮም ኢዮም። እዝከረኒ ሓዯ ግዜ ኢሳይያስ ኣብ ቲቪ ብዛዕባ ብሕትውና ቁጠባ ህግዯፍ ተሓቲቱ ክምሌስ እንከል፡ ‚…እዚ’ኮ ውሒደ። ህግዯፍ ክሳብ ዝተሓተ ቁጠባዊ መሓውር እዛ ሃገር ክቆጻጸር ኣሇዎ‛ በሇ። ኣብ 2000 ዒ.ም. ኣብ ቀዲማይ ገጽ ጋዜጣ ‘ሓዲስ ኤርትራ’ ‚ህግዯፍ ንመንግስቲ ኤርትራ 300 ሚሌዮን ድሊር ኣሇቂሑዎ‛ ዝብሌ ጽሑፍ ከኣ ወጺኡ ነበረ። እቲ ጽሑፍ እንታይ ማሇት’ዩ? ከምቲ ፈቲኻ ጸሉእካ ኣነ’የ ኣዳኻ ዝበሇቶ ሰበይቲ፣ ኢሳይያስ ከኣ ‘ፈቲኹም ጸሉእኩም ሓጎስ ክሻ ኢዩ ንጉስኩም’ ኢዩ ዝበሇ። ብዛዕባ ብሕትውና ቁጠባ ብህግዯፍ፡ ክሻ እውን ቅዴሚ 20 ዒመታት ብዕሇት 21 ሰነ 1995 ብቲቪ ህግዯፍ ተሓቲቱ መሉሱ ነበረ። ቃሇ ምሌሌሱ ኣብ ጋዜጣ ‘ሓዲስ ኤርትራ’ እውን ብዝርዝር ተጻሒፉ ነይሩ ኢዩ። ከምዚ ከኣ ይብሊ እተን ሽዐ ዝነበራ ሕቶታት፣ 1. ቁጠባዊ ዕሊማታት ህግዯፍ እንታይ ኢዩ፣ 2. ቁጠባ ናይ ህግዯፍ ክንብሌ ከሇና እንታይ ማሇት ኢዩ፣ 3. ምስ ናይ መንግስቲ’ኸ እንታይ ኢዩ ፍሌሌዩ፣ 4. ጠማምታ ህግዯፍ ኣብ ቁጠባ ከመይ ኢዩ፣ 5. ንብረት ናይ መንግስትን ንብረት ናይ ህዝባዊ ግንባርን በበይኑ ፈሉና ክንርእዮ ንኽእሌ ዱና፣ 6. ማዕከን ሕዴሪ ከም ዝተመስረተ ተኣውጁ ነይሩ። ኣገዲስነትን ዕሊማን እዚ ማዕከን እንታይ ኢዩ፣ 7. ህግዯፍ ኣብ ኩለ ስራሓት ነጢፋ ትርከብ ኣሊ፣ እዚ ምብሓት’ድ ኣይኮነን፣ 8. ህግዯፍ እንተዴኣ ኣብ ኩለ ነጢፋ እቶም ካሌኦት ዴኣ እንታይ ዕዴሌ ክረኽቡ’ዮም፣ 9. ኮርፖረሽን ቀይሕ ባሕሪ(09) ብዙሕ ንኣሽቱ ነገራት የምጽእ ኢዩ። እንተኾነ ሕጂ ብዙሓት ንኣሽቱ ዴኳናትን ኣብያተ ንግዴን ተኸፊተንን ይኽፈታን ኣሇዋ። ስሇዚ ኣብዚ ንኣሽቱ ነገራት ምምጻእ ወይ ኢደ ምእታው ኣዴሊይነት ኣሇዎ’ድ፣ 10. ህግዯፍ ብዝተፈሊሇየ ምኽንያት ዘእትዎም እቶት ኣሇዉዎ፣ ስሇዚ እዚ እቶት እዚ ኣብ ረብሓ መን ኢዩ ክውዕሌ፣ ካሌኦት ሓይሌታት ወይ ሰሌፍታት እንተተመስሪቶም ከምዚ ዒይነት ቁጠባዊ ንጥፈታት ከካይደ ይኽእለ’ድ።

ሞት ክናና ንኢሳይያስ!

ይቕጽሌ …

Leave a Reply

Your email address will not be published. Required fields are marked *