ኮሎራዶ ህዝባዊ ኣኼባ

ኮሎራዶ ህዝባዊ ኣኼባ፡ ንኩሎም ደለይቲ ፍትሒ ነባሮ ኮሎራዶ – ኣኼባ ኣብ`ዞም ዝስዕቡ ጉዳያት ክዝቲ`ዩ።

• ንባይቶ ኤርትራውያን ንፍትሒ ኣብ ኮሎራዶ፣

• ንህዝብዊ ምልዕዓል ኤርትራውያን ንፍትሒ፣

• ንሂሩ ንዝበጋግሰ ዘሎ ኣህጉራዊ ህዝባዊ ምንቅስቓሳት ኤርትራውያን ንፍትሒ፣

• ንቕድሚት፡ ንሕና ከም ህዝቢ ከነተኩሮሎም ዝግባእና መደረኻዊ ጉዳያት

ንዕለት 15 ነሃሰ 2015፡ ኣብ ክለብ ኤርትራዊ ማሕበረ-ሰብ ኣብ ኮሎራዶ።

ንሰዓት 3፡30 ድሕሪ ቀትሪ፡

ብተገዳስነት መጺእኩም ግዴኹም ከተበርክቱ ብክብሪ ይዕድም።

ባይቶ ኤርትራውያን ንፍትሒ ኣብ ኮሎራዶ

Leave a Reply

Your email address will not be published. Required fields are marked *