United Eritrea Media ኣብ ዑደት ባራክ ኦባማ፡ን’ኤርትራ እንታይ ሃደማ፧ Posted: 1:26 pm, July 27, 2015 by ENSF-HIDRI Written by Administrator. Date of post: July 28, 2015. Leave a comment መራሒ እታ ኣብ ዓለምና ዳርጋ ብኹሉ መዳያ ምዕብልትን ስልጥትን ዝኮነት ኣመሪካ፡ባራኽ ኦባማ ናይ ስራሕ ዑደት ንምግባር ናብ ቀርኒ ኣፍሪቃ ኣምሪሑ ምህላዉ ማዕከናት ዜና ዓለም የጋውሓ ኣለዋ። ኣመሪካ ኣብ ጽላት ቑጠባ፡ፖለቲካ፡ዲፕሎማሲ፡ጸጥታን ዓብይ ጽልዋ ዘለዋ ሃገር እያ።ረብሓ ንምሕላውን ንምውሓን ዘይትገብሮ፡ ዘይትሓልሞን ዘይትዓዮን ነገር ከምዘይብላ ብብዙሓት ይእመነሉ እዩ።…………………