United Eritrea Media መኸተና ይዕዘዝ!!…..ሰውራዊ ደሞክራስያዊ ግንባር ኤርትራ…8-7-2015. Posted: 4:49 pm, July 8, 2015 by ENSF-HIDRI Written by Administrator. Date of post: July 9, 2015. Leave a comment ኣብ’ዞም ዝሓለፉ 24 ናይ ነጻነት ዓመታት፡ ኣብ ዕጹው ደምበ ድምጽና ከይተሰምዐ፡ ሰብኣውን ዲሞክራስያውን መሰላት ህዝብታትና ከም ሕሱም ክዳሃኽ ጸኒሑ እዩ፡፡ ህዝብታትና ካብ ሰብ ንታሕቲ ካብ ግኡዝ ኣቕሓ ንላዕሊ ዝኾነ ከርፋሕ ሂወት ከሕልፉ ጸኒሖም እዮም። ፍትሒ ዝበሃል………………